Category: ሃገራዊ ዜና

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርራን ሱዳንን ዝገለለ ናይ 105 ሚልዮን ኤውሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ኣበርኪቱ
Radio Erena: 02 June 2020
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዘጋጠመ ናይ መነባብሮ ጸገማት ንምፍታሕ፣ ንኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ 105.5 ሚልዮን ኤውሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣበርኪቱ።
[...]

ፈረንሳ ኣብ ግሪኽ ካብ ዝርከቡ ስደተኛታት ን750 ሰባት ዑቕባ ክትህብ’ያ
Radio Erena: 31 May 2020
ፈረንሳ ኣብ ግሪኽ ካብ ዝርከቡ ስደተኛታት ን750 ሰባት ዑቕባ ክትህብ ምዃና ኣፍሊጣ።
ቤት ጽሕፈት ሚኒስተር ጉዳይ ስደተኛታት ግሪኽ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳን [...]

ኣየርላንድ፣ ንኤርትራውያን ቆልዑ ንምሕጋዝ ዝውዕል ኣስታት 1 ሚልዮን ኤውሮ ለጊሳ
Radio Erena: 29 May 2020
መንግስቲ ኣየረላንድ፣ ኤርትራውያን ቆልዑ ንምሕጋዝ ዝውዕል ኣስታት 1 ሚልዮን ኤውሮ ከምዝለገሰ ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት (UNICEF) ኣፍሊጡ።
እቲ ሓገዝ፣ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት [...]

ኮሮናቫይርረስ፣ ንብዝሒ ተጠቃምነት ኢንተርነት ብልዕሊ 35% ከምዘዕበዮ ተገሊጹ
Radio Erena: 26 May 2020
ንለበዳ ኮራና ቫይረስን ስዒቡ ድሕሪ ዝወጸ ኣዋጃት ውሸባን ምዕጻው ኣብ ኣባይትን፣ ህዝቢ ናብ ማዕከናት ዜና ዝጸንሖ ኣተኩሮ ብዝልዓለ ናህሩ'ዩ ወሲኹ።
ከም ቲቪን ሬድዮን ዝኣመሰለ ሜድ [...]

25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ
Radio Erena: 26 May 2020
25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ።
እዚ ንመበል 57 ዓመቱ ዝዝከር ዘሎ፣ መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ዝተጀመረ ጻዕሪ ነሐይል ብዝብል ኣርእስቲ' [...]

24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር
Radio Erena: 24 May 2020
24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር ኣላ።
ኣብዚ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ዝተፈላለየ ደምበታት ተ [...]

ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ፤ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ይዛዝም
Radio Erena: 24 May 2020
ኣብ ኤርትራ ዕደናዊ ንጥፈታት ዘካይድ ዘሎ ዳናካሊ፣ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊጹ።
እቲ ኣውስትራልያዊ ትካል ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ እዚ ካልኣይ ገጽ ኣብ ወርሒ ሰነ [...]

“ኤርትራ፣ ካብ 800 ሰባት ንላዕሊ ክሕዝ ዘይግብኦ ዓዲ ኣቤቶ ልዕሊ 2500 እሱራት ተጨቓጪቖም ኣለዉ።” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል
Radio Erena: 21 May 2020
ኣብ ዓዲ ኣቤቶ፣ ማይ ስርዋን ዓላን ኣብ ዝርከብ ኣብያተ ማእሰርቲ፣ እሱራት ብዘይእኹል ማይን ጥዕናዊ ውሕስነትን፣ ብሕማቕ ተታሒዞም ከምዘለዉ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሎሚ 21 ግንቦት ኣብ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ተገሊጹ
Radio Erena: 21 May 2020
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣስታት [...]

ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሓስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ለጊሳ
Radio Erena: 19 May 2020
ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሃስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል ናይ ኣስታት 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሰብኣዊ ሓገዝ ምብርካታ ኤምባሲ እታ ሃገር ካብ ኣስመራ ኣፍሊጡ።
እቲ ብመ [...]