Author: admin
ጅቡቲ ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ባሕሪ ምስ መንግስቲ የመን ከምእትተሓባበር ገሊጻ
Radio Erena: 19 January 2015 ጅቡቲ ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ምስ መንግስቲ የመን ከምእትተሓባበር ኣረጋጊጻ። እታ ስትራቴጅያዊ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ እትውነን ጅቡቲ፣ ነዚ ዘረጋገጸ ኣብ ሰንዓ ዝርከብ ኣምባሳደራ መሓመድ [...]
Local administrations in Eritrea issue final warning to the defiant People’s Army
Radio Erena: 16 January 2015 Local administrations in Eritrea issue final notices warning the defiant people’s army members who have declined repeate [...]
ኣብ ኤርትራ ተኽእሎ ወትሃደራዊ ዕልዋ ኣሎ ዶ? ስርሒት ፎርቶ ኣብ ካልኣይ ዓመቱ
Radio Erena: 16 January 2015 ፖለቲካዊ ባህሊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ናይተን ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ ፍልይ ዘብሎ ዝመስል ጠባያት ከምዘለዎ ሚኪኤላ ሮንግ ኣብታ I did't Do It for You እትብል መጽሓፋ ከተንጸ [...]
Killing of Eritrean refugee in Dresden exposes racial tensions in Germany
Radio Erena: 15 January 2015 It was 8pm on Monday when Khaled Idris Bahray told his seven flatmates he was popping out to buy some cigarettes from th [...]
ኣብ ጀርመን ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ተቀቲሉ
Radio Erena: 15 January 2015 ኣብ ጀርመን ከተማ ድረስደን ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ተቀቲሉ። 25 ሽሕ ዝኾኑ ዓቓባውያን ጀረመናውያን፣ ኣብታ ከተማ ኣንጻር ኣመንቲ ምስልምና ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዘካይዱሉ ዘለዉ እዋን'ዩ ወዲ 2 [...]
ብተደጋጋሚ መጸዋዕታ ናብ ታዕሊም ዘይወረዱ ኣቦታት፣ ሎሚ ሮቡዕ 15 ጥሪ ክወርዱ ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታ ተዋሂብዎም
Radio Erena: 15 January 2015 ንሰኑይ 12 ጥሪ ናብ ታዕሊም ክብገሱ ዝተነግሮም ብስም ህዝባዊ ሰራዊት ዝፍለጡ ኣቦታት፣ መብዛሕቶም ክብገሱ ብዘይምኽኣሎም፣ ሓያሎ ምምሕዳራት ከተማ ኣስመራ ንሎሚ ሮቡዕ 15 ጥሪ ክብገሱ ምስ [...]
ኣብ የመን ዝመደበሩ ኣልቓዒዳ፣ ናይቲ ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብወግዒ ሓለፍነት ወሲዱ
Radio Erena: 15 January 2015 ኣብ የመን ዝመደበሩ ጉጅለ ኣልቓዒዳ ናይቲ ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ሓላፍነት ከምዝወሰደ ብወግዒ ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ትማሊ ሮቡዕ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ነቲ 12 ሰባት ዝቀተለ [...]
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብሓዊ ተቓጺሉ
Radio Erena: 15 January 2015 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ከተማ ሪያድ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ፣ ሎሚ ንግሆ ብሓዊ ከምዝተቓጸለ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። ጠንቂ'ቲ ባርዕ ብወግዒ'ኳ እንተዘይተሓበረ፣ ሓደ ኣባል'ቲ [...]
Eritrean nationals in Saudi Arabia express their frustration regarding obligatory embassy service fees
Radio Erena: 14 January 2015 Eritreans in Saudi Arabia express their frustration and displeasure regarding the service fees charged by the Embassy of [...]
Charlie Hebdo ኣብ ጎደና ሓርነት
Radio Erena: 14 January 2015 Report by Amanuel Ghirmai Bahta ኢራናዊ ኪያኑሽ ራምዛኒ፣ ካፈቴክ ኣብ ዝተባህለ ሰኣልትን ካርቱኒስትን ኣብ ዘዘውትርዎ ማእከል ፓሪስ ዝርከብ ቤት ሻሂ ኣጋይሽ ክቕበል [...]