Category: ሃገራዊ ዜና

ጂቡቲ፣ መበል 42 ኣኼባ ማሕበር ፓርላማ ሃገራት ኣፍሪቃ ተኻይዱ
Radio Erena: 28 November 2019
መበል 42 ኣኼብ ማሕበር ፓርላማ ሃገራት ኣፍሪቃ ፣ ትማሊ ሓሙስ 28 ሕዳር ኣብ ጂቡቲ ተኻይዱ።
ኣብቲ ኣኼብ፣ ኣባላት እቲ ማሕበር ካብ ዝኾና 41 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተወከሉ ኣ [...]

ብሪጣንያ፣ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ መጥቃዕቲ ኣካይዶም
Radio Erena: 28 November 2019
ኣብ ብሪጣንያ ዝርከቡ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ መስራትን ዋና ኣሰናዳኢን ኣሰና፣ ጋዜጠኛ ኣማኑኤለ ኢያሱ መጥቃዕቲ ኣካይዶም።
እዚ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ብሰሉስ 26 ሕዳ [...]

A Temple in Chains
Radio Erena: 25 November 2019
Sudan News Agency (SUNA) reported on 20 November 2019 that the Minister of Religious Affairs and Endowments Nasse [...]

ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ 200 ሚልዮን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ደቂንስትዮን ይኽንሸባ
Radio Erena: 25 November 2019
ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ዝወርድ ወጽዓ፣ ዓመጽ፣ ጎነጽን ጾታዊ ኣድልዎን፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት በብዓመቱ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ'ዩ ዘመልክት ዝተፈላለየ ጸብጻባት ትካላት ተጣበቕቲ መሰ [...]

ሱዳን፣ ኣብዚ 30 ዓመታት ዜግነትን ፓስፖርትን ናይ ዝወሰዱ ወጻእተኛእታት ተጻሪ ከምዘላ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 25 November 2019
ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን፣ ንወጻእተኛታት፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክወሃብ ዝጸንሐ ዜግነትን ፓስፖርትን የጻሪ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን ሌ/ጀነራል ኤል [...]
ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ ፓለርሞ፣ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ክወጽእ የብሉን ብምባል ይግባይ ሓቲቱ
Radio Erena: 24 November 2019
ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ ፓለርሞ፣ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ክወጽእ የብሉን ብምባል ይግባይ ሓቲቱ።
ብግጉይ መንነት ንነዊሕ እዋን ኣብ ቤት ማእሰርትን ቤት ፍርድን ክከላበት ዝ [...]

ኣመሪካ፣ ኤርትራውያን ምስጓግ ምጅማራ ተረጋጊጹ
Radio Erena: 22 November 2019
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ናይ ዑቕባ መሰሎም ንዝነጸጎም ኤርትራውያን ናይ ምጥራዝ መስርሕ ምጅማሩ ተረጋጊጹ።
በዚ መሰረት ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፣ ሓደ ኤርትራዊ ናብ ኤርትራ ከምዝተሰ [...]

ኤርትራ፣ ብዩኒሴፍ ዝተመወለ፣ ክታበት ጸረ ኣንቅጺ ይወሃብ ኣሎ
Radio Erena: 21 November 2019
ኣብ ኤርትራ፣ ብኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ (UNICEF) ዝተመወለ ክታበት ጸረ ኣንቅጺ ብደረጃ ሃገር ይወሃብ ኣሎ።
እቲ ካብ 15 ሕዳር ኣትሒዙ ብዞባ ማእከል ዝተበገሰ ሰፊሕ ሸፈነ ክታበት [...]

ኖርወይ፣ ኤርትራውያን ተዓቝብምሉ ዘለዉ፣ ኣብ ርዋንዳ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ጋሾራ ዝውዕል ሓገዝ ኣበርኪታ
Radio Erena: 20 November 2019
ኖርወይ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም፣ ካብ ሊብያ ዝተመልሱ ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዘለዉ፣ ኣብ ርዋንዳ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ጋሾራ ንምሕጋዝ ዝውዕል ልዕሊ 5 ሚልዮን ዶላር ከምዝለገሰ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ዘቕረበቶ ዝርዝር ተቓሊዑ
Radio Erena: 18 November 2019
ማዕከን ዜና ለ ፑዋ፣ ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ዝተፈላለየ ኣጽዋር ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ዘቕረበቶ ዝርዝር ኣቃሊዑ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ [...]