ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ንኤርትራ ብዝምልከት ሓጺር መብርሂ ኣካዪዱ

ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ንኤርትራ ብዝምልከት ሓጺር መብርሂ ኣካዪዱ

Radio Erena: 03 July 2016

IMF

ኣይ.ኤም.ኤፍ ኣብ ቁጠባዊ ዕብየት ኤርትራ ኣመልኪቱ ዝተኻየደ መብርሂ፣ ንኤርትራ ብዝምልከት እኹል ሓበሬታ ብዘይምርካቡ ተዳናጉዩ እዩ ጸኒሑ። ብመሰረት መምርሒ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (ዓንቀጽ 4)፣ ሓንቲ ሃገር ብዝተፈላለየ ምኽንያት ቁጠባዊ ዕብየታ ብግቡእ ዘይተመዝገበ እንተኾይኑ፣ ድሕሪ ናይ 12 ኣዋርሕ ምድንጓይ ገምጋም ከቕርብ ይግደድ።

እቲ ኣህጉራዊ ትካል ንጉዳይ ኤርትራ ኣብ ዓንቀጽ ኣርባዕተ ኣስፊሩዎ ካብ ዝጸንሕ ሓሙሽተ ዓመት ሓሊፉ ኣሎ። ኣብዚ ፍሉይ ዓንቀጽ ምስ ኤርትራ ሰፊረን ዘለዋ ሃገራት ቨንዙወላ፣ ኣርጀንቲና፣ ሶርያ፣ ማእከላይ ኣፍሪቃ፣ ጒንያን ሊብያን እየን።

 

===========

 

COMMENTS

WORDPRESS: 0