Category: ዜና ወጻኢ
ስዊዘርላንድ፣ ንሓደጋ ዝተቓልዑ ስደትኛታት ብህጹጽ ናይ ምቕባል መደብ፣ ንግዜኡ ደው ከምዘበለቶ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 05 January 2023
ስዊዘርላንድ፣ ብመሰረት እቲ ምስ ሕቡራት ሃገራት ዝበጽሓቶ ስምምዕ፣ ንሓደጋ ዝተቓልዑ ስደተኛታት ብህጹጽ ናይ ምቕባል መደብ ንግዜኡ ደው ከምዘበለቶ ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር ነቲ መደ [...]
‘ሶማል፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ካብ ኣልሸባብ ሓራ ክትከውን’ያ።’ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ
Radio Erena: 05 January 2023
ሶማል፣ ንዓመተ 2024 ካብ ኣልሸባብ ሓራ ኮይና ክትቅበላ'ያ ክብል ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ገሊጹ።
መርበብ ዜና ጋረወ፣ ብ03 ጥሪ ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ፕረዚደ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ልዕሊ 20 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena:03 January 2023
ኣብ ሶማሊላንድ፣ ኣንጻር መንግስቲ ናይታ ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ብውሕዱ 20 ሰባት ከምዝተቐትሉ ንሓካይም ብምጥቃስ ሮይተርስ ሓቢሩ።
እቶም ተቓወምቲ፣ መ [...]
‘ርእሰ ውሳኔ ምብራቅ ሱዳን እንተተነጺጉ፣ ኵናት ከነልዕሊ ኢና።’ መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ
Radio Erena:03 January 2023
መንግስቲ ሱዳን፣ ንሕቶ ርእሰ ውሳኔ ምብራቕ ሱዳን እንተነጺጉ፣ ኣብቲ ዞባ ኵናት ክእውጁ ምዃኖም መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ፣ መሓመድ ኣል ኣሚን ተሪክ ኣጠንቂቑ።
እቲ ካብ ቀቢላ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ኣሎ።’ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረረስ
Radio Erena: 02 January 2023
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ምህላዉ፣ ፖለቲካዊ ሰልፊ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረረስ (ኦፌኮ) ናብ መንግስቲ ጥርዓን ኣቕሪቡ [...]
ፕረዚደንት ጂቡቲ: ፕረዚደንት ሶማል ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት ኣብ ሞቛድሹ ዑደት ኣካይዱ
Radio Erena: 30 December 2022
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ኣብ ሶማል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምክያዱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቲ ፕረዚደንት፣ ሶማላዊ መዘንኡ ማሕሙድ ሸኽ ሓሰን ብ [...]
ሓይልታት ትግራይ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ሎሚ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ምርካብ ክጅምሩ’ዮም
Radio Erena: 29 December 2022
ሓይልታት ትግራት፣ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ካብ ሎሚ ሓሙስ 29 ታሕሳስ ንሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከረክብ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ፣ ኣምኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣ [...]
ኣልሸባብ፣ ንዓመታት ሒዝዎም ዝጸንሐ 14 ኢራናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: 29 December 2022
ኣል ሸባብ፣ ንነዊሕ ዓመታት ሒዝዎም ዝጸንሐ 14 ኢራናውያን ገፍፍቲ ዓሳ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ናብ ዓዶም ተፋንዮም።
እቶም ኢራናውያን ናብ ዓዶም ክፋነዉ ዝኸኣሉ፣ ኣብ መንጎ መን [...]
ፈ.መ. ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ንዝበጽሑዎ ስምምዕ ሕብረት ኤውሮጳ ሞጒሱ
Radio Erena: 25 December 2022
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ናይ ተዓዛብነትን ሽምግልናን መሰል ንሕብረት ኣፍሪቃ ክህቡ ምስምሞዖም፣ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ።
እቲ ሕብረት ብ [...]
ግብጺ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ክልተ ደሴታት፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይተረክብ፣ ምድንጓይ ትፈጥር
Radio Erena: 25 December 2022
ግብጺ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽራ ዝጸንሓ ክልተ ደሴታት፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይተረክብ፣ ምድንጓይ ትፈጥር ኣላ ዝብል ክሲ ቀሪቡዋ።
እተን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ደሴታት፣ ኣብ ትሕቲ ወተሃደ [...]