Author: admin
ብሰንኪ ኣብያ መማህራን፣ ኣብ ሓያሎ ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ ስሩዕ ትምህርቲ ክጅምር ኣይከኣለን
ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኤርትራ፣ መማህራን ክርከቡ ብዘይምኽኣሎም ስሩዕ ትምህርቲ ክጅምር ስለዘይክኣለ ወለዲ መረርኦም ይገልጹ ኣለዉ። ሬድዮ ኤረና ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘቕረብቶ ጸብጻብ፣ ኣብ ዞባታት ዓንሰባን ደቡብን ኣብ ሕእያ [...]
ኣብ ማይ ዓይኒ ዝጀመረ ተቓውሞ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ዓዲ ሓሩሽ’ውን ልሒሙ
ኤርትራውያን ተዓቝቦምሉ ኣብ ዝርከብ መዓስከረ ስደተኛታት ማይዓይኒ ዝጀመረ ሰልፊ ናብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ’ውን ከምዝልሓመ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብቲ መዓስከር ኣረጋጊጾም። እቲ ሎሚ ንግሆ ኣብ መዕእስከር ዓዱ ሓርሽ ዝጀመረ ናይ ተ [...]
ካቢኔ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ነቶም ብሰንኪ ስደት፣ ምእሳርን ሞትን ዝተፈልዩ ሰለስተ ሚኒስተራት ከይተክአ ስሩዕ ኣኼባ የካይድ ኣሎ
ኣብቲ ካብ 1 ጥቕምቲ ኣትሒዙ ዝካየድ ዘሎ ስሩዕ ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት፣ እቲ ካቢነ ኣስታት ሓደ ርብዒ ካብ ኣባላቱ ኣብ ዘይተረኽብሉ’ዩ ብዛዕባ መጻኢ መደባት 2014 ዝዝቲ ዘሎ። ሰለስተ ካብተን ንመንግስቲ ኤርትራ ዘቖማ ኣካላት [...]
ኣብ ጋማግም ባሕሪ ኢጣልያ ኣብ ዝጠሓለት ካልኣይቲ ጃልባ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ልዕሊ 130 በጺሑ
ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ዝርከብዎም 500 ስደተኛታት ዝጸዓነት ካልኣይቲ ጃልባ ድሕሪ ምጥሓላ ብውሕዱ 130 ሰባት ሞይቶም። ሰበ ስልጣን ኢጣልያ 140 ሰባት ብህይወት ከምዘድሓኑ ክ [...]
ናብ ኣውስትራልያ እተምርሕ ዝነበረት ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ህንዳዊ ውቅያኖስ ብምጥሓላ፣ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ሞይቶም
ካብ ኢንዶነዥያ ደቡባዊ ጃቫ ብንእስጦ ጃልባ ተበግሲሶም ናብ ኣውስትራልያ ንምእታዊ ካብ ዝፈተኑ ሸሞንተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 81 ስደተኛታት ዝተፈላለየ ሃገራት፣ እታ ጃልባ ድሕሪ ዘጋጠማ ናይ ምትሓል ሓደጋ ዛጊት ሓሙሽተ ኤርትራውያን ዝር [...]
መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 200 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ ብምጥሓላ 13 ሰባት ሞይቶም
መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 200 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ ብምጥሓላ 13 ሰባት ሞይቶም። እቶም ብንእሽቶ ጃልባ ዝመጹ ስደተኛታት ክሳብ ገማግም ባህሪ እናሓምበሱ ናብ ገምገም መሬት ክጽግዑ እኳ እን [...]
ኣብ ሊብያ ኣብ ቀይዲ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ከምዝሃደሙ ተሓቢሩ
ኣብ ሊብያ ከባቢ ቤንቓዚ ተታሒዞም ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት ብ14 መስከረም ከምዝሃደሙ ተገሊጹ። እቶም ዝሃደሙ ስደተኛታት ናብተን ኣብቲ ከባቢ ዝርከባ ከተማታት ፋሕ ኢሎም ከምዘለዉ’ውን ሊብያ ሄራልድ ሓቢራ። [...]
“ኤርትራ ካብ መራኸቢታት ዝተገለለት ሃገር’ያ” ውድብ ሕቡራት ሃገራት
ኤርትራ እታ ዝደከመ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር’ያ ክብል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኣብዚ እዋን’ዚ ኢንተርነት ስራሕን ትምህርትን ኣብ ምስፋሕን ኣታዊታት ኣብ ምዕባይን ልዑል ግደ ይጻወት ከምዘሎ ዝሓበረ እቲ ውድብ ካብ 191 ሃ [...]
“ዳግመ ውዳብን ምምዳብ ሓደስቲ ሓለፍትን ኣብ ትካላት ህግደፍ ካብ ሃልኪን ግዜ ምብኻንን ዝሓልፍ ፋይዳ የብሉን” ኤርትራውያን ኣብ ማሕበራዊ ሜድያታት
ኣብ እምባትካላ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ሓላፍቲ ህግደፍን ኣመሓደርቲ ዞባታትን፣ ዳግመ-ውደባ ሓድሽ ምደባ ሓለፍትን ክቕጽል ምዃኑ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ድሕሪ ምግላጹ ዛጊት ትካላት ህናጻ ህግደፍ፣ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን [...]
ናብ ርሑቕ ገጠራት ዝተመደቡ መማህራን ኣብ ቦትኦም ክርከቡ ብዘይምኽኣሎም ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ስሩዕ ትምህርቲ ክጅምር ኣይከኣለን
ዓመተ ትምህርቲ 2013/2014 ኣብ ዝጅምረሉ ዘሎ እዋን ናብ ርሑቕ ገጠራት ዝተመደቡ መማህራን ኣብቲ ዝተመደበሎም ኣብያተ ትምህርቲ ክርከቡ ከምዘይክኣሎ ሚኒስትሪ ትምህርቲ መጠንቐቕታታት የመሓላልፍ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ ዞባታት ዓንሰባ [...]