Author: Admin

1 41 42 43 44 45 265 430 / 2647
ሶማል፣ 22 ኣባላት ኣልሸባብ ተቐቲሎም

ሶማል፣ 22 ኣባላት ኣልሸባብ ተቐቲሎም

Radio Erena: 26 December 2021 ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሶማል ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብን ኣብ ዝተኻየደ ውግእ፣ ብውሑዱ 22 ኣባላት ኣልሸባብ ከምዝተቐትሉ፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ ማእከላይ [...]
ሕድሕዳዊ ቅትለት፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ናይ መጉዳእቲ በሰላ ዘበገሶ እዩ

ሕድሕዳዊ ቅትለት፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ናይ መጉዳእቲ በሰላ ዘበገሶ እዩ

Radio Erena: 23 December 2021 ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ሰለስተ ኤርትራውያን ኣዴታት ብበዓል ሓዳረን ወይ ሰብኡተን ዝነበሩ ከምዝተቐትላ ዝገልጽ ሓበሬታታት ድሕሪ ምዝርግሑ ኣብ ኤርትራውያን ከቢድ ስምባደ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ንሃገራት ኣፍሪቃ ክልተ ሚልዮን ክታበብ ኮቪድ ተወፍይ

ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ንሃገራት ኣፍሪቃ ክልተ ሚልዮን ክታበብ ኮቪድ ተወፍይ

Radio Erena: 23 December 2021 መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዘሎ ዘይምዕሩይ ዝርጋሐ ክታበት ኮቪድ-19 ክትዓራረ ንምሕጋዝ ክልተ ሚልዮን ክታበት ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ ክትውፊ ምዃና ገሊጻ። እቲ ኣ [...]
ሶማልያ፡ ጻንሒት ዓቃብ ሰላም ‘ኣሚሶም’ ብ3 ወርሒ ተናዊሑ

ሶማልያ፡ ጻንሒት ዓቃብ ሰላም ‘ኣሚሶም’ ብ3 ወርሒ ተናዊሑ

Radio Erena: 23 December 2021 ኣብ ሶማልያ ዓሪዱ ዘሎ ስርሒት ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ‘ኣሚሶም’ (Amisom) ንተወሳኺ ሰለስተ ወርሒ ኣብታ ሃገር ክጸንሕ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣጽዲቑ። በዚ መሰረት እ [...]
ሱዳን፡ ብሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ 123 ሰባት ቆሲሎም፤ ሓደ ሰብ ከኣ ሞይቱ

ሱዳን፡ ብሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ 123 ሰባት ቆሲሎም፤ ሓደ ሰብ ከኣ ሞይቱ

Radio Erena: 21 December 2021 ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ብሰፊሑ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ብሰንበት 19 ታሕሳስ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ሓደ ሰብ ክቕተል እንከሎ፣ ብዉሑዱ 123 ሰባት ከኣ ከምዝቖሰሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሸውዓተ ኣባላት ‘ሽማግለ ዕርቂ’ ካብ መዝነቶም ኣልዩ

ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሸውዓተ ኣባላት ‘ሽማግለ ዕርቂ’ ካብ መዝነቶም ኣልዩ

Radio Erena: 21 December 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል መሓመድ ሑሴን ሮብለ፣ ሸውዓተ ኣባላት ‘ሽማግለ ዕርቂ’ ካብ መዝነቶም ከምዝኣለየ ካብ ከተማ ሞቓድሾ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ማዕከናት ዜና ሶማል ኣብ ዝህቦኦ ዘ [...]
ኢትዮጵያ፡ ሓይልታት ትግራይ ካብ ሓያሎ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ

ኢትዮጵያ፡ ሓይልታት ትግራይ ካብ ሓያሎ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ

Radio Erena: 20 December 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ካብ ትግራይ ወጻኢ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ ከምዘለዉ ሮይተርስ ካብ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣመልኪቱ። ላዕለዋይ ኣዛዚ ህወሓት ዶክተር ደብረጽዮ [...]
ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ሶማላውያን ደሃይ ንምፍላጥ ዝቖመት ኮሚቴ፣ ዛጊት ዝኾነ ስራሕ ከምዘየሳለጠት ተገሊጹ

ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ሶማላውያን ደሃይ ንምፍላጥ ዝቖመት ኮሚቴ፣ ዛጊት ዝኾነ ስራሕ ከምዘየሳለጠት ተገሊጹ

Radio Erena: 19 December 2021 ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ሶማላውያን መንእሰያት ደሃይ ንምፍላጥ ዝቖመት ኮሚቴ ካብ እትቐውም 9 ወርሒ ኣሕሊፋ፣ ዛጊት ዝኾነ ስራሕ ከምዘየሳለጠት ተገሊጹ። ወለዲ እቶም መንእሰያት [...]
ኣልቡርሃን፣ ስልጣን ድሕሪ ምሓዙ ዘተኣታተዎም ሕግታት ከምዘይስሕቦም ኣፍሊጡ

ኣልቡርሃን፣ ስልጣን ድሕሪ ምሓዙ ዘተኣታተዎም ሕግታት ከምዘይስሕቦም ኣፍሊጡ

Radio Erena: 19 December 2021 ኣብ ሱዳን ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ዓብደል-ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ስልጣን ድሕሪ ምሓዙ ዘተኣታተዎም ሕግታት ከምዘይስሕቦም ገሊጹ። ኣል ቡርሃን ኣብ ምምራቕ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኑ [...]
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ምግሃስ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክትቀውም ወሲኑ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ምግሃስ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክትቀውም ወሲኑ

Radio Erena: 18 December 2021 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጺሙ ንዝበሃል ምግሃስ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክትቀውም ኣብ ስምምዕ በጺሑ። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ብዓርቢ 17 ታሕሳስ [...]
1 41 42 43 44 45 265 430 / 2647