Author: admin
ሱዳናውያን ሓረስቶት፣ መሬትና ብኢትዮጵያውያን ተወሪሩ ይብሉ
Radio Erena: 29 May 2017 ኣብ ዞባ ገዳርፍ፣ ከባቢ ኤል ፋሻጋ ዝርከቡ ሱዳናውያን ሓረስቶት፣ ሰፊሕ ናይ ሕርሻ መሬቶም ብኢትዮጵያውያን ተወርሩ ምህላዉ ገሊጾም። ማዕከን ዜና ሚድል ኢስት ሞኒተር ብዘቕረቦ ሓበሬታ መሰረት፣ እቶ [...]
ጅቡቲ፣ ሓድሽ ወደብ ዶራለ ኣገልግሎት ክጅምር’ዩ
Radio Erena: Radio Erena: 26 May 2017 ኣብ ጅቡቲ፣ ብቻይና ክህነጽ ዝጸንሐ ሓድሽ ውደብ ዶራለ ብ24 ግንቦት ተመሪቑ ንኣገልግሎት ድሉው ከምዝኾነ ኣገልግሎት ዜና ሺንሁዋ ሓቢሩ። ኣብቲ ብሮቡዕ 24 ግንቦት ዝተኻየደ ና [...]
“ግብጺ፣ ኣንጻር ሱዳን ትኣልሞ ውዲት የብላን፣” ፕረዚደንት ኣል ሲሲ
Radio Erena: Radio Erena: 26 May 2017 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ሃገሩ ኣንጻር ሱዳን ትኣልሞ ውድት ከምዘይብላ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ብኣጋጣሚ'ቲ ምስ ቻንስለር ኦስትርያ ክርስትያን ከረን፣ ብሮቡዕ 2 [...]
ፍሉያት ሓይልታት ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ የመን ወትሃደራዊ ስርሒት ኣካይዶም
Radio Erena: 25 May 2017 ፍሉያት ሓይልታት ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ የመን ወትሃደራዊ ስርሒት ከምዘካየዱ ክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ክፍሊ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቶም ፍሉያት ሓይልታት፣ኣብ የመን ኣብ ዝርከብ መዓስከ [...]
ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ነበረ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኮይኑ
Radio Erena: 25 May 2017 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ነበረ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኮይኑ ተመሪጹ። እቲ ኣቐዲሙ'ውን ሚኒስተር ጥዕና እታ ሃገር ዝነበረ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፣ 186 [...]
ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ መበል 26 ዓመት ናጽነት ይጽምብል
Radio Erena: 24 May 2017 ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ ንመበል 26 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ መደባት ይጽምብል ኣሎ። እቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝነብር ህዝቢ ከም ናይ ወትሩ ንመዓልቲ ናጽነት በብኸ [...]
ን11 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኣቡነ እንጠንዮስ ብጽኑዕ ሓሚሞም፣ ህግደፍ ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ ንምሻም ይሸባሸብ
Radio Erena: 23 May 2017 ንኣስታት 11 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤት ክርስትያን ኤርትራ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ብጽኑዕ ሓሚሞም ከምለዉ ተሓቢሩ። ንምትእትታው ህግደፍ ኣብ ቤተ ክርስት [...]
ኣብ ቻይና፣ ከተማ ቻንግቹን ኣብ ዝተኻየደ፣ ኣህጉራዊ ቅድድም ጉያ እግሪ ማራቶን፣ ኤርትራዊ ዑቕባይ ገብረትንሳኤ ቀዳማይ ተዓዊቱ
Radio Erena: 23 May 2017 ኣብ ቻይና፣ ከተማ ቻንግቹን ኣብ ዝተኻየደ፣ ኣህጉራዊ ቅድድም ጉያ እግሪ ማራቶን፣ ኤርትራዊ ዑቕባይ ገብረትንሳኤ ቀዳማይ ብምዃን ከምዝተዓወተ ኣገልግሎት ዜና ቻይና፣ ሺንሁዋ ሓቢሩ። ኣብቲ ብሰንበት [...]
“ምስ ግብጺ ንዘሎና ዶባዊ ምስሕሓብ ብኵናት ክንፈትሖ ኣይንደልን፣” ፕረዚደንት ኣል በሽር
Radio Erena: 23 May 2017 ምስ ግብጺ ንዘሎና ዶባዊ ምስሕሓብ ብኵናት ክንፈትሖ ኣይንደልን ኢና ክብል ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ካብ 14 ክሳብ 15 ግንቦት፣ ኣብ ቀጠር ኣብ [...]
Asmara and towns in the vicinity face shortage of drinking water
Radio Erena: 24 May 2017 Resident of the Eritrean capital – Asmara and surrounding towns are concerned by the shortage of drinking water, repo [...]