Author: Admin

1 250 251 252 253 254 265 2520 / 2647
ኬንያ፣ ዜጋታታ ገፈፍቲ ዓሳ ፣ ምስ ሶማልያ ናብ ዘዋስን ክሊ ማይ ከይጽግዑ ኣጠንቂቓ

ኬንያ፣ ዜጋታታ ገፈፍቲ ዓሳ ፣ ምስ ሶማልያ ናብ ዘዋስን ክሊ ማይ ከይጽግዑ ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 05 June 2019 ኬንያ፣ ዜጋታታ ገፈፍቲ ዓሳ ፣ ምስ ሶማልያ ናብ ዘዋስን ክሊ ማይ ከይጽግዑ ኣጠንቂቓ። እታ ሃገር ነዚ መጠንቐቕታ ተመሓላልፍ ዘላ፣ ምስ ሶማልያ ኣብ እትስሓሓበሉ ዘላ እዋን'ዩ። [...]
ሱዳን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ይርከቡ

ሱዳን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ይርከቡ

Radio Erena: 04 June 2019 ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ድሕሪ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናዕቢ፣ ብውሕዱ 32 ሰባት ድሕሪ ምቕታሎም፣ ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዝርከቡ [...]
“ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ከም ሓድሽ ክትንእስ እንተዘይኮይኑ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ዳርጋ የለን፣” ክብል ሓደ ኣባል ናይቲ ሓይሊ ኣየር ነበር ገሊጹ

“ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ከም ሓድሽ ክትንእስ እንተዘይኮይኑ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ዳርጋ የለን፣” ክብል ሓደ ኣባል ናይቲ ሓይሊ ኣየር ነበር ገሊጹ

Radio Erena: 04 June 2019 "ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ከም ሓድሽ ክትንእስ እንተዘይኮይኑ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ዳርጋ የለን፣" ክብል ሓደ ኣባል ናይቲ ሓይሊ ኣየር ነበር ገሊጹ። እቲ ስሙ ክንዕቅበሉ ዝመጸረጸ፣ ኣባል [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞያ ኣብ ዕደና ወርቂ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈረ ናይ ኢንግሊዝ ኩባንያ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞያ ኣብ ዕደና ወርቂ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈረ ናይ ኢንግሊዝ ኩባንያ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ

Radio Erena: 04 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ምዕራብ ወለጋ፣ ቱሉ ካፒ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ዕደና ወርቂ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈረ ናይ እንግሊዝ ኩባንያ፣ መጥቓዕቲ ከምዝተፈጸመ ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ። [...]
ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዝጀመረቶ ናይ ምትሕግጋዝ መደባት ክትደፍኣሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ጸዊዑ

ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዝጀመረቶ ናይ ምትሕግጋዝ መደባት ክትደፍኣሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ጸዊዑ

Radio Erena: 04 June 2019 ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዝጀመረቶም ዝተፈላለዩ ናይ ምትሕግጋዝ መደባት፣ ክትደፍኣሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ጸዊዑ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ሓሰን ዓሊ ኻይረ ነዚ ዝጸውዐ፣ ምስ ቀጠራዊ መዘ [...]
ኩባንያ ዳናኪሊ፣ ኣብ ኤርትራ ንዘካየዶ ንጥፈታት ዕደና፣ ካብ ክልተ ትካላት ፊይናንስ ኣፍሪቃ ልቃሕ ሓቲቱ

ኩባንያ ዳናኪሊ፣ ኣብ ኤርትራ ንዘካየዶ ንጥፈታት ዕደና፣ ካብ ክልተ ትካላት ፊይናንስ ኣፍሪቃ ልቃሕ ሓቲቱ

Radio Erena: 03 June 2019 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ደንካልያ፣ ከባቢ ኮሉሊ፣ ዕደና ፖታሽ ንምክያድ ኣብ ምድላው ዝርከብ ናይ ኣውስትራልያ ኩባንያ ዳናኪል፣ ካብ ክልተ ትካላት ፊናንስ ኣፍሪቃ ልቃሕ ናይ ምርካብ ተስፋ ከም [...]
ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ዝርከብ ኣስታት ሓደ ሽሕ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ክስሕብ’ዩ

ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ዝርከብ ኣስታት ሓደ ሽሕ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ክስሕብ’ዩ

Radio Erena: 03 June 2019 ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ካብ ዝርከብ ኣስታት 20 ሽሕ ብዝሒ ዘለዎ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ እቲ ሓደ ሽሕ ክስሕብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ወሲኑ። ምስሓብ እቲ ሰራዊት፣ [...]
ብደረጃ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝምስረት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምምስራት ዝካየድ ጻዕሪ ይቕጽል

ብደረጃ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝምስረት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምምስራት ዝካየድ ጻዕሪ ይቕጽል

Radio Erena: 02 June 2019 ብደረጃ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝምስረት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምምስራት ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ዝዘተየ ዋዕላ ብ30 ግንቦት ተኻዪዱ። እዚ 52 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተሳተፍኦ ዋዕላ፣ ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪ [...]
ሱዳን፣ ወተሃደራዊ ቆንስል ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብሓላፍነት ይኽሰስ

ሱዳን፣ ወተሃደራዊ ቆንስል ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብሓላፍነት ይኽሰስ

Radio Erena: 02 June 2019 ኣብ ሱዳን ግዚያዊ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ፣ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካዪድ ዘሎ ህዝቢ ሱዳን ጎነጻዊ ስጉምቲ ይወስድ ኣሎ ክብል ማሕበር ሞያውያን’ታ ሃገር ከሲሱ። ንህዝባዊ ምልዕ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሰበስልጣን ዝርከብዎም 69 ሰባት ዓሌታዊ ግጭት ብምልዕዓል ተኸሲሶም

ኢትዮጵያ፣ ሰበስልጣን ዝርከብዎም 69 ሰባት ዓሌታዊ ግጭት ብምልዕዓል ተኸሲሶም

Radio Erena: 02 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብሄራት ኢድ ኔሩኩም ዝተባህሉ ሰበስልጣን መንግስቲ ዝርከብዎም 69 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ብመንግስቲ ዝው [...]
1 250 251 252 253 254 265 2520 / 2647