Category: ሃገራዊ ዜና
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ተዘኪራ
Radio: 09 March 2022
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ትማሊ ሰሉስ 8 መጋቢት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ።
እዚ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ዝተዘከረ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ፣ ደቂንስትዮ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ማዕረ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ኤውሮጳ ሕሳብ ዘቕምጠሉ ጋስፕሮም ባንክ ናይ ሩስያ ካብ እገዳ ድሒኑ
Radio: 09 March 2022
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስ ሸውዓተ ባንክታት ሩስያ ክካየድ ዝጸንሐ መስርሕ ምልኣኽን ምቕባልን ገንዘብ ደው ከምዘበለ ኣፍሊጡ።
እቲ ሕብረት፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝወሰዶ ስጉምቲ መሰረት፣ ብውሕዱ ምስ ሸ [...]
መንገዲ ኣየር ስዑዲ ዓረብ፣ ንሓደ ኤርትራዊ 11 ሽሕ ሪያል ክኽሕስ ብቤት ፍርዲ ተበይኑ
Radio: 08 March 2022
መንገዲ ኣየር ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ሜክሲኮ ንምጓዓዝ፣ ብስፔን ንኽትሓልፍ ናይ መስገሪ ቪዛ የብልካን ብምባል፣ ካብ ጉዕዞኡ ንዝመለሶ ኤርትራዊ፣ 11 ሽሕ ሪያል ክኽሕስ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ከምዝወ [...]
‘ናይ ጉዕዞ ሰነድ ሰኒዕኪ’ ብምባል ንሓንቲ ኤርትራት ስደተኛ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ዝዓገቱ ሰለስተ ሰራሕተኛታት ኢምግሬሽን ኡጋንዳ፣ ብብልሽውና ተኸሲሶም
Radio: 08 March 2022
ኣብ ኡጋንዳ፣ 'ናይ ጉዕዞ ሰነድ ሰኒዕኪ' ብምባል፣ ንሓንቲ ኤርትራዊት ስደተኛ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኢንተበ፣ ካብ መገሻ ዝዓገቱ ሰለስተ ሰራሕተኛታት ክፍሊ ኢምግሬሽን እታ ሃገር፣ ብብልሽውና ተ [...]
ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ኣብ ኤውሮጳ ዓበይቲ ዓወታት ተጓናጺፎም
Radio Erena: 07 March 2022
ኤርትራውያን ኣትሌታት ኣሮን ክፍለን የማነ ሃይለስላሴን፡ ብሰንበት 6 መጋቢት ኣብ ሴራዲላ ስጳኛ፡ ኣብ ዝተገብረ ውድድር ጉያ መሮር፡ ዓቢ ዓወት ተጓናጺፎም።
እቲ 10 ኪሎ ሜትር ር [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታትን፣ ካብ ቤት ንብረቶም ንዝተመዛበሉ ኢትዮጵያውያንን ዝውዕል ናይ 205 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ተሓቲቱ
Radio Erena: 07 March 2022
ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታትን፣ ካብ ቤት ንብረቶም ንዝተመዛበሉ ኢትዮጵያውያንን ዝውዕል ናይ 205 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዘድልይ፣ ተጸዋዒ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት [...]
‘መ. ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ግፍዕን ኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛን፣ ብዘይወላሓንቲ ለውጢ ከምዘለዎ ይቕጽል ኣሎ’ ቆንስል ሰብኣዊ መሰላት ው.ሕ.ሃ.
Radio Erena: 06 March 2022
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ግፍዕን ኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛን፣ ብዘይወላሓንቲ ለውጢ ከምዘለዎ ይቕጽል ኣሎ ክብል ቆንስል ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።እቲ ቆንስል [...]
ኤርትራ ምስ 5 ሃገራት ብምዃን ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደጊፋ
Radio Erena: 03 March 2022
ኤርትራ ምስ 5 ሃገራት ብምዃን ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደጊፋ
ሓፈሻዊ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሩስያ፣ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተካዪዶ ዘላ ኲናት ደው ከተብልን ሰራዊታ [...]
ኢራን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሰለስተ ናይ ኲናት መራኽብ ከተዋፍር’ያ
Radio Erena: 01 March 2022
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ናይ ስለያ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ከተዋፍር ምዃና ድሕሪ ዘውጻቶ መግለጺ፣ ኢራን እውን ተመሳሳሊ መደብ ከምዘለዋ ኣፍሊጣ።
ኢራናዊ ኮማንደ [...]
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ፡ ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ሎሚ ሰንበት 27 የካቲት ኣብ ከተማ ኪጋሊ ንዝተፈጸመ መበል 14 ዙር ርዋንዳ ተዓዊቱሉ
Radio Erena: 27 February 2022
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኢጣልያዊት ፕሮኮንቲነንታል ቲም ኣንድሮኒ ጂዮካቶሊ ሲደርሜክ፡ ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ሎሚ ሰንበት 27 የካቲት ኣብ ከተማ ኪጋሊ ንዝተፈጸመ መበል 14 ዙር ርዋንዳ ተዓ [...]