Category: ዜና
ፈይስቡክ፣ ብኤጀንሲ ድሕነት መርበብ ሓበሬታ ኢትዮጵያ ዝውነን ገጻት ዓጽዩ
Radio Erena: 17 June 2021
ፈይስቡክ፣ ብኤጀንሲ ድሕነት መርበብ ሓበሬታ ኢትዮጵያ ዝውነን ገጻት ከምዝዓጸወ ሮይተርስ ሓቢሩ።
ፈይስቡክ ነዘን ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ዝውነን ኤጀንሲ ድሕነት መርበብ ሓበሬ [...]
“ሱዳን፣ ናብ ከቢድ ቅልውላው ከተምርሕ ትኽእል’ያ።” ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ
Radio Erena: 17 June 2021
ሱዳን፣ ብሰንኪ'ዚ ዝካየድ ዘሎ ናዕቢ፣ ናብ ከቢድ ቅልውላው ከተምርሕ ከምእትኽእል ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ኣጠንቂቑ።
ንሱ ብቴሌቪዥን እታ ሃገር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ ሱዳን [...]
ኣብ ሱዳን ዝመደበቶ ወትሃደራዊ መዓስከር መሰናኽል ዘጋጠማ ሩስያ፣ ምስ ጂቡቲ ትዝቲ
Radio Erena: 17 June 2021
ሩስያን ጂቡቲን፣ ኣብ ሓያሎ ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን።
እዘን ክልተ ሃገራት፣ ኣብ ንግዲ፣ ወፍሪ፣ ቁጠባ፣ ሕርሻን ካልእን ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየዳ ዝተገልጸ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ [...]
ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ንሲመተ ‘ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ’ ወጊዞም
Radio Erena: 16 June 2021
ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከቡ፣ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ሕጊን ስርዓትን ቤተ ክርስትያን ብምጥሓስ ንዝተፈጸመ ሲመተ ሓድሽ [...]
ቀ/ሚ ሶማል፣ ‘ናብ ኤርትራን ኵናት ትግራይን ተላኢኾም’ ብዛዕባ ዝተባህሉ ወትሃደራት ሶማል እትከታተል ኮሚሽን ኣቝሙ
Radio Erena: 15 June 2021
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ መሓመድ ሑሰን ሮብለ፣ 'ናብ ኤርትራን ኵናት ትግራይን ተላኢኾም' ብዛዕባ ዝብሃል ዘሎ ወትሃደራት ሶማል እትከታተል ኮሚሽን ኣቝሙ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣ [...]
መብዛሕቶም ዜጋታት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ስደተኛታት ዝጽዓነት ጃልባ፣ ኣብ ገማግም የመን ብምጥሓላ 10ታት ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 15 June 2021
መብዛሕቶም ዜጋታት ኢትዮጵያ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣስታት 200 ስደተኛታት ዝዓጸነት ጃልባ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ከምዝጠሓለት ስበ ስልጣን የመን ገሊጾም።
እቶም ስበ ስልጣን፣ ካብ [...]
ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፣ ንመጀመርያ እዋን ልዕሊ 5 ኤርትራውያን ደቂንስትዮ፣ ንኤርትራ ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ክወዳደራ’የን
Radio Erena: 15 June 2021
ብዝሒ ናይተን ንኤርትራ ብምውካል፣ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ዝወዳደራ ኤርትራውያን ኣትሌታት ደቂንስትዮ ሓሙሽተ በጺሑ።
ኣትሌታት፡ ራሄል ዳንኤልን ዶልሺ ተስፉይን፣ ብሰሉስ 8 ሰነ፣ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንተደጋጋሚ እዋን ክሰጋገር ዝጸንሐ ምርጫ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት እታ ሃገር ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ ከምዘይካየድ ተሓቢሩ
Radio Erena: 15 June 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብተደጋጋሚ እዋን ክሰጋገር ዝጸንሐ ምርጫ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት እታ ሃገር፣ ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ፣ ኣብ 21 ሰነ ከምዘይካየድ ቦርድ ምርጫ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ ቦ [...]
ኬንያ፣ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት፣ ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ናይ ነፈርቲ መጓዓዝያ ክቕጽል ወሲና
Radio Erena: 15 June 2021
ኬንያ፣ ካብ 11 ግንቦት ኣትሒዛ፣ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት፣ ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ናይ ነፈርቲ መጓዓዝያ፣ ከምዘልዓለቶ ኣፍሊጣ።
ኬንያ፣ ኣብቲ ጉዳይ ድሕሪ ምምካር፣ ምእንቲ ረብሓ [...]
Crush and Punish: The Dictator’s War of Retribution
Radio Erena: 14 June 2021
Although the Eritrean government officials seldom discuss in private or in public the war situation in Tigray, it is [...]