Category: ዜና

1 246 247 248 249 250 384 2480 / 3831
ሶማል፣ ምርጫ ዘንቀደ ዘተ ፕረዚደንትን መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ብዘይፍረ ተበቲኑ

ሶማል፣ ምርጫ ዘንቀደ ዘተ ፕረዚደንትን መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ብዘይፍረ ተበቲኑ

Radio Erena: 09 April 2021 ኣብ ሶማል፣ ነቲ ኣብ 8 ለካቲት 2021 ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ፣ ንምትግብራ፣ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ሶማልን መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ዝተኻየደ ዘተ፣ ሕጂ'ውን ብዘይ ፍረ ተበቲኑ። [...]
ኣመሪካን ሱዳንን፡ ኣብ ጉዳይ’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ተመያይጠን

ኣመሪካን ሱዳንን፡ ኣብ ጉዳይ’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ተመያይጠን

Radio Erena: 09 April 2021 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ኣብ ጉዳይ'ቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ዶባዊ ግጭትን መዕለቢ ዘይረኸበ ምስሕሓብ ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልከት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱ [...]
ኣብ ትግራይ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝፈጸሙ ኣካላት ክሕተቱ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ

ኣብ ትግራይ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝፈጸሙ ኣካላት ክሕተቱ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ

Radio Erena: 08 April 2021 ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከብቅዕን፣ ዝተፈጸመ ገበናት ድማ ምጽራይ ክግበረሉን፣ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ፔካ ሃቪስቶ ጸዊዑ። ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ኢት [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምድጋፍ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ከምዝተዋፈረ ኦነግ ወቒሱ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምድጋፍ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ከምዝተዋፈረ ኦነግ ወቒሱ

Radio Erena: 08 April 2021 ሰራዊት ኤርትራ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምድጋፍ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ተዋፊሩ ኣሎ ክብል ግንባር ሓርነት ኦሮሞ መግለጺ ኣውጺኡ። እቲ ዕጡቕ ሓይሊ፣ ብ5 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርግሖ መግለ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ኣብ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ዓፈርን ሶማልን ብዝተኻየደ ጎንጺ 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ኣብ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ዓፈርን ሶማልን ብዝተኻየደ ጎንጺ 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 08 April 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት እታ ሃገር ጸጸኒሑ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ዓፈርን ሶማልን ብዝተኻየደ ጎንጺ 10ታት [...]
ሱዳን፡ ኣብታ ሃገር ተዋፊሮም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዓቀብቲ ሰላም ክወጹ ሓቲታ

ሱዳን፡ ኣብታ ሃገር ተዋፊሮም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዓቀብቲ ሰላም ክወጹ ሓቲታ

Radio Erena: 08 April 2021 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብቲ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘሰሓሕብ ከባቢታት ተዋፊሮም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዓቃብ ሰላም ክወጹ ንሕቡራት ሃገራት ሓቲቱ። ሕቡራት ሃገራት፣ ነቶም ኢትዮጵያውያን ዓቀብ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ንምፍጣር፣ ምስ ጎረባብቲ ኢትዮጵይ ዝምድንኣ ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ተሓቢሩ

ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ንምፍጣር፣ ምስ ጎረባብቲ ኢትዮጵይ ዝምድንኣ ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ተሓቢሩ

Radio Erena: 05 April 2021 ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ንምፍጣር፣ ምስ ጎረባብቲ ኢትዮጵያ ዝኾና ሃገራት፣ ኣብ ንግዲ፣ ቁጠባ፣ ጸጥታን ወትሃደራውያን ዘተኮረ ዝምድናታት ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ተንተንቲ ፖ [...]
ሶማል፣ ኣብ ዝተኻየደ ተኸታታሊ መጥቃዕታት ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ኣብ ዝተኻየደ ተኸታታሊ መጥቃዕታት ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 05 April 2021 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራት ኣብ ዝተኻየደ፣ ክልተ ተኸታታሊ መጥቃዕታት፣ ብውሕዱ 9 ወትሃደራት መንግስቲ ተቐቲሎም። ናይቲ ብቀዳም 03 ሚያዝያ ዝተ [...]
1 246 247 248 249 250 384 2480 / 3831