Category: ዜና ወጻኢ

1 198 199 200 201 202 203 2000 / 2022
ኣልበሽር፣ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ

ኣልበሽር፣ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ

Radio Erena: 16 June 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ሓሰን ዑመር ኣልበሽር፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዉ ንመጀመሪያ ግዜ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ። ኣልበሽር፣ ብሰንበት 16 ሰነ ኮበር ካብ ዝተባህለ ቤት ማእሰ [...]
‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን

‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን

Radio Erena: 16 June 2019 ምንቅስቓስ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ዘተ ሰላም እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተሳማሚዖም ዝተባህለ ሓቅነት ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ። እቲ ንህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ዝመርሕ ዘሎ ሓይሊ፣ ኢትዮጵያ [...]
ኬንያ፣ 11 ኣባላት ፖሊስ ተቐቲሎም

ኬንያ፣ 11 ኣባላት ፖሊስ ተቐቲሎም

Radio Erena: 16 June 2019 ኣብ ዶብ ኬንያን ሶማልን ኮለላ ኣብ ልዕሊ ዘካዪድ ዝነበረ ቃፍላይ ፖሊስ ኬንያ ብዝወረዶ ናይ ነታጒ ሓደጋ፣ ብዉሑዱ ዓሰርተ ሓደ ኣባላት ፖሊስ ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ [...]
ሱዳን፣ ካብ ሰራዊትን ፖለቲካውያን ሰልፍታትን ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንኽቐውም ዘተ ክቕጽሉ ኣብ ስምምዕ በጺሖም

ሱዳን፣ ካብ ሰራዊትን ፖለቲካውያን ሰልፍታትን ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንኽቐውም ዘተ ክቕጽሉ ኣብ ስምምዕ በጺሖም

Radio Erena: 13 June 2019 ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ወትሃደራዊ ባይቶን ፖለቲካውያን ውድባትን ክካየድ ድሕሪ ዝጸንሐ ናይ ምቅርራብ መስርሕ፣ ካብ ክልቲኦም ወገናት ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንምቛም ዘተ ክቕጽል ምዃኑ ተሓቢሩ [...]
ታንዛንያን ኡጋንዳን፣ ባጤራ ኬንያ፣ ኣብ ባንክታተን ከይሽረፍ ኣጊደን

ታንዛንያን ኡጋንዳን፣ ባጤራ ኬንያ፣ ኣብ ባንክታተን ከይሽረፍ ኣጊደን

Radio Erena: 13 June 2019 ታንዛንያን ዩጋንዳን፣ ባጤራ ኬንያ፣ ኣብ ባንክታተን ከይሽረፍ ኣገደን። እዘን ሃገራት፣ ኣብ ልዕሊ ሽሊንግ' እገዳ ዝገበራሉ ምኽንያት፣ ሃገራዊ ባንክ ኬንያ፣ ብሰንኪ ዘይሕጋዊ ምዝውዋርን ት [...]
ስዑዲ ዓረብ ዋንነት ሕ.መ.ኣመሪካ ዝኾነ ኣጽዋር ከተፍሪ’ያ

ስዑዲ ዓረብ ዋንነት ሕ.መ.ኣመሪካ ዝኾነ ኣጽዋር ከተፍሪ’ያ

Radio Erena: 09 June 2019 ፍርያት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝኾነ ተተኮስቲ ቦምባታት ኣብ ስዑዲ ዓረብ ክፈሪ ዘፍቅድ ስምምዕ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ተኻዪዱ። ኒውዮርክ ታይምስ ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ [...]
መራሕቲ ተቓውሞ ሱዳን፣ ምስ ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርኻቦም ተቐዪዶም

መራሕቲ ተቓውሞ ሱዳን፣ ምስ ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርኻቦም ተቐዪዶም

Radio Erena: 09 June 2019 ንህዝባዊ ምልዕዓል ሱዳን ይመርሑ ካብ ዘለዉ ክልተ ቀንዲ ሓለፍቲ፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርኻቦም ብኡ ንብኡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉ፣ ማዕከናት ዜና ካብ ሱዳን ሓቢረን። [...]
ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ኣጠንቂቓ

ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 06 June 2019 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ኣብ ልዕሊ ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ኣጠንቒቑ። እቲ መንግስቲ ነዚ መጠንቀቕታ ዘመሓላለፈ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኬንያ ብ26 ግንቦት [...]
ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎደናታት ንዝልምኑ ቆልዑ ምጽዋት ምሃብ ዝኽልክል ሓዲሽ ሕጊ ጸዲቑ

ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎደናታት ንዝልምኑ ቆልዑ ምጽዋት ምሃብ ዝኽልክል ሓዲሽ ሕጊ ጸዲቑ

Radio Erena: 06 June 2019 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎደናታት ንዝልምኑ ቆልዑ፣ ምጽዋት ምሃብ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ከምዘጽደቐ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። እቲ ሓድሽ ሕጊ ብዘይካ'ዚ፣ ቆልዑ ብዘይኣላዩ ኣብ ጎደናታት ቀንፈዘው [...]
ሱዳን፣ ወተሃደራዊ ቆንስል ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብሓላፍነት ይኽሰስ

ሱዳን፣ ወተሃደራዊ ቆንስል ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብሓላፍነት ይኽሰስ

Radio Erena: 02 June 2019 ኣብ ሱዳን ግዚያዊ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ፣ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካዪድ ዘሎ ህዝቢ ሱዳን ጎነጻዊ ስጉምቲ ይወስድ ኣሎ ክብል ማሕበር ሞያውያን’ታ ሃገር ከሲሱ። ንህዝባዊ ምልዕ [...]
1 198 199 200 201 202 203 2000 / 2022