Category: ሃገራዊ ዜና
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ፖለቲካዊ ቅልውላው ሱዳን ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪቡ
Radio Erena: 18 April 2022
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ፖለትካዊ ቅልውላው ሱዳን ንምፍታሕ እማመ ከምዘቕረበ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።
መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝሓዙ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን [...]
ቁጽሪ ናይቶም ብማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ዝህቅኑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተዓጻጸፈ ይውስኽ
Radio Erena: 17 April 2022
ቆራሪ ወቕቲ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ዝውድኣሉ ዘሎ እዋን፣ ቁጽሪ ናይቶም ብማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ዝህቅኑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተዓጻጸፈ ይውስኽ ከምዘሎ፣ ን [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ስልጣኑ ይሓድግ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 13 April 2022
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ኣብ ጥሪ 2022 ዝተመዘዘ ኣምባሳደር ዳቪድ ሳተርፊልድ፣ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ስልጣኑ ይሓድግ ከምዘሎ ፎረይን ፖሊሲ ዝተባህለ መርበብ ዜና [...]
ኣብ ዳባት፣ መዓስከር ኣለም ዋጭ፣ ሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ ብሰንኪ ስእነት ሕክምናን ህጹጽ መጓዓዝያን ሞይቱ
Radio Erena: 12 April 2022
ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢ ዳባት ኣብ ዝተደኮነ መዓስከር ስደተኛታት ኣለም ዋጭ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኣስታት 5 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ሓደ መንእሰያት ሰኣን ሕክምና ከም [...]
‘ኢሳይያስ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ምዕራብ ዘርእዮ ጽልኢ፣ ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ዝጥቀመሉ ታክቲክ ወይ ስልቲ’ዩ።’
Radio Erena: 12 April 2022
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ምዕራብ ዘርእዮ ጽልኢ፣ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ዝገብሮ ስልቲ ወይ ታክቲክ ጥራይ ምዃኑ ዘ ኣፍሪካ ሪፖርት ተንቲኑ።
እቲ ማዕከን [...]
ምወላ ንልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ንእትርከበ ኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ፕሮጀክት ጸዓት በረኻ ዝውዕል 5.5 ሚልዮን ዶላር መዊሉ
Radio Erena: 12 April 2022
ምወላ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ንእትርከበ ኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ፕሮጀክት ጸዓት በረኻ ዝውዕል 5.5 ሚልዮን ዶላር ከምዝውል ኣፍሊጡ።
እቲ ኣካል ባንክ ልምዓት ኣፍ [...]
መደብ ሽኮሪናታት – ሰንበት 10 ሚያዝያ 2022
Radio Erena: 10 April 2022
Radio Erena · ሰንበት 10 ሚያዝያ 2022
[...]
‘ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ግዳያት ዝተፈላለሉ ሓይልታትን መሳርሒ ፖለቲካን ይኾኑ ኣለዉ’
Radio Erena: 08 April 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፈርን ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ዘለዉ ልዕሊ 25 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት' ግዳያት ዝተፈላለዩ ሓይልታትን መሳርሒ ፖለቲካን ይኾኑ ምህላዎም [...]
ሩስያ ካብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ተወንዚፋ፣ ኤርትራ ግና ንሩስያ ደጊፋ
Radio Erena: 07 April 2022
ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ወራር ኣካይዳትሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ሰራዊታ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ብዝፈጸምዎ ግፍዒ፣ ቅትለትን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን፣ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣ [...]
ፕረዚደንት የመን፣ ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ ስልጣኑ ሓዲጉ
Radio Erena: 07 April 2022
ንዝሓለፈ7 ዓመታት፣ ኣብ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ስደት ዝጸንሐ ፕረዚደንት የመን፣ ዓብደረቦ መንሱር ስልጣኑ ሓዲጉ።
ንሱ፣ ሎሚ ሓሙስ 07 ሚያዝያ፣ ብቴሌቪዥን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእ [...]