Author: admin
ፕረዚደንት ሱዳን ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት ካብ ስልጣን ክእለ ምዃኑ ሓቢሩ
Radio Erena: 08 April 2016 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት ካብ ስልጣኑ ክእለ ምዃኑ ሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝሓበረ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ ኮይኑ፣ ኣብ 2020 ኣብ ሱዳን [...]
ኣብ ከባቢ ባጽዕ ጽኑዕ ሓለዋ ይካየድ
Radio Erena: 07 April 2016 ካብ ገደምን ካልኦት ከባቢታት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕርን ዝተዋጽኡ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ከባቢታት ባጽዕ ኣብ ጽኑዕ ሓለዋ ተፊሮም ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዘን ኣህዱታት [...]
ፕረዚደንት የመን ንቀዳማይ ሚኒስተር ካብ ስልጣኑ ሰጕጉ
Radio Erena: 07 April 2016 ፕረዚደንት የመን ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ፣ ንንምክታል ፕረዚደንትን ቀዳማይ ሚኒስተርን እታ ሃገር ካልድ በሓሕ ካብ ስልጣኑ ሰጕጉ። ቀዳማይ ሚኒስተር ባሓሕ ካብ ስልጣኑ ዝስጎግ ዘሎ፣ ሓፈሻዊ ስምምዕ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ንሱዳን 100 ሚልዮን ኤውሮ ክሕግዝ’ዩ
Radio Erena: 07 April 2016 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ሱዳን 100 ሚልዮን ኤውሮ ልምዓታዊ ሓገዝ ክልግስ'ዩ። እቲ ሕብረት ፣ እዚ ንሱዳን ዝልግሶ መጠን ገንዘብ ኣካል ናይቲ ዋሕዚ ስደተኛታት ዝርኣየለና ኤርትራ ንእትርከበ [...]
ኣብ ኣስመራ፣ ተዓላሞ ንምህዳን ኣብ ዝተኸፍተ ተዅሲ ሓደ ቆልዓን ሓንቲ ጓለነስተይትን ዝርከብዎም 6 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተረጋጊጹ
Radio Erena: 06 April 2016 ብሰንበት 03 ሚያዝያ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ፣ ኣብ ኣስመራ ካብ መኪና እናዘለሉ ክሃድሙ ኣብ ልዕሊ ዝፈተኑ ተዓላሞ ብዝተኸፍተ ተዅሲ ሓደ ቆልዓን ሓንቲ ጓለነስተይንትን ዝርከቦም ብውሕዱ ሽዱሽተ [...]
ነባራት ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን ንሓደስቲ ስደተኛታት ንውልቃዊ ረብሓታቶም ይጥቀምሎም ምህላዎም ተገምጊሙ
Radio Erena: 06 April 2016 ነባራት ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን ንሓደስቲ ስደተኛታት ብፍላይ ንትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፣ ብሞራላውን ዜጋውያን ክብርታት ኣብ ክንዲ ዝሕብሕቡ ንውልቃዊ ረብሓታቶም ይጥቀምሎም ምህላዎም ተገምጊሙ። እዚ [...]
ኣብ ቢሻ ተዓዲኑ ናብ ዕዳጋ ክቀርብ ምድላዋት ዝግበረሉ ዘሎ ዚንጎ፣ ልዑል ጠለብ ዓማዊል ይረክብ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 05 April 2016 ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን፣ ኣብ ቢሻ ዝዕድኖ ዘሎ ዚንጎ ናብ ዕዳጋ ንምቕራቡ ምድላዋት ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ ግዜ፣ ካብ ዓማዊል ልዑል ጠለብ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ዕደና ወርቂ ተ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ኣጋጢሙዋ ንዘሎ ምጭንናቕ ንምፍታሕ ወደባት ሱዳን በርበራን ክትጥቀም ወሲና
Radio Erena: 05 April 2016 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ኣጋጢሙዋ ንዘሎ ምጭንናቕ ንምፍታሕ ወደባት ሱዳን በርበራ ናይ ናይ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ክትጥቐም ወሲና። እታ ሃገር ኣብ ወደብ ጅቡቲ ክራገፋ ሪጋ ሒዘን ካብ ዝ [...]
96 ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ኢጣልያ ናብ ፈረንሳ ተጣይሶም
Radio Erena: 05 April 2016 ፈረንሳ ኣብ ኢጣልያ ካብ ዝርከቡ ስደተኛታት 96 ኤርትራውያን ኣጣይሳ። እቶም ኤርትራውያን፣ ሓድሽ ህይወት ንምጅማር ብ29 መጋቢት'ዮም ካብ ኢጣልያ ናብ ፈረንሳ ግዒዞም። ፈረንሳ ነዞም ኤርትራውያ [...]
ተገፊፎም ክዕለሙ ዝጸንሑ መንእሰያት፣ ኣብ ኣስመራ ከባቢ ባር ትብለጽ፣ ካብ መካይን እናዘለሉ ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ብዝተኸፍተ ተዅሱ ሓይሎ መንእሰያት ቆሲሎም
Radio Erena: 04 April 2016 ተገፊፎም ክዕለሙ ዝጸንሑ መንእሰያት፣ ብመንገዲ ኣስመራ ናብ ከባቢ ዓሰብ እናምርሑ እንከለዉ፣ ካብ መካይን እናዘለሉ ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ብዝተኸፍተ ተዅሱ ቁጽሮም ዘይተፈልጡ ሓያሎ መንእሰያት [...]