Author: admin

1 253 254 255 256 257 485 2550 / 4847
ኣባል ባይቶ ሕ/ ኤ ብርያን ሃየስ ዝመርሖ ልኡኽ ኣየርላንድ ኣብ ኤርትራ በጺሑ

ኣባል ባይቶ ሕ/ ኤ ብርያን ሃየስ ዝመርሖ ልኡኽ ኣየርላንድ ኣብ ኤርትራ በጺሑ

Radio Erena: 20 May 2016 ኣባል ባይቶ ሕብረት ኤውሮጳ ብርያን ሃየስ ዝመርሖ ልኡኽ ኣየርላንድ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ኣባል ባይቶ ሕብረት ኤውሮጳ ናብ ኤርትራ ዑደት ዘካይድ ዘሎ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ሓያሎፖለቲከኛ [...]
ላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን ጅቡትን ሱዳንን ዘትዮም

ላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን ጅቡትን ሱዳንን ዘትዮም

Radio Erena: 20 May 2016 ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ጅቡቲ ኣብ ሱዳን ዑደት ኣካይዱ። እቲ ብምክትል ሓለቓ ጠቕላሊ ስታፍ ሰራዊት ብርጋዴር ጀነራል ጣህር ዓሊ ማሕሙድ ዝምራሕ ወትሃደራዊ ልኡኽ ጅቡቲ፣ ኣብቲ ብሰኑይ 16 ግንቦ [...]
ኤርትራ እትርከበን ልዕሊ 40 ሃገራት፣ ኣብ ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታት ዘተኮረ ዋዕላ ኢጣልያ-ኣፍሪቃ ተሳቲፈን

ኤርትራ እትርከበን ልዕሊ 40 ሃገራት፣ ኣብ ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታት ዘተኮረ ዋዕላ ኢጣልያ-ኣፍሪቃ ተሳቲፈን

Radio Erena: 19 May 2016 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝርከቦም ልዕሊ 40 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ዘተኮረ ዋዕላ ኣብ ሮማ ኣካይዶም። እቲ ብሮቡዕ 18 ግ [...]
ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ዝርከባ ቁሸታት ሱዳን ጽኑዕ ተፍትሽ ይካየድ ምህላዉ ተገሊጹ

ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ዝርከባ ቁሸታት ሱዳን ጽኑዕ ተፍትሽ ይካየድ ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 19 May 2016 ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኣብ ዝርከባ ሓያሎ ቁሸታት ሱዳን ጽኑዕ ተፍትሽ ይካየድ ምህላዉ ተሓቢሩ። እቲ ኣብ ከባቢታት ታሕዳይ፣ ካራዪት፣ ሻላልብን ከሰላን ዝካየድ ዘሎ ተፍትሽን ወትሃደራዊ [...]
ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ግብጺ ኣምሪሑ

ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ግብጺ ኣምሪሑ

Radio Erena: 19 May 2016 ኣብ መንጎ ኤርትራን ግብጽን ብዛዕባ ክህሉ ዝኽእል ምትሕግጋዝ ተወሳኺ ምዝርራብ ንምክያድ ብሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብርኣብ ዝምራሕ ልኡኽ ናብ ካይሮ ኣምሪሑ። እቲ ልኡኽ ብሮቡዕ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንግስነት ኩዌት ዜግነት ንዝነጸጎም ብ ‘ብዱን’ ዝፍለጡ ነበርቲ እታ ሃገር ፓስፖርት ከምዝሸጠሎም ተቓሊዑ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንግስነት ኩዌት ዜግነት ንዝነጸጎም ብ ‘ብዱን’ ዝፍለጡ ነበርቲ እታ ሃገር ፓስፖርት ከምዝሸጠሎም ተቓሊዑ

Radio Erena: 18 May 2016 ንግስነት ኩዌት ዜግነት ዝነጸጎም ብ'ብዱን' ዝፍለጡ ነበርቲ እታ ሃገር፣ መንግስቲ ኤርትራ ብመንገዲ ኣብታ ሃገር ዝርከብ ኤምባሲኡ ኣቢሉ ፓስፖርት ይሸጠሎም ምንባሩ ስሙ ክዕቐበሉ ዝሓተተ ዲፕሎማሰኛ [...]
ብመንገዲ ከሰላ- ተሰነይ፣ ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝኣትዉ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ሲም ካርድ ከረክቡ ይሕተቱ ኣለዉ

ብመንገዲ ከሰላ- ተሰነይ፣ ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝኣትዉ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ሲም ካርድ ከረክቡ ይሕተቱ ኣለዉ

Radio Erena: 18 May 2016 ብመንገዲ ከሰላ- ተሰነይ፣ ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝኣትዉ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ሒዞም ዝመጹ ናይ ቴሌፎን ሲም ካርድ ከረክቡ ይሕተቱ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ [...]
ሽወደን ኣብ ጉዳይ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ሓድሽ ሕጊ ኣጽዲቓ

ሽወደን ኣብ ጉዳይ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ሓድሽ ሕጊ ኣጽዲቓ

Radio Erena: 18 May 2016 ፓርላማ ሽወደን፣ ጉዳዮም ብክፍሊ ኢምግሬሽን ስለዝተነጽገ ካብታ ሃገር ክወጹ ትእዛዝ ዝተዋህቦም ሓተቲ ዑቕባ፣ ናይ መጽለሊን ካልእ ንመዓልታዊ መግብን ዘድሊ ማሕበራዊ ሓገዝ ንኸይግበረሎም ዝኽልክል ሓ [...]
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ነቲ ብህግደፍ እናተወደብ ዝካየድ ዘሎ ጽምብላት መዓልቲ ናጽነት ይቓወሙ

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ነቲ ብህግደፍ እናተወደብ ዝካየድ ዘሎ ጽምብላት መዓልቲ ናጽነት ይቓወሙ

Radio Erena: 17 May 2016 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ነቲ ብኣባላት ህግደፍ እናተወደብ ዝካየድ ዘሎ ጽምብላት መዓልቲ ናጽነት ንምቅዋም ሰለማዊ ሰልፍታት የካይዱ ኣለው። ዛጊት በጺሑና ብዘሎ ሓ [...]
“ነባሪ ስደት የለን” ብዝብል ኣርእስቲ ብኤርትራውያን ዝተዳለወ ስእላዊ ምርኢት ኣብ ከተማ ቴልኣቪቭ ቀሪቡ

“ነባሪ ስደት የለን” ብዝብል ኣርእስቲ ብኤርትራውያን ዝተዳለወ ስእላዊ ምርኢት ኣብ ከተማ ቴልኣቪቭ ቀሪቡ

Radio Erena: 17 May 2016 ኤርትራውያን ተበግሶ ንማሕበራዊ ለውጢ ዝተሰምየት ማሕበር፣ "ነባሪ ስደት የለን" ብዝብል ኣርእስቲ ዘዳለወቶ ስእላዊ ምርኢት ባህላዊ ኣቝሑን ኣልባሳትን ኣብ እስራኤል፣ ከተማ ቴልኣቪቭ፣ ብ13 ግንቦት [...]
1 253 254 255 256 257 485 2550 / 4847