Author: Admin

1 251 252 253 254 255 265 2530 / 2647
ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 10ታት ኤርትራውያን ናብ ኢጣልያ ግዒዞም

ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 10ታት ኤርትራውያን ናብ ኢጣልያ ግዒዞም

Radio Erena: 31 May 2019 ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 10ታት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 140 ሓተቲ ዑቕባ፣ ብ30 ግንቦት ናብ ኢጣልያ ግዒዞም። እዞም ቆልዑን ደቀንስትዮን ዝርከብኦም ሓተቲ ዑቕባ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ሃገራት እስላም ኣንጻር ኢራን ደው ክብላ ጸዊዓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ሃገራት እስላም ኣንጻር ኢራን ደው ክብላ ጸዊዓ

Radio Erena: 31 May 2019 ሃገራት እስላምን ሃገራት ዓረብን ኣንጻር ኢራን ተሪር መርገጺ ክወስዳ ስዑዲ ዓረብ ጸዊዓ። እታ ሃገር ነዚ ዝጸውዐት፣ ሓሙስ 30 ግንቦት፣ ኣብ ከተማ ማካ ኣብ ዝተኸፍተ ህጹጽ ዋዕላ ሃ [...]
ሶማልያ፣ ኣብ ናይሮቢ ዝመደበሮም ኣህጉራውያን መሻርኽቲ ናብ ሞቛድሾ ክግዕዙ ጸዊዓ

ሶማልያ፣ ኣብ ናይሮቢ ዝመደበሮም ኣህጉራውያን መሻርኽቲ ናብ ሞቛድሾ ክግዕዙ ጸዊዓ

Radio Erena: 31 May 2019 መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ኬንያ፣ ከተማ ናይሮቢ ዝመደበሮም ኣህጉራውያን መሻርኽቲ፣ ናብ ሞቛድሾ ክግዕዙ፣ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ጸዊዑ። እታ ሃገር ነዚ ጻውዒት ተቕርብ ዘላ፣ ኣብ መንጎ ክል [...]
ኬንያን ጅቡቲን፣ 59 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ፕሮጀክት ምዝርጋሕ ትሕቲ ባሕሪ ፋይበር ይሻረኻ

ኬንያን ጅቡቲን፣ 59 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ፕሮጀክት ምዝርጋሕ ትሕቲ ባሕሪ ፋይበር ይሻረኻ

Radio Erena: 30 May 2019 ኬንያን ጂቡቲን፣ 59 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ፣ ናይ ትሕቲ ባሕሪ ጭሕጊ (ፋይበር) ንምዝርጋሕ ብሽርክነት ንምስራሕ ተሰማሚዐን። ኬንያ ብዘውጽኣቶ መግለጺ መሰረት፣ እቲ ምስ ጅቡቲ ተበጺሑ ዘሎ ና [...]
ፈረንሳ፣ ንፍሉይ ኣሃዱ ኮማንዶ ኢትዮጵያ፣ ወትሃደራዊ ስልጠና ሂባ

ፈረንሳ፣ ንፍሉይ ኣሃዱ ኮማንዶ ኢትዮጵያ፣ ወትሃደራዊ ስልጠና ሂባ

Radio Erena: 29 May 2019 ፈረንሳ፣ ንፍሉይ ኣሃዱ ኮማንዶ ኢትዮጵያ ወትሃደራዊ ስልጠና ከምዝሃበት ኤምባሲ ፈረንሳ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ደብረዘይቲ ወይ ቢሾፍቱ ዝተኻየደ ናይ ኣስታት ሓ [...]
ኣመሪካ፣ ንኤርትራ ካብ መዝገብ ኣንጻር ሽበራ ኣብ ዝግበር ቃልሲ ዘይተሓባበራ ሃገራት ሰሪዛታ

ኣመሪካ፣ ንኤርትራ ካብ መዝገብ ኣንጻር ሽበራ ኣብ ዝግበር ቃልሲ ዘይተሓባበራ ሃገራት ሰሪዛታ

Radio Erena: 29 May 2019 ኣመሪካ፣ ንኤርትራ፣ ካብ መዝገብ ናይቲ ኣንጻር ግብረ ሽበራ ኣብ ዝካየድ ቃልሲ ዘይተሓባበራ ሃገራት ከምዝሰረዘታ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ። እታ ሃገር፣ ንኤርትራ ካብዚ መዝገብ እዚ ትስር [...]
ቀጠር፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝካየድ ህጹጽ ዋዕላ ክትሳተፍ ዕድመ ቀሪቡላ

ቀጠር፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝካየድ ህጹጽ ዋዕላ ክትሳተፍ ዕድመ ቀሪቡላ

Radio Erena: 29 May 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ሓሙስ 30 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ህጹጽ ዋዕላ ሃገራት ዓረብ፣ ቀጠር ክትሳተፍ ዕድመ ኣቕሪባትላ። ንጉስ ሳልማ ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድ፣ ኣብቲ ኣብ ሜካ ዝካየድ ዋዕላ [...]
ኬንያ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገረን ክምለሳ፣ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

ኬንያ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገረን ክምለሳ፣ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

Radio Erena: 28 May 2019 ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ብዘይሕጊ ናብታ ሃገር ዝኣተዋየን ንዝበለን ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ናብ ሃገርን ክምለሳ ከምዝወሰነ ማዕከን ዜና ስታንዳርድ ሓቢሩ። ፖሊስ ኬንያ፣ ደቂንስትዮ ዝርከብኦ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሽዱሽተ ሃገራት ዝሓዋወሰ  ካርታ ኣፍሪቃ ብጌጋ ምዝርግሓ ተጻርዮ ከምዘላ ኣፍሊጣ

ኢትዮጵያ፣ ሽዱሽተ ሃገራት ዝሓዋወሰ ካርታ ኣፍሪቃ ብጌጋ ምዝርግሓ ተጻርዮ ከምዘላ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 28 May 2019 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዝዘርግሖ፣ ንኢትዮጵያን ሶማልያን፣ ንኮንጎ ኪንሻሻን ኮንጎ ብራዛቪልን ከምኡ ድማ ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ዝሓዋወሰ ካርታ ኣፍሪቃ፣ ብወግ [...]
ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ዝተፈላለየ ጠለባት ካብ ወገን ኤርትራ ዛጊት መልሲ ከምዘይተዋህቦ ተሓቢሩ

ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ዝተፈላለየ ጠለባት ካብ ወገን ኤርትራ ዛጊት መልሲ ከምዘይተዋህቦ ተሓቢሩ

Radio Erena: 28 May 2019   መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጉዳይ ምኽፋት ዶባት፣ ኣጠቓቕማ ወደባት፣ ጉዳይ መንበሪ ፍቓድ ዜጋታት ክልትኤን ሃገራትን ካልእን ዘጠቓለለ ጉዳያት ብዝምልከት ናብ ኤርትራ ዘቕረበቶ [...]
1 251 252 253 254 255 265 2530 / 2647