Author: Admin

1 181 182 183 184 185 265 1830 / 2647
ፈላሚ ርክብ መራሕቲ እስራኤልን ሱዳንን ኣብ ህዝበ ዓረብ ቁጠዐ ፈጢሩ

ፈላሚ ርክብ መራሕቲ እስራኤልን ሱዳንን ኣብ ህዝበ ዓረብ ቁጠዐ ፈጢሩ

Radio Erena: 05 February 2020 እስራኤልን ሱዳንን፣ ንመጀመርያ እዋነን ወግዓዊ ዝምድና ክምስርታ ምዃነን ቀዳመይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንያሚን ናታንያሁ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ብሰኑይ 2 ለካቲ [...]
ኬንያ፣ ን24 ዓመታት ፕረዚደንት ዝነበረ ዳኒኤል ኣራፕ ሞይ ኣብ መበል 95 ዓመቱ

ኬንያ፣ ን24 ዓመታት ፕረዚደንት ዝነበረ ዳኒኤል ኣራፕ ሞይ ኣብ መበል 95 ዓመቱ

Radio Erena: 05 February 2020 ካብ 1978 ክሳብ 2002፣ መራሒ ኬንያ ዝነበረ ፕረዚደንት ዳኒኤል ኣራፕ ሞይ ኣብ መበል 95 ዓመት ዕድሚኡ ሞይቱ። ንኬንያ ን24 ዓመታት ዝመርሐ ኣራፕ ሞይ፣ ብሞት እብ ዝተ [...]
ጂቡቲ፣ ወኪል ኤርትራ ዘይተሳተፎ ኣኼባ ኢጋድ ተኻይዱ

ጂቡቲ፣ ወኪል ኤርትራ ዘይተሳተፎ ኣኼባ ኢጋድ ተኻይዱ

Radio Erena: 04 February ኣብ ጂቡቲ፣ ወኪል ኤርትራ ዘይተሳተፎ ኣኼባ ኣባላት ሃገራት ኢጋድ ተኻይዱ። ኣብቲ ብሓድሽ ኣቦ መንበር ኢጋድ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ተመሪሑ፣ ብ3 ለካቲት ዝተኻየደ [...]
A Summit in a Glass House

A Summit in a Glass House

Radio Erena: 04 February 2020 Three African leaders met while the capital of one of the leaders’ countries was racked by explosions. The other [...]
ሶማልን ፓኪስታንን ብሰንኪ ወራር ኣንበጣ ህጹጽ ሃገራዊ ሓደጋ ኣዊጀን

ሶማልን ፓኪስታንን ብሰንኪ ወራር ኣንበጣ ህጹጽ ሃገራዊ ሓደጋ ኣዊጀን

Radio Erena: 04 February 2020 መንግስታት ሶማልን ፓኪስታንን፣ ብሰንኪ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ህጹጽ ሃገራዊ ሓደጋ ኣዊጆም። ካብ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣትሒዙ፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ፣ ገማግም ቀይ [...]
ኣመሪካን ሱዳንን ንመጀመርያ እዋነን ኣምባሳደራት ክለዋወጣ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣመሪካን ሱዳንን ንመጀመርያ እዋነን ኣምባሳደራት ክለዋወጣ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 04 February 2020 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ናብ ዋሽንግተን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክፍጽም ዕድመ ከምዘቕረበሉ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ። [...]
ቀ/ሚ እስራኤል፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኤርትራውያን ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ

ቀ/ሚ እስራኤል፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኤርትራውያን ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ

Radio Erena: 03 February 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ኤርትራውያንን ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ብምዝልከት ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣምሪሑ። [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ኣስታት 320 ሽሕ ሰባት ጥራይ ናይ ሞባይል ሲም ካርድ ይውንኑ

ኣብ ኤርትራ፣ ኣስታት 320 ሽሕ ሰባት ጥራይ ናይ ሞባይል ሲም ካርድ ይውንኑ

Radio Erena: 03 February 2020 ኣብ መላእ ኤርትራ፣ ሲም ካርድ ናይ ቴሌፎን ክውንኑ ዝኸኣሉ ሰባት ካብ 320 ሽሕ ከምዘይበዝሑ፣ ኣባል ኤሪቴል ዝነበረ መንእሰያት ንሬድዮ ኤረና ሓቢሩ። ብገምጋም መንግስቲ፣ ኣ [...]
ጂቡቲን ሱዳንን ዝምድንአን የሐድሳ

ጂቡቲን ሱዳንን ዝምድንአን የሐድሳ

Radio Erena: 03 February 2020 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ትማሊ ሰንበት 2 [...]
ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዓ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ንምሕጋዝ 70 ሚልዮን ዶላር ካብ ለገስቲ ተሓቲቱ

ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዓ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ንምሕጋዝ 70 ሚልዮን ዶላር ካብ ለገስቲ ተሓቲቱ

Radio Erena: 03 February 2020 ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ እትሒዘን ኣብ መኸተ ወራር ዕስለ ኣንበጣ'የን ዝርከባ። ነቲ ድሮ'ውን እኹል ምህርቲ ክሓፍስ ዘይጸንሐ ዞባ [...]
1 181 182 183 184 185 265 1830 / 2647