Category: ዜና

1 108 109 110 111 112 383 1100 / 3830
ኤርትራዊ መትከል እዮብ፡ ኣብ ሓሙሻይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፡ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ

ኤርትራዊ መትከል እዮብ፡ ኣብ ሓሙሻይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፡ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ

Radio Erena: 23 February 2023 ተቐዳዳማይ ማሌዥያዊት ኮንቲነንታል ክለብ Terengganu Polygon፡ ኤርትራዊ መትከል እዮብ፡ ሎሚ ሓሙስ 23የካቲት 2023፡ ብዓወት ኣባል ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪቓ ኦርሚስተን [...]
ሄኖክ ሙሉብርሃን፡ ኣብ 3ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፡ ንመቐዳድምቱ ብምርሕራሕ ቀዳማይ ወጺኡ

ሄኖክ ሙሉብርሃን፡ ኣብ 3ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፡ ንመቐዳድምቱ ብምርሕራሕ ቀዳማይ ወጺኡ

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኢጣልያዊት ፕሮኮኒንትንታል ቲም Green Project-Bardiani CSF-Faizanè፡ ሄኖክ ሙሉብርሃን፡ ሎሚ ሰሉስ 21 የካቲት 2023፡ ካብ ከተማ ሁየ ናብ ከተማ ሙሳንዘ ቐጺሉ ኣብ ዝወዓለ 3ይ መድረኽ ዙር ርዋን [...]
ኤርትራ እታ እንኮ ኣብ ኣኼባ ነጻ ንግዲ ኣፍሪቃ ዝቦኾረት ሃገር ኮይና

ኤርትራ እታ እንኮ ኣብ ኣኼባ ነጻ ንግዲ ኣፍሪቃ ዝቦኾረት ሃገር ኮይና

Radio Erena: 19 February 2023 ኤርትራ ካብ ኣኼባ ስምምዕ ነጻ ኣህጉራዊ ንግዲ ኣፍሪቃ ቦኺራ። ኣብዚ “ምፍጣን ትግባረ ስምምዕ AFCFTA”ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ 15ን 16 ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተቓንዐ ኣ [...]
ሶማል ዝጸንሓ ልቓሕ ተሰሪዙላ

ሶማል ዝጸንሓ ልቓሕ ተሰሪዙላ

Radio Erena: 19 February 2023 ሶማል ካብ ኣህጉራዊ ፋይናንሳዊ ማዕከን ዝጸንሓ ለቓሕ፡ ጀርመን፣ ሽወደን፣ በልጅምን ኢጣልያን ብምትሕብባር ሰሪዘናላ። ን30 ዓመታት ብሰንኪ ልዑል መጠን ዕዳ፡ካብ ተወሳኺ ልቓሕ ተኣጊ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ዝጸንሐ ዘምርድዳእ ብሰላም ተፈቲሑ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ዝጸንሐ ዘምርድዳእ ብሰላም ተፈቲሑ

Radio Erena: 19 February 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያንን ካብኣ ተፈንጪሎም ጵጵስና ዝኣወጁ መራሕቲ ሃይማኖትን ዝነበረ ዘይምርድዳእ ብሰላም ተፈቲሑ። ብመንጎኝነት ቀ [...]
ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተጸንዐ ማዕቀብ ክግበር፤ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ

ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተጸንዐ ማዕቀብ ክግበር፤ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ

Radio Erena: 12 February 2023 ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተጸንዐ ማዕቀብ ክግበር፤ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ። እቲ ኣህጉራዊ ተጣባቒ መሰላት ብሓሙስ 9 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕ [...]
ሩስያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ (ፖርት ሱዳን) ወተሃደራዊ መዓስከር ክትከፍት እያ

ሩስያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ (ፖርት ሱዳን) ወተሃደራዊ መዓስከር ክትከፍት እያ

Radio Erena: 12 February 2023 ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን፤ ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ ዘኽእላ ስምምዕ ኣርቂቑ መጽናዕቱ ከምዝወደአ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ወደብ ፖርት ሱዳን ክህነጽ ተወጢኑ [...]
ሶማሊላንድ ምስ ሶማል ክትጽምበር ኣብ ዝጠልብ ናዕብታት 9 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማሊላንድ ምስ ሶማል ክትጽምበር ኣብ ዝጠልብ ናዕብታት 9 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 12 February 2023 ኣብ ሶማሊላንድ ብዝጎሃሃር ዘሎ ናይ ተቓውሞ ናዕብታት ብዝተፈጥረ ግጭት፤ ብውሑዱ ትሽዓተ ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ፤ ካልኦት 14 ከኣ ከምዝቖሰሉ ተገሊጹ። ዝሓለፈ ሰሙን፤ ሓያሎ መራሕቲ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ኬንያ ብጋዜጠኛታት ንዝቐረበሎ ሕቶታት ዝሃቦ መልሲ መዘራረቢ ኮይኑ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ኬንያ ብጋዜጠኛታት ንዝቐረበሎ ሕቶታት ዝሃቦ መልሲ መዘራረቢ ኮይኑ

Radio Erena: 11 February 2023 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ፣ ብሓሙስ 9 ለካቲት፣ ኣብ መዛዘሚ ናይ ኬንያ መገሽኡ፡ ካብ ጋዜጠኛታት ንዝቐረበሉ ሕቶታት ዝሃቦ ምላሽ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ማዕከናት ዜና ዓለምን ማሕበራ [...]
‘ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ 525 ቶን ዓሳ ተኣኪቡ።’ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ

‘ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ 525 ቶን ዓሳ ተኣኪቡ።’ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ

Radio Erena: 10 February 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ 525 ቶን ዓሳ ከምዝተኣከበ፣ ንሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ፣ ኣቶ ሑሴን መዓውያ ብምጥቃስ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ሓቢራ። እታ [...]
1 108 109 110 111 112 383 1100 / 3830