Category: ሃገራዊ ዜና

1 75 76 77 78 79 214 770 / 2136
ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ጸጥታ ክተሓባበራ ዘኽእለን ናይ መረዳድኢ ሰነደ ከቲመን

ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ጸጥታ ክተሓባበራ ዘኽእለን ናይ መረዳድኢ ሰነደ ከቲመን

Radio Erena: 22 November 2022 ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ምግታእ ዶብ ሰገር ገበናትን ሽበራን ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእለን ናይ መረዳድኢ ሰነድ ከቲመን። ብጉዳይ ዶብን ኣጠቓቕማ ናይልን ኣብ ምስሕሓብ ዝርከባ እዘ [...]
ኣስመራ፣ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተመልሱ ኣዴታት ዝርከብኦም ሓያሎ ሰባት ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ተኣሲሮም

ኣስመራ፣ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተመልሱ ኣዴታት ዝርከብኦም ሓያሎ ሰባት ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ተኣሲሮም

Radio Erena: 22 November 2022 ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ናብ ኣዲስ ኣበባ ገይሾም ዝቐነዩ ኣዴታት ዝርከብኦም ሓያሎ ሰባት፣ ናብ ኤርትራ ኣብ ዝተመልስሉ፣ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ተኣስሮም ተወሲዶም። ሽዱሽ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከይወጸ፣ ኣመሪካ ንኢትዮጵያ ትህቦ ዝነበረት ሓለፋ ኣይትቕጽሎን እያ’ ሞሊ ፊ

‘ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከይወጸ፣ ኣመሪካ ንኢትዮጵያ ትህቦ ዝነበረት ሓለፋ ኣይትቕጽሎን እያ’ ሞሊ ፊ

Radio Erena: 20 November 2022 ኣመሪካ ምስ ኢትዮጵያ ዝነበራ ቁጠባውን ናልምዓት መደባትን ክትቅጽሎ እንተኾይና፣ መጀመሪያ ፈደራላዊ መንግስቲ፣ ነቲ ኣብ ፕሪቶርያ ዝተኸተመ ውዕል ንዘተ ሰላም ተግባራውነቱ ከረጋግጽ ኣለዎ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 19 ሕዳር 2022 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ቀዳም 19 ሕዳር 2022 ፈነወና፦

Radio Erena: 19 November 2022 Radio Erena · ቀዳም 19 ሕዳር 2022   [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 18 ሕዳር 2022 ፈነወ ራድዮ ኤረና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 18 ሕዳር 2022 ፈነወ ራድዮ ኤረና

Radio Erena: 18 November 2022 Radio Erena · ዓርቢ 18 ሕዳር 2022   [...]
ዳርፉር፣ ብሰንኪ ስርቂ ሞተርሳይክል ኣብ ዝተላዕለ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 48 ሰባት ተቐቲሎም

ዳርፉር፣ ብሰንኪ ስርቂ ሞተርሳይክል ኣብ ዝተላዕለ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 48 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 18 November 2022 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር፣ ብ9 ሕዳር ኣብ ዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 48 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ ሓገዝ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስታዊ ትካል ግብረሰናይ፣ ብ16 ሕዳ [...]
ኤርትራ፣ ዘይሕጋዊን ካብ ቁጽጽር ወጻኢን ምግፋፍ ዓሳ ኣብ ዝገትእ ኣህጉራዊ ውዕል ተጸንቢራ

ኤርትራ፣ ዘይሕጋዊን ካብ ቁጽጽር ወጻኢን ምግፋፍ ዓሳ ኣብ ዝገትእ ኣህጉራዊ ውዕል ተጸንቢራ

Radio Erena: 15 November 2022 ኤርትራ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዘይሕጋዊን ካብ ቁጽጽር ወጻኢን ዝኾነ ምግፋፍ ዓሳ ኣብ ዝገትእ ኣህጉራዊ ውዕል ተጸንቢረን። እቲ ካብ ሰነ 2016 ኣትሒዙ ግብራዊ [...]
ፈረንሳ ኣብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ንዝነበሩ ስደተኛታት ብምድሓና፣ ምስ ኢጣልያ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ወጥሪ ኣትያ

ፈረንሳ ኣብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ንዝነበሩ ስደተኛታት ብምድሓና፣ ምስ ኢጣልያ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ወጥሪ ኣትያ

Radio Erena: 13 November 2022 ፈረንሳ፤ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ንልዕሊ 20 መዓልታት ተገቲኦም ዝጸንሑ ስደተኛታት ናብ ወደባ ክትቅበሎም ምውሳና፤ ምስ ኢጣልያ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ቁሩቁስ ምእታዋ፤ ማዕከናት ዜና ኤውሮጳ ገሊ [...]
– መራሕቲ ሃይማኖት ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ::

– መራሕቲ ሃይማኖት ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ::

  ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዘ-ሰበኻ ሰገነይቲ ክቡር ኣቡነ ፍቕረማርያምጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዘ-ሰበኻ ሰገነይቲ ክቡር ኣቡነ ፍቕረማርያም ሓጎስ ምስ ብጾቶም ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ብ11 ሕዳ [...]
ኤርትራ፣ ብእምነቶም ዝተኣሰሩ ወዲ 80 ዓመት ኣቦ ክፍትሑ ኣመሪካ ጸዊዓ

ኤርትራ፣ ብእምነቶም ዝተኣሰሩ ወዲ 80 ዓመት ኣቦ ክፍትሑ ኣመሪካ ጸዊዓ

Radio Erena: 11 November 2022 ኣብ ኤርትር፣ ካብ 2011 ኣትሒዙ፣ ብሰንኪ እምነቶም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ፣ ኣቶ ተስፋጽዮን ገብረሚካኤል ዝተባህሉ ወዲ 80 ዓመት ኣቦ ክፍትሑ ኣመሪካ ጻውዒት ኣቕሪባ። ብመን [...]
1 75 76 77 78 79 214 770 / 2136