Category: ሃገራዊ ዜና

1 199 200 201 202 203 214 2010 / 2136
ጂቡቲ፣ መበል 42 ኣኼባ ማሕበር ፓርላማ ሃገራት ኣፍሪቃ ተኻይዱ

ጂቡቲ፣ መበል 42 ኣኼባ ማሕበር ፓርላማ ሃገራት ኣፍሪቃ ተኻይዱ

Radio Erena: 28 November 2019 መበል 42 ኣኼብ ማሕበር ፓርላማ ሃገራት ኣፍሪቃ ፣ ትማሊ ሓሙስ 28 ሕዳር ኣብ ጂቡቲ ተኻይዱ። ኣብቲ ኣኼብ፣ ኣባላት እቲ ማሕበር ካብ ዝኾና 41 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተወከሉ ኣ [...]
ብሪጣንያ፣ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ መጥቃዕቲ ኣካይዶም

ብሪጣንያ፣ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ መጥቃዕቲ ኣካይዶም

Radio Erena: 28 November 2019 ኣብ ብሪጣንያ ዝርከቡ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ መስራትን ዋና ኣሰናዳኢን ኣሰና፣ ጋዜጠኛ ኣማኑኤለ ኢያሱ መጥቃዕቲ ኣካይዶም። እዚ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ብሰሉስ 26 ሕዳ [...]
A Temple in Chains

A Temple in Chains

Radio Erena: 25 November 2019 Sudan News Agency (SUNA) reported on 20 November 2019 that the Minister of Religious Affairs and Endowments Nasse [...]
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ 200 ሚልዮን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ደቂንስትዮን ይኽንሸባ

ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ 200 ሚልዮን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ደቂንስትዮን ይኽንሸባ

Radio Erena: 25 November 2019 ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ዝወርድ ወጽዓ፣ ዓመጽ፣ ጎነጽን ጾታዊ ኣድልዎን፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት በብዓመቱ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ'ዩ ዘመልክት ዝተፈላለየ ጸብጻባት ትካላት ተጣበቕቲ መሰ [...]
ሱዳን፣ ኣብዚ 30 ዓመታት ዜግነትን ፓስፖርትን ናይ ዝወሰዱ ወጻእተኛእታት ተጻሪ ከምዘላ ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ኣብዚ 30 ዓመታት ዜግነትን ፓስፖርትን ናይ ዝወሰዱ ወጻእተኛእታት ተጻሪ ከምዘላ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 25 November 2019 ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን፣ ንወጻእተኛታት፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክወሃብ ዝጸንሐ ዜግነትን ፓስፖርትን የጻሪ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን ሌ/ጀነራል ኤል [...]
ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ ፓለርሞ፣ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ክወጽእ የብሉን ብምባል ይግባይ ሓቲቱ

ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ ፓለርሞ፣ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ክወጽእ የብሉን ብምባል ይግባይ ሓቲቱ

Radio Erena: 24 November 2019 ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ ፓለርሞ፣ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ክወጽእ የብሉን ብምባል ይግባይ ሓቲቱ። ብግጉይ መንነት ንነዊሕ እዋን ኣብ ቤት ማእሰርትን ቤት ፍርድን ክከላበት ዝ [...]
ኣመሪካ፣ ኤርትራውያን ምስጓግ ምጅማራ ተረጋጊጹ

ኣመሪካ፣ ኤርትራውያን ምስጓግ ምጅማራ ተረጋጊጹ

Radio Erena: 22 November 2019 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ናይ ዑቕባ መሰሎም ንዝነጸጎም ኤርትራውያን ናይ ምጥራዝ መስርሕ ምጅማሩ ተረጋጊጹ። በዚ መሰረት ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፣ ሓደ ኤርትራዊ ናብ ኤርትራ ከምዝተሰ [...]
ኤርትራ፣ ብዩኒሴፍ ዝተመወለ፣ ክታበት ጸረ ኣንቅጺ ይወሃብ ኣሎ

ኤርትራ፣ ብዩኒሴፍ ዝተመወለ፣ ክታበት ጸረ ኣንቅጺ ይወሃብ ኣሎ

Radio Erena: 21 November 2019 ኣብ ኤርትራ፣ ብኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ (UNICEF) ዝተመወለ ክታበት ጸረ ኣንቅጺ ብደረጃ ሃገር ይወሃብ ኣሎ። እቲ ካብ 15 ሕዳር ኣትሒዙ ብዞባ ማእከል ዝተበገሰ ሰፊሕ ሸፈነ ክታበት [...]
ኖርወይ፣ ኤርትራውያን ተዓቝብምሉ ዘለዉ፣ ኣብ ርዋንዳ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ጋሾራ ዝውዕል ሓገዝ ኣበርኪታ

ኖርወይ፣ ኤርትራውያን ተዓቝብምሉ ዘለዉ፣ ኣብ ርዋንዳ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ጋሾራ ዝውዕል ሓገዝ ኣበርኪታ

Radio Erena: 20 November 2019 ኖርወይ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም፣ ካብ ሊብያ ዝተመልሱ ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዘለዉ፣ ኣብ ርዋንዳ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ጋሾራ ንምሕጋዝ ዝውዕል ልዕሊ 5 ሚልዮን ዶላር ከምዝለገሰ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ዘቕረበቶ ዝርዝር ተቓሊዑ

ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ዘቕረበቶ ዝርዝር ተቓሊዑ

Radio Erena: 18 November 2019 ማዕከን ዜና ለ ፑዋ፣ ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ዝተፈላለየ ኣጽዋር ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ዘቕረበቶ ዝርዝር ኣቃሊዑ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ [...]
1 199 200 201 202 203 214 2010 / 2136