Category: ሃገራዊ ዜና

1 30 31 32 33 34 186 320 / 1860
ናይ ሎሚ ቀዳም 01 ሓምለ 2023 ፈነወና

ናይ ሎሚ ቀዳም 01 ሓምለ 2023 ፈነወና

Radio Erena: Saturday, 01 July 2023 Radio Erena · ቀዳም 01 ሓምለ 2023   [...]
ፌስቲቫል ህግደፍ ኣብ ጊሰን  ብሰንኪ ውሕስነት ጸጥታ ተሰሪዙ

ፌስቲቫል ህግደፍ ኣብ ጊሰን ብሰንኪ ውሕስነት ጸጥታ ተሰሪዙ

Radio Erena: Thursday, 29 June 2023 ን7ን 8ን ሓምለ፣ ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ጊሰን ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ፌስቲቫል ህግደፍ፣ ውሕስነት ጸጥታኡ ክረጋገጽ ብዘይምኽኣሉ ከምዝተሰረዘ፣ ምምሕዳር እታ ከተማ፣ ሎሚ [...]
ናይ ሎሚ ሓሙስ 29 ሰነ 2023 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ሓሙስ 29 ሰነ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: Thursday, 29 June 2023 Radio Erena · ሓሙስ 29 ሰነ 2023   [...]
ብዕብየታ ቀዳማይ ደረጃ እትሕዝ መዘገበ ቃላት እንግሊዝ- ብሊን ተዘርጊሓ

ብዕብየታ ቀዳማይ ደረጃ እትሕዝ መዘገበ ቃላት እንግሊዝ- ብሊን ተዘርጊሓ

Radio Erena: Wednesday, 28 June 2023 ብዓብደላ ኣብራሃ ዝተዳለወት፣ ዛጊት ዝዓበየት ምዃና እትጥቀስ መዝገበ ቃላት ቋንቋታት እንግሊዝ - ብሊን ኣብ ኣገልግሎት ውዒላ። እዛ 'ጃህራይ' ዝተሰምየት መዝገብ [...]
ናይ ረቡዕ 28 ሰነ 2023 ፈነወና፦

ናይ ረቡዕ 28 ሰነ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena:- Wednesday, 28 June 2023 Radio Erena · ረቡዕ 28 ሰነ 2023   [...]
ስፖርት- ቢንያም ግርማይ አብ ዙር ፈረንሳ

ስፖርት- ቢንያም ግርማይ አብ ዙር ፈረንሳ

Radio Erena: Tuesday, 27 June 2023 https://www.youtube.com/watch?v=usGVoLAnu1I [...]
‘ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ካብ ዝተመልሱ፣ ሓደ ‘ውን ይኹን ሓታቲ ዑቕባ ወይ ስደተኛ ኣይነበሮምን።’RSS

‘ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ካብ ዝተመልሱ፣ ሓደ ‘ውን ይኹን ሓታቲ ዑቕባ ወይ ስደተኛ ኣይነበሮምን።’RSS

Radio Erena: Monday, 26 June 2023 ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ በብእዋኑ ክሕዝዎም ዝጸንሑ ኣስታት 300 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ከምዝተሰጎጉ ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጻ። መብዛሕቶም እቶም ኤርትራውያን፣ ናብ ኣዲስ [...]
ሶማል ኣብ መንጎ ወተሃደራት መንግስትን ምልሻታትን ብዝተወልዐ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል ኣብ መንጎ ወተሃደራት መንግስትን ምልሻታትን ብዝተወልዐ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Monday, 26 June 2023 ኣብ ሶማል ኣብ መንጎ ሰራዊት ምክልኻልን ዞባውያን ዕጡቓትን ኣብ ከተማ ባርወ ብዝተወልዐ ግጭት ብርክት ዝበሉ ወተሃደራት ሞይቶም። ሚንስተር ምክልኻል ሶማል ዓብዲካድር ሙ [...]
ቢንያም ግርማይ፡ ባሕቲ ሓምለ ኣብ ዝጅምር ቅድድም ብሽክለታ ቱር ዲ ፍራንስ፣ ንጋንትኡ መሪሑ ክሳተፍ’ዩ

ቢንያም ግርማይ፡ ባሕቲ ሓምለ ኣብ ዝጅምር ቅድድም ብሽክለታ ቱር ዲ ፍራንስ፣ ንጋንትኡ መሪሑ ክሳተፍ’ዩ

Radio Erena: Sunday, 25 June 2023 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ በልጅማዊት ክለብ ኣንተኽማርሸ ቢንያም ግርማይ፡ ካብ ባሕቲ ሓምለ ክሳብ 23 ሓምለ ኣብ ዝካየድ፣ ናይ ሎሚ ዓመት ውድድር ቱር ደ ፍራንስ፣ ንጋን [...]
1 30 31 32 33 34 186 320 / 1860