Category: ዜና
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ግንባራት ከቢድ ስዕረት ንዘጓነፎ ሰራዊት ሞራል ንምሃብ ዑደት የካይድ
Radio Erena: Tuesday, 05 September 2023
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ሓያሎ ግንባር ከቢድ ስዕረት ንዝወረዶ ሰራዊት እታ ሃገር ሞራል ንምሃብ ዑደት ምክያዱ ተሓቢሩ።
እቲ ፕረዚደንትን ላ [...]
ብኤርትራውያን ዝውነን፣ እዝራ ኩባንያ ህንጻን ልምዓትን፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ክልተ ዓበይቲ ጀላቡ ኣመሪቑ
Radio Erena: Tuesday, 05 September 2023
ኣብ ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ካልእ ዝተፈላለያ ሃገራትን ዝነጥፍ፣ ብኤርትራውያን ኣውፈርቲ ዝውነን 'እዝራ ኩባንያ ህንጻን ልምዓትን' (ECDG)፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ክልተ [...]
ሱዳን፡ ወተሃደራዊ መንግስቲ ሰላማዊ ሰልፊ ንዝወደባ ደቂ ኣንስትዮ ይኣስር
Radio Erena: Sunday, 03 September 2023
ኣብ መንጎ ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን ኲናት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፤ ኣንጻር'ቲ ኲናት፣ ሰላማዊ ሰልፊ ንዘካየዱ ሰባት፤ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ይኣትዉ ከምዘለዉ ካብታ ሃገር ዝ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፤ ሰራዊቱ ከቢድ ክሳራ ከምዘጋጠሞ፤ ንመጀመሪያ ግዚኡ ተኣሚኑ
Radio Erena: Sunday, 03 September 2023
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፤ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ዝተኻየደ ውግእ፤ ሰራዊቱ ከቢድ ክሳራ ከምዘጋጠሞ፤ ንመጀመሪያ ግዚኡ ተኣሚኑ።
እቲ ፕረዚደንት ብዓርቢ [...]
ግጭት ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል፤ ናይ ዝቖሰሉ ሰባት ቁጽሪ ልዕሊ 150 በጺሑ፤ ናታንያሁ ክጥረዙ ጸዊዑ
Radio Erena: Sunday, 03 September 2023
ኣብ እስራኤል ኣብ መንጎ ደገፍትን ተቓወምትን መንግስቲ ኤርትራ ብዝተላዕለ ግጭት፤ ብውሑዱ 150 ሰባት ከምዝቖሰሉ፤ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ገሊጸን።
ኣብቲ ብቀዳም 2 መስ [...]
‘ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዘቕረበለይ ዕድመ ‘የ ናብ ኬንያ መጺአ’ Open mic ምስ ናትናኤል እስቲፋኖስ
Radio Erena: Saturday, o2 September 2023
https://www.youtube.com/watch?v=nvKdP2HyQLo [...]
መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ካብ ሎሚ ናብ ፖርት ሱዳን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር’ዩ
Radio Erena: Friday, 01 September 2023
መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ብሰንኪ'ቲ ኣብ 15 ሚያዝያ ዝተውልዐ ኵናት ወትሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን፣ ናብታ ሃገር ኣቛሪጽዎ ዝጸንሐ ዝጸንሐ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ዳግም [...]
‘ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 183 ሰባት ተቐቲሎም።’ ሕቡራት ሃገራት
Radio Erena: Friday, 01 September 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ፋኖን ሰራዊት መንግስቲን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 183 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገ [...]
መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ይዝከር ኣሎ
Radio Erena: Friday, 01 September 2023
ባሕቲ መስከረም፣ መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ።
ምጅማር ንሓርነታዊ ቃልሲ ዝፈለመት [...]
ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ቀዋሚ ወኪል ኤርትራ ኣብ ጄኔቫ- ሕቡራት ሃገራትን፣ ኣቶ ኣደም ዑስማን ተሰዊሩ
Radio Erena: Thursday, 31 August 2023
ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ቀዋሚ ወኪል ኤርትራ ኣብ ጄኔቫ - ሕቡራት ሃገራትን፣ ኣቶ ኣደም ዑስማን ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሑ።
እቲ ኣብ ስዊዘርላ [...]