Category: ሃገራዊ ዜና

1 91 92 93 94 95 184 930 / 1839
ፕ. ጆ ባይደን፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኲናት ብዝተኣሳሰር፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ክንበር ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

ፕ. ጆ ባይደን፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኲናት ብዝተኣሳሰር፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ክንበር ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

Radio Erena: 19 September 2021 ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኲናትን ኣስዒቡዎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ብዝተኣሳሰር፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ክንበር ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። እዚ ዲፕሎማስያዊን ቁጠባዊ [...]
Two Decades of Silencing the Conscience of the Nation

Two Decades of Silencing the Conscience of the Nation

Radio Erena: 18 September 2021 Reporting on the blitzkrieg arrest of the free press journalists in Eritrea on the 18th of September 2001, Repor [...]
Eritrea, 20 years of a silent press

Eritrea, 20 years of a silent press

Radio Erena: 17 September 2021 September 18, 2021, will mark the 20th anniversary of an unprecedented wave of arrests and the shutdown of all i [...]
ውድብ መግብን ሕርሻን፣ ኣብ ኤርትራ፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተጸልዋ ልዕሊ 9 ሽሕ ስድራቤታት ሓገዝ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

ውድብ መግብን ሕርሻን፣ ኣብ ኤርትራ፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተጸልዋ ልዕሊ 9 ሽሕ ስድራቤታት ሓገዝ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 17 September 2021 ውድብ መግብን ሕርሻን- FAO፣ ኣብ ኤርትራ፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተጸልዉ ሓረስቶት፣ መግቢ እንስሳ፣ መድሃኒት ጸረ-ኣንበጣን መንጸጊ መድሃኒታትን ከምዘበርከተ ኣፍሊጡ። [...]
ሊብያ፣ ‘ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሓለኑ’ 109 ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ተታሒዞም

ሊብያ፣ ‘ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሓለኑ’ 109 ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ተታሒዞም

Radio Erena: 17 September 2021 ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ዚንታን፣ ብሰሉስ 14 መስከረም፣ 109 ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ከምዝተኣስሩ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም ካብ ከተማ ጣራብሎስ ኣስ [...]
‘ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኤርትራ ቅትለት፣ ጾታዊ ዓመጽን ካልእ ገበናትን ፈጺሞሞ’ዮም።’ ሁማን ራይትስ ዎች

‘ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኤርትራ ቅትለት፣ ጾታዊ ዓመጽን ካልእ ገበናትን ፈጺሞሞ’ዮም።’ ሁማን ራይትስ ዎች

Radio Erena: 16 September 2021 ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኤርትራ፣ ቅትለትን ጾታዊ ዓመጽን ዝርከቦ ዝተፈላለየ ገበናት ከምዝፈጸሙ ሁማን ራይትስ ዎች ኣቃሊዑ። እቲ [...]
ኤርትራ፣ ንነዊሕ ዓመታት ተኣሲሮም ዝተፈትሑ ኣስታት 15 ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል ዳግማይ ተኣሲሮም

ኤርትራ፣ ንነዊሕ ዓመታት ተኣሲሮም ዝተፈትሑ ኣስታት 15 ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል ዳግማይ ተኣሲሮም

Radio Erena: 15 September 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ንነዊሕ ዓመታት ተኣሲሮም ዝተፈትሑ ኣስታት 15 ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል፣ ዳግማይ ከምዝተኣስሩ፣ ረሊዝ ኢንተርናሽናል ኣቃሊዑ። እቲ ንመሰል እምነት ክርስት [...]
ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ሩስያ ኣጽዋር ንምርካብ ተቛምት ከምዘላ ተገሊጹ

ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ሩስያ ኣጽዋር ንምርካብ ተቛምት ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 15 September 2021 ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ኣጽዋራትን ተተኮስትን ካብ ሩስያ ንምርካብ ተቛምት ከምዘላ ኣብ ኣመሪካ ዝመደበሩ ሓደ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና-CNBC ገሊጹ። [...]
‘ኵናት ትግራይ እንኮ መፍትሒኡ ፖለቲካዊ ዘተ ጥራይ’ዩ።’ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ

‘ኵናት ትግራይ እንኮ መፍትሒኡ ፖለቲካዊ ዘተ ጥራይ’ዩ።’ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ

Radio Erena: 14 September 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ እንኮ መፍትሒኡ ፖለቲካዊ ዘተ ጥራይ ምዃኑ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት፣ ሚሸል ባሸለት ገሊጻ። ንሳ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣብ ት [...]
ኤርትራ፣ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 45 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ፈቲሓ

ኤርትራ፣ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 45 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ፈቲሓ

Radio Erena: 14 September 2021 ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 45 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ተፈቲሖም። እቶም ካብ 8 ወርሒ ክሳብ ኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ማእሰርቲ ከምዝጸንሑ ዝተጠቕሱ የመናውያን ገፍፍቲ ዓሳ፣ ብሰ [...]
1 91 92 93 94 95 184 930 / 1839