Category: ሃገራዊ ዜና
ኢትዬጵያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ወጻእተኛታት ጉዳዮም ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ከጻርዩ ኣጠንቂቓ
Radio Erena: Friday, 05 January 2024
ኣብ ኢትዬጵያ፣ ብዘይሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዝነብሩ ዘለዉ ወጻእተኛታት፣ ጉዳዮም ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ከጻርዩን፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ክሕዙን ክፍሊ ኢምግሬሽንን ዜግነትን [...]
ናብ ዓሰብ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ መርከብ ነትጕ ኣጋጢሙ
Radio Erena: Thursday, 04 January 2024
ናብ ወደብ ዓሰብ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ መርከብ ብውሕዱ ሰለስተ ነትጕ ከምዝተራእየ፣ ኣብ ብሪጣንያ ዝመደበሩ ስርሒታት ባሕርያ ን [...]
المجلس الوطني السويسري يرفض مقترحًا يهدف لترحيل الإرتريين غير المسجلين إلى بلد ثالث
إذاعة إرينا الدولية: 02.01.2024
قال داميان مولر، عضو الحزب الليبرالي المتطرف وقنصل كانتون لوتسيرن، إنه يتعين على سويسرا إرسال الإرتريين الذين لم يت [...]
ኢትዬጵያ፣ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሐዬ ንዝበሎቶ ስምምዕ፣ ብመንግስቲ ሶማል ተነጺጉ
Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024
መንግስቲ ኢትዬጵያ፣ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሐዬ ንዝበሎ ስምምዕ መረዳድኢ ሰነድ፣ ብመንግስቲ ሶማል ተነጺጉ።
ብቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ [...]
ጉጅለ ‘ብሪክስ’ ካብ ባሕቲ ጥሪ ኢትዮጵያ ትርከበን 5 ሃገራት ብወግዒ ክጽንብር እዩ
Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024
ምትእክኻብ ‘ብሪክስ’ ኣብ 2009 ዝተመስረተ ንሃገራት ብራዚል፡ ሩስያ፡ ህንዲ፡ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪቃን ዘጸንበረ እዩ::
ካብ ባሕቲ ጥሪ ኣትሒዙ ድማ ንኢትዮጵያ: ስዑዲ [...]
ስዊዘርላንድ: ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ምስጓግ ኤርትራውያን ናይ ሳልሰይቲ ሃገር ነጺጉ
Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024
ስዊዘርላንድ: ወረቐት ዘይብሎም ኤርትራውያን ናብ 3ይቲ ሃገር ንምስጓግ ናይ ፈተነ ትልሚ ክካየድ ዝቐረበ እማመ ብሃገርዊ ቤት ምኽሪ ተነጺጉ::
ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕቦኦም [...]
ሓድሽ ዓመት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Monday, 01 January 2024
Radio Erena · ሰኑይ 01 ጥሪ 2024
[...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 31 December 2023
Radio Erena · ሰንበት 31 ታሕሳስ 2023
[...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 24 December 2023
Radio Erena · ሰንበት 24 ታሕሳስ 2023
[...]
ኣዲስ ኣበባ፡ ብሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ዝርከብዎም ኣማኢት ኤርትራውያን ተኣሲሮም
Radio Erena: Thursday, 21 December 2023
መንግስቲ ኢትዬጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ጀሚርዎ ዘሎ ግፋን ማአሰርቲን ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፡ ብሕጋዊ መንገዲ፡ ብነፈርቲ ናብታ ሃገር ንዝኣተዉ ኤርትራውያን' [...]