Category: ዜና ወጻኢ

1 197 198 199 200 201 203 1990 / 2022
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካይድ ዘሎ ህዝቢ ሱዳን ጎነጻዊ መጥቃዕቲ ይቕጽል

ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካይድ ዘሎ ህዝቢ ሱዳን ጎነጻዊ መጥቃዕቲ ይቕጽል

Radio Erena: 02 July 2019 ኣብ ሱዳን ግዚያዊ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ፣ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካዪድ ዘሎ ህዝቢ ሱዳን ጎነጻዊ ስጉምቲ ምውሳድ ይቕጽሎ ከም ዘሎ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ካብታ ሃገር ይገልጹ። ህዝ [...]
ኢትዮጵያ፣ ቁጽሪ ናይቶም ምስ ፈተነ ዕልዋ ምትእስሳር ኣለኩም ተባሂሎም ዝእሰሩ ዘለዉ ልዕሊ 250 በጺሑ

ኢትዮጵያ፣ ቁጽሪ ናይቶም ምስ ፈተነ ዕልዋ ምትእስሳር ኣለኩም ተባሂሎም ዝእሰሩ ዘለዉ ልዕሊ 250 በጺሑ

Radio Erena: 30 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምስቲ ብ22 ሰነ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ምትሕሓዝ ኔርኩም ተባሂሎም ናይ ዝቕየዱ ዘለዉ ውልቀ ሰባት ይቕጽል ኣሎ። ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ብዓርቢ 28 ሰነ ኣ [...]
ኣብ ስልጣን ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ብሕብረት ኣፍሪቃን ኢትዮጵያን ዝተነድፈ ሓድሽ እማመ ተቐቢሉ

ኣብ ስልጣን ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ብሕብረት ኣፍሪቃን ኢትዮጵያን ዝተነድፈ ሓድሽ እማመ ተቐቢሉ

Radio Erena: 30 June 2019 ኣብ ስልጣን ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ብሓሙስ 27 ሰነ ብሕብረት ኣፍሪቃን ኢትዮጵያን ዝተነድፈ ሓድሽ እማመ ከም ዝተቐበለ ኣፍሊጡ። እዚ ቀሪቡ ዘሎ እማመ ፣ ብመሰረት ጠለብ ህዝቢ ፣ [...]
ሕ.መ.ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን እገዳ ከምእትገብር ኣጠንቂቓ

ሕ.መ.ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን እገዳ ከምእትገብር ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 27 June 2019 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ ወተሃደራዊ ሓይሊ ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ከካዪዶ ዝጸንሐ ምቕታልን ዓመጽን እንተቐጺሉዎ፣ እገዳ ክትገብረሉ ምዃና መጠንቀቕታ ቀሪቡ። ምኽትል [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዉሑዱ 37 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዉሑዱ 37 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 27 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዉሑዱ 37 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣመሓዳሪ’ቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ኣሻዲ ሓሰን ንኣሶሼትድ ፕረስ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ብረት ዝዓጠቑ ውልቀሰባት ብሰንበት ወጋሕታ ና [...]
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፤ ንእማመ ኢትዮጵያ ከምዘይተቐበሎ ገሊጹ

ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፤ ንእማመ ኢትዮጵያ ከምዘይተቐበሎ ገሊጹ

Radio Erena: 25 June 2019 ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ነቲ ብኢትዮጵያ ዝቐረበ እማመ ምሉእ ብምሉእ ከምዘይተቐበሎ ገሊጹ። ለተናል ጀነራል ሸምሸዲን ቃባሺ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ እቲ ሰራዊት ንእማመ ሰላም ኢትዮ [...]
ኣብ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ዘካየደ ጀነራል፣ ኣብ ከባቢ ባህርዳር ከምዝተቐትለ ተገሊጹ

ኣብ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ዘካየደ ጀነራል፣ ኣብ ከባቢ ባህርዳር ከምዝተቐትለ ተገሊጹ

Radio Erena: 25 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ዘካየደ ጀነራል፣ ኣብ ከባቢ ባህርዳር ከምዝተቐትለ ኣፈኛ መንግስቲ’ታ ሃገር ገሊጹ። ብመሰረት’ቲ ዝተዋህበ ሓበሬታ፣ ጀነራል ኣሳምነው ጽገ፣ ናይቲ [...]
ሱዳን፣ እማመ ሰላም ኢትዮጵያ ብክልቲኦም ወገናት ተቐባልነት ረኺቡ

ሱዳን፣ እማመ ሰላም ኢትዮጵያ ብክልቲኦም ወገናት ተቐባልነት ረኺቡ

Radio Erena: 23 June 2019 መራሕቲ ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን፣ ነቲ ብኢትዮጵያ ዝቐረበ እማመ ሰላም ምሉእ ብምሉእ ከምዝተቐበሉዎ ኣፍሊጦም። መራሕቲ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ለውጥን ብ22 ሰነ ኣብ ዝሃቡዎ ቃል፣ ኢትዮጵያ ዘቕረበ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ተኻዩዱ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ተኻዩዱ

Radio Erena: 23 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ከምዝተኻየደ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። መንግስታውያን ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣብ ዘቃለሖኦ ሓበሬታ፣ ኣብ ባህርዳር ዝመደበሩ እ [...]
ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ

ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ

Radio Erena: 17 June 2019 ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ። ፕረዚደንት ፖል ካጋመ ብዘቕረበላ ዕድመ መሰረት ኣብ ኪጋሊ ዝተኣከበት እታ ጉጅለ፣ [...]
1 197 198 199 200 201 203 1990 / 2022