Author: admin
ሆላንድ፣ ጉዳይ ኤርትራ ናብ ባይቶ ጸጥታ ንኽሰጋገርዝከኣላ ክትጽዕር ባይቶ እታ ሃገር ተላብዩ
Radio Erena: 06 July 2016 ኣብ ህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘተን ክትዓትን ዘካየደ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሆላንድ፣ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ብምድጋፍ፣ እቲ ጉዳይ ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ንኽሰጋገር መንግ [...]
ፖሊስ ኢጣልያ ብምስግጋር ስደተኛታት ዝጠርጠሮም 25 ኤርትራውያን ቀይዱ
Radio Erena: 06 July 2016 ፖሊስ ኢጣልያ ብምስግጋር ስደተኛታት ዝተጠርጠሮም 25 ዜጋታት ኤርትራን 12 ዜጋታት ኢትዮጵያን ሓደ ኢጣልያውን ከምዝቀየደ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ተቐይዶም ዘለዉ 38 ጥርጡራት፣ [...]
ጉጅለ ሓካይም ግብጺ ንኣስታት 1200 ኤርትራውያን ሕክምናዊ መርመራ ኣካይዶም
Radio Erena: 05 July 2016 መንግስቲ ግብጺ ከም መቐጸልታ ናይቲ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝኣተዎ ናይ ምትሕግጋዝ መብጽዓታት፣ ናብ ኤርትራ ጉጅለ ሓካይም ከምዘዋፈረ ኣፍሊጡ። እቲ ናብ ኤርትራ ዝተዋፈረ ኣሃዱ ሕክምና፣ ሸሞንተ ዶክተ [...]
ኣብ እስራኤል ዓወታት ዘመዝግቡ ዘለዉ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ፣ ተስፍኦም ብሰንኪ ኾሎት ይጽልምት
Radio Erena: 05 July 2016 ኣብ እስራኤል ጽቡቕ ዓወታት ዘመዝግቡ ዘለዉ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ፣ ተስፍኦም ብሰንኪ ማእሰርቲ ኾሎት ከይሰናኸል ኣብ ሻቖልት ከምዝርከቡ ሓቢሮም። እዞም ሚኪኤል ተስፋማርያምን ኣማኑኤል ገብረሚካኤ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ
Radio Erena: 05 July 2016 ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ናብ ኣርባዕተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ ኣሎ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ናብ ኡጋንዳ፣ ኬንያን፣ ርዋንዳን ኢትዮጵያን ንምብጻሕ'ዩ፣ እግሩ ኣብ [...]
ናፓልዮን መበቖሉ ኤርትራ’ዩ?
Radio Erena: 04 July 2016 "ኣንታ ሰሚዕካ ዶ? ናፖልዮን መበቆሉ ኤርትራዊ ምዃኑ'ኮ ተረጋጊጹ።" "እንታይ ትብል? መን'ዩ ኸ ኣረጋጊጹ?” "ኣብዚ ኣብ ፓሪስ፣ ኣብ ሰርቦን ዩኒቨርሲቲ ዓሙቕ መጽናዕቲ [...]
ኣብ መበል 103 ዙር ፈረንሳ ክልተ ኤርትራውያንን ሓደ ኢትዮጵያን ይቀዳደሙ ኣለዉ
Radio Erena: 04 July 2016 ብቀዳም 2 ሓምለ ኣብ ዝጀመረ መበል 103 ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፈረንሳ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዳኒኤል ተኽለሃይማኖትን ናትናኤል ብርሃንን ንክለብ ዳይመንሽን ዳታ ወኪሎም ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብዚ ው [...]
“ኣብ ኤርትራ ይፍጸም ኣሎ ዝተባሃለ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ብሕብረት ኣፍሪቃ ክምርመር ምውሳኑ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ዘለዎ ስልጣን ዝፍትን’ዩ፣” ዲፕሎማሰኛታት
Radio Erena: 04 July 2016 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽሙ ምህላዎም ክምርምር ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ምርቁሑ፣ እቲ ሕብረት ኣብ ዞባዊ ጉዳያቱ ብዕቱብ ክሰርሕ [...]
መበል 32 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ፣ ብጂቡቲን ሶማልያን ዝቐረበ እማመ ተቐቢሉ
Radio Erena: 03 July 2016 ኣብቲ ብ1 ሓምለ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሩሲያ፣ ኩባ፣ ቻይና፣ቦሊቪያ፣ ኤኳዶር ካብቲ ዝቐረበ እማመ ከምዝተዓቀባ ከፍልጣ እንከለዋ፣ ውሳኔ ንምውሳድ ድምጺ ክካየድ ኣብ ዝተሓተተሉ፣ ኣንጻርት’ቲ እማመ [...]
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ንኤርትራ ብዝምልከት ሓጺር መብርሂ ኣካዪዱ
Radio Erena: 03 July 2016 ኣይ.ኤም.ኤፍ ኣብ ቁጠባዊ ዕብየት ኤርትራ ኣመልኪቱ ዝተኻየደ መብርሂ፣ ንኤርትራ ብዝምልከት እኹል ሓበሬታ ብዘይምርካቡ ተዳናጉዩ እዩ ጸኒሑ። ብመሰረት መምርሒ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (ዓንቀጽ 4 [...]