Category: ዜና

1 89 90 91 92 93 383 910 / 3830
ኢትዮጵያን ጁቡቲን፣ ኣብ ዶብ ዝንቀሳቐሱ ነጋዶ፣ ካብ ሓደ ሽሕ ዶላር ከይሓልፉ ክድረቱ’ዮም

ኢትዮጵያን ጁቡቲን፣ ኣብ ዶብ ዝንቀሳቐሱ ነጋዶ፣ ካብ ሓደ ሽሕ ዶላር ከይሓልፉ ክድረቱ’ዮም

Radio Erena: 04 July 2023 ኣብ ከባቢ ዶባት ኢትዮጵያን ጂቡቲን፣ ካብን ናብን ዝንቀሳቐሱ ተራ ነጋዶ፣ ኣብ ወርሒ ካብ ሓደ ሽሕ ዶላር ንላዕሊ ዝግመት ንግዳዊ ልውውጢ ከየካይዱ ዝእግድ ኣዋጅ ኣብ ግብሪ ክውዕል ምዃኑ [...]
ሶማል፣ ኣባላት ዳዒሽ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያንን ክልተ ሱዳናውያንን ኢዶም ሂቦም

ሶማል፣ ኣባላት ዳዒሽ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያንን ክልተ ሱዳናውያንን ኢዶም ሂቦም

Radio Erena: 04 July 2023 ኣባላት ናይቲ ኣብ ሶማል ዝንቀሳቐስ ኣካል ጉጅለ ዳዒሽ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኢትዮጵውያንን ክልተ ሱዳናውያንን፣ ንሓይልታት ጸጥታ ኢዶም ከምዝሃቡ መርበብ ዜና ጋረወ ሓቢሩ። እቶ [...]
‘ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ እትፍጽሞ ዘላ መጥቃዕታት፣ ንጸጥታ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝዘርግ’ዩ።’  የመን

‘ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ እትፍጽሞ ዘላ መጥቃዕታት፣ ንጸጥታ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝዘርግ’ዩ።’ የመን

Radio Erena: Tuesday, 04 July 2023 ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ እትገብሮ ዘላ መጥቃዕታት፣ ንጸጥታን ርግኣትን ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝዘርግ ምዃኑ ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ የመን ኣጠንቂቑ። እቲ ሚ [...]
ኤርትራ፡ ኣብ ዩኔስኮ ኣንጻር ኣመሪካ ኣድሚጻ

ኤርትራ፡ ኣብ ዩኔስኮ ኣንጻር ኣመሪካ ኣድሚጻ

Radio Erena: Sunday, 02 July 2023 ንኣመሪካ ናብ ዓለምለኻዊ ውድብ ትምህርቲ፡ ስነ ፍልጠትን ባህልን ዩኔስኮ ንምምላስ ኣብ ዝተገብረ ድምጺ፡ ኤርትራ ኣይፋል ኣድሚጻ። ኣብቲ ብዓርቢ 30 ሰነ ዝተኻየደ ድምጺ ናይ ምሃ [...]
ኢትዮጵያ፡ናብ ብሪክስ ክትጽንበር ሓቲታ

ኢትዮጵያ፡ናብ ብሪክስ ክትጽንበር ሓቲታ

Radio Erena: Sunday, 02 July 2023 ኢትዮጵያ ናብቲ ብብራዚል፡ሩስያ፡ህንዲ፡ቻይናን ደቡብ ኣፍሪቃን ዝቖመ ብሪክስ ዝተባህለ ማሕበር ንኽትጽንበር ሕቶ ከም ዘቕረበት ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣፈኛ ሚንስት [...]
ክሊ ኣየር ሱዳን፤ ካብ ነፈርቲ ናጻ ዝኾነሉ ግዜ ክሳብ 10 ሓምለ ክጸንዕ እዩ

ክሊ ኣየር ሱዳን፤ ካብ ነፈርቲ ናጻ ዝኾነሉ ግዜ ክሳብ 10 ሓምለ ክጸንዕ እዩ

Radio Erena: Sunday, 02 July 2023 በዓል መዚ ኣቭየሽን ሱዳን፣ ክሊ ኣየር እታ ሃገር ካብ ነፈርቲ ናጻ ክኸውን ንዘሕለፎ ውሳኔ፣ ክሳብ 10 ሓምለ ክናዋሕ ወሲኑ። ኣቭየሽን ሱዳን፣ ብዓርቢ 30 ሰነ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 01 ሓምለ 2023 ፈነወና

ናይ ሎሚ ቀዳም 01 ሓምለ 2023 ፈነወና

Radio Erena: Saturday, 01 July 2023 Radio Erena · ቀዳም 01 ሓምለ 2023   [...]
ፌስቲቫል ህግደፍ ኣብ ጊሰን  ብሰንኪ ውሕስነት ጸጥታ ተሰሪዙ

ፌስቲቫል ህግደፍ ኣብ ጊሰን ብሰንኪ ውሕስነት ጸጥታ ተሰሪዙ

Radio Erena: Thursday, 29 June 2023 ን7ን 8ን ሓምለ፣ ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ጊሰን ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ፌስቲቫል ህግደፍ፣ ውሕስነት ጸጥታኡ ክረጋገጽ ብዘይምኽኣሉ ከምዝተሰረዘ፣ ምምሕዳር እታ ከተማ፣ ሎሚ [...]
ናይ ሎሚ ሓሙስ 29 ሰነ 2023 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ሓሙስ 29 ሰነ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: Thursday, 29 June 2023 Radio Erena · ሓሙስ 29 ሰነ 2023   [...]
ብዕብየታ ቀዳማይ ደረጃ እትሕዝ መዘገበ ቃላት እንግሊዝ- ብሊን ተዘርጊሓ

ብዕብየታ ቀዳማይ ደረጃ እትሕዝ መዘገበ ቃላት እንግሊዝ- ብሊን ተዘርጊሓ

Radio Erena: Wednesday, 28 June 2023 ብዓብደላ ኣብራሃ ዝተዳለወት፣ ዛጊት ዝዓበየት ምዃና እትጥቀስ መዝገበ ቃላት ቋንቋታት እንግሊዝ - ብሊን ኣብ ኣገልግሎት ውዒላ። እዛ 'ጃህራይ' ዝተሰምየት መዝገብ [...]
1 89 90 91 92 93 383 910 / 3830