Category: ዜና

1 143 144 145 146 147 345 1450 / 3441
ኣብ ዓመተ 2021 ብደረጃ ዓለም 45 ጋዜጠኛታት ከምዝተቐትሉ ኣህጉራዊ ፈደረሽን ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ

ኣብ ዓመተ 2021 ብደረጃ ዓለም 45 ጋዜጠኛታት ከምዝተቐትሉ ኣህጉራዊ ፈደረሽን ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ

Radio Erena: 03 January 2022 ኣብዛ ዝዛዘምናያ ዓመተ 2021 ብደረጃ ዓለም 45 ጋዜጠኛታት ከምዝተቐትሉ ኣህጉራዊ ፈደረሽን ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ። እዚ ቁጽሪ’ዚ ምስ ዝሓለፉ ዓመታት ክነጻጸር እንከሎ፣ ዝወሓደ እዩ ኔ [...]
ኣመሪካ ንኢትዮጵያ ካብ ሽርክነት ትሕቲ ሰሃራ ሃገራት ኣፍሪቃን ኣመሪካን ክትስረዝ ዘሕለፈቶ ውሳኔ፣ ካብ ዕለት 1 ጥሪ 2022 ተግባራዊ ኮይኑ

ኣመሪካ ንኢትዮጵያ ካብ ሽርክነት ትሕቲ ሰሃራ ሃገራት ኣፍሪቃን ኣመሪካን ክትስረዝ ዘሕለፈቶ ውሳኔ፣ ካብ ዕለት 1 ጥሪ 2022 ተግባራዊ ኮይኑ

Radio Erena: 03 January 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንኢትዮጵያ ካብ ሽርክነት ትሕቲ ሰሃራ ሃገራት ኣፍሪቃን ኣመሪካን ክትስረዝ ዘሕለፈቶ ውሳኔ፣ ካብ ዕለት 1 ጥሪ 2022 ተግባራዊ ኮይኑ። እቲ ኢትዮጵያ ካብ [...]
ወተሃደራት መንግስቲ የመን ኣብ ልዕሊ ሑቲ ሓድሽ መጥቃዕቲ ከፊቶም

ወተሃደራት መንግስቲ የመን ኣብ ልዕሊ ሑቲ ሓድሽ መጥቃዕቲ ከፊቶም

Radio Erena: 03 January 2022 ወተሃደራት መንግስቲ የመን ኣብ ልዕሊ ዝበዝሐ ክፋል’ታ ሃገር ተቖጻጺሩ ዘሎ ሑቲ መጥቃዕቲ ከምዝፈነዉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ገሊጹ። ኣብዚ ክልቲኦም ሓይልታት ተዳኺሞም ከምዘለዉ ዝ [...]
ኮቪድ 19፡ ኣብ ሓደ ሰሙን ብገመጋም 935 ሽሕ ሰባት ብኦሚክሮን ቫይረስ ተለኺፎም

ኮቪድ 19፡ ኣብ ሓደ ሰሙን ብገመጋም 935 ሽሕ ሰባት ብኦሚክሮን ቫይረስ ተለኺፎም

Radio Erena: 02 January 2022 ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2019 ኣብ ማእከላይ ቻይና ዉሃን ኣብ ዝተባህለት ከተማ ፈለማ ከምዝተራእየ ዝንገረሉ ኮሮና ቫይረስ ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለ ብምንባሩ ተመራመርቲ ኣብ ልዕሊኡ ድሕሪ ዝገበርዎ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ንህዝባዊ ናዕቢ ብዝምልከት መደባት ኣብ ልዕሊ ዘዳለዋ ማዕከናት ዜና መጥቃዕቲ ኣውሪዶም

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ንህዝባዊ ናዕቢ ብዝምልከት መደባት ኣብ ልዕሊ ዘዳለዋ ማዕከናት ዜና መጥቃዕቲ ኣውሪዶም

Radio Erena: 02 January 2022 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ንህዝባዊ ናዕቢ ብዝምልከት መደባት ኣብ ልዕሊ ዘዳለዋ ማዕከናት ዜና መጥቃዕቲ ኣውሪዶም። እቶም ፍሉያት ሓይልታት ጸጥታ ኣብ ቤት ጽሕፈታት ኣል-ዓረቢያ፣ ኣል-ሓ [...]
ኢትዮጵያ: ናብ ሃገራዊ ዕርቂ ዘምርሓ ኮሚሽን ንምቛም ዝቐረበ ንድፊ: ባይቶ እታ ሃገር ኣጽዲቑ

ኢትዮጵያ: ናብ ሃገራዊ ዕርቂ ዘምርሓ ኮሚሽን ንምቛም ዝቐረበ ንድፊ: ባይቶ እታ ሃገር ኣጽዲቑ

Radio Erena: 31 December 2021 ኢትዮጵያ ናብ ሃገራዊ ዕርቂ ዘምርሓ ኮሚሽን ንምቛም ዝቐረበ ንድፊ ባይቶ እታ ሃገር ብዓብላሊ ድምጺ ኣጽዲቑዎ። ፈደራላዊ ባይቶ ኢትዮጵያ ብረቡዕ 29 ታሕሳስ ኣብ ዝገበሮ ድምጺ ናይ [...]
ሕ.መ.ኣ. ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ፋርማጆ ጸቕጢ ትገብር

ሕ.መ.ኣ. ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ፋርማጆ ጸቕጢ ትገብር

adio Erena: 31 December 2021 ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ካብ ምዕራግ ክቑጠብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጸቕጢ ገይራ። ተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ሞሊ ፊ ናብ ፕረዚደንት ፋርማጆ ኣብ ዘመ [...]
ገዲም ተጋዳላይ ሮሞዳን መሓመድ ኑር ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ገዲም ተጋዳላይ ሮሞዳን መሓመድ ኑር ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

Radio Erena: 30 December 2021 ግዜ ንእስነቱ ኣብ ምቅላስ ንናጽነት ኤርትራ ዝበጀወ ገዲም ተጋዳላይ ሮሞዳን መሓመድ ኑር ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ መበል 83 ዓመት ዕድሜኡ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈልየ ተገሊጹ። ሮሞዳ [...]
መጽሄት ‘ኒው ኣፍሪካ’፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ መንጎ 100 ጸለውቲ ሰባት ረቑሑ

መጽሄት ‘ኒው ኣፍሪካ’፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ መንጎ 100 ጸለውቲ ሰባት ረቑሑ

Radio Erena: 30 December 2021 መጽሄት ‘ኒው ኣፍሪካን’ ኣብ ዘውጸኦ ዝርዝራስማት 100 ጸለውቲ ኣፍሪቃውያን 2021፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ረቑሑ። እተን ደቂ ኣንስትዮ፥ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውዲ ዝነጥፋ [...]
1 143 144 145 146 147 345 1450 / 3441