Category: ሃገራዊ ዜና

1 118 119 120 121 122 214 1200 / 2136
ሕብረት ኤውሮጳ እጃሙ ከበርክት እንተዘይክኢሉ፣ ስቓይ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ከብቕዕ ከምዘይኮነ መንግስቲ ሊብያ ኣፍሊጡ

ሕብረት ኤውሮጳ እጃሙ ከበርክት እንተዘይክኢሉ፣ ስቓይ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ከብቕዕ ከምዘይኮነ መንግስቲ ሊብያ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 11 October 2021 ሕብረት ኤውሮጳ እጃሙ ከበርክት እንተዘይክኢሉ፣ ስቓይ ናይቶም ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሕልኑ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ከብቕዕ ከምዘይኮነ መንግስቲ ሊብያ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ነዚ [...]
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ህጻናት ብሰንኪ ዓጸቦ ሞይቶም

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ህጻናት ብሰንኪ ዓጸቦ ሞይቶም

Radio Erena: 10 October 2021 ኣብ ትግራይ፣ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ምስ ስድራቤታቶም ተዓቝቦም ዝጸንሑ ሰለስተ ኤርትራውያን ህጻናት ከምዝሞቱ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ብ30 መስከረም [...]
ሊብያ፣ ዝተገፈፉ ኣሽሓት ስደተኛታት ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ኣባላት ሓለዋ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ብውሕዱ ሽዱሽተ ተቐቲሎም

ሊብያ፣ ዝተገፈፉ ኣሽሓት ስደተኛታት ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ኣባላት ሓለዋ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ብውሕዱ ሽዱሽተ ተቐቲሎም

Radio Erena: 09 October 2021 ኣብ ሊብያ፣ ከባቢ ከተማ ትሪፖሊ፣ ካብ መጀመርያ ወርሒ ጥቅምቲ ኣትሒዙ ኣብ ዝተኻየደ ግፋ ዝተታሕዙ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣሽሓት፣ ካብ ማእሰርቲ ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ኣባላት [...]
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ተቓላሲት ንፍትሒ፡ ወ/ሮ ሂወት ገብረገርግሽ ተፈጺሙ

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ተቓላሲት ንፍትሒ፡ ወ/ሮ ሂወት ገብረገርግሽ ተፈጺሙ

Radio Erena: 08 October 2021 ብድንገታዊ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ተዓቑባ ብምጽናሕ ብ30 መስከረም ካብዛ ዓለም ብሞት ናይ እተፈልየት ተቓላሲት ንፍትሒ፡ ወ/ሮ ሂወት ገብረገርግሽ፣ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብ7 ጥቅምቲ 20 [...]
ካናዳ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ እገዳ ከተነብር፣ ሓያሎ ማሕበራትን ተጣበቕቲ መሰላትን ጸዊዐን

ካናዳ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ እገዳ ከተነብር፣ ሓያሎ ማሕበራትን ተጣበቕቲ መሰላትን ጸዊዐን

Radio Erena: 07 October 2021 ካናዳ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ እገዳ ከተንብር፣ ሓያሎ ኣህጉራውያን ዘይመንግስታውያን ማሕበራት ትካላት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ጸዊዐን። እተን ኣብ ምጥብቃ [...]
ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 5 ሽሕ ስደተኛታት ተገፊፎም

ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 5 ሽሕ ስደተኛታት ተገፊፎም

Radio Erena: 07 October 2021 ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ፣ ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ እታ ሃገር ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ግፋ፣ ናይ ዝሓዝዎም ብዝሒ ስደተኛታት ልዕሊ 5 ሽሕ በጺሑ። እቶም ሓይልታት ጸጥታ፣ ነቶም ቆልዑን ደ [...]
ቤት ምኽሪ ጽጥታ፣ ኣብ ኵናት ትግራይን ህሉው ኩነታት ኢትይጵያን ዘትዩ

ቤት ምኽሪ ጽጥታ፣ ኣብ ኵናት ትግራይን ህሉው ኩነታት ኢትይጵያን ዘትዩ

Radio Erena: 07 October 2021 ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኵናት ትግራይን ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያን ዘትዩ። እቲ ብረቡዕ 6 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ዝተኻየደ ፍሉይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ጸጥታ፣ ኣ [...]
‘ካብ ተሸላሚ ኖቤል፣ ናብ ናይ ኵናት እዋን መራሒ ዝተሰጋገረ ቀ/ሚ ኣብይ’ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል ቃለ መሓላ ፈጺሙ

‘ካብ ተሸላሚ ኖቤል፣ ናብ ናይ ኵናት እዋን መራሒ ዝተሰጋገረ ቀ/ሚ ኣብይ’ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል ቃለ መሓላ ፈጺሙ

Radio Erena: 05 October 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ቃለ መሓላ ፈጺሙ። ኣብይ ኣሕመድ፣ ብዓብላሊ ድምጺ ፓርላማ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ክኸውን ድሕሪ ምምራ [...]
ፖርት ሱዳን ብሰንኪ ኣድማ ብምዕጻው፣ ቀረባት መግቢ መድሃኒትን ነዳዲን ይውዳእ ከምዘሎ ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ገሊጹ

ፖርት ሱዳን ብሰንኪ ኣድማ ብምዕጻው፣ ቀረባት መግቢ መድሃኒትን ነዳዲን ይውዳእ ከምዘሎ ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: 05 October 2021 ኣብ ሱዳን፣ ወደብ ፖርት ሱዳንን ካብ ናብን ዝወስድ ኣውራ መንገዲታትን፣ ምንቅስቓስ ህዝቢ ቤጃ ብዘካየዶ ዘሎ ኣድማ ድሕሪ ምዕጻው፣ ከም መግቢ፣ መድሃኒትን ነዳዲን ዝኣመሰላ ቀረባት [...]
3 ጥቅምቲ 2013 መቕዘፍቲ ላምፐዱዛ፣ ብኤርትራውያን ትዝከር

3 ጥቅምቲ 2013 መቕዘፍቲ ላምፐዱዛ፣ ብኤርትራውያን ትዝከር

Radio Erena: 03 October 2021 3 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን መቕዘፍቲ ዝወረደላ መዓልቲ፣ ብሓያሎ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር። ኣብ 2013 ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ክሰግሩ ዝሓለኑ ኣማኢት ዜጋታት [...]
1 118 119 120 121 122 214 1200 / 2136