Author: Admin

1 160 161 162 163 164 265 1620 / 2647
ሽዱሽተ ኤርትራውያን ብምጭዋይ ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ፣ ኣብ ስዊዘርላንድ 14 ዓመታት ክእሰር ኣኽባር ሕጊ ሓቲቱ

ሽዱሽተ ኤርትራውያን ብምጭዋይ ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ፣ ኣብ ስዊዘርላንድ 14 ዓመታት ክእሰር ኣኽባር ሕጊ ሓቲቱ

Radio Erena: 24 April 2020 ኣብ ሱዳን፣ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ኣብ ምጭዋይ ተሓባቢሩ ዝተባህለ ኤርትራዊ፣ ብሰሉስ 21 ሚያዝያ፣ ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ከተመ ዙሪክ ኣብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። እቲ ሓታቲ ዑቕባ [...]
እስራኤል፣ ካብ ኤርትራውያን ብግዴታ ክቑረጽ ዝጸንሐ 20% ካብ ኣታዊታቶም ኣብ ሓደ ወርሒ ክምለሰሎም ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

እስራኤል፣ ካብ ኤርትራውያን ብግዴታ ክቑረጽ ዝጸንሐ 20% ካብ ኣታዊታቶም ኣብ ሓደ ወርሒ ክምለሰሎም ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

Radio Erena: 23 April 2020 መንግስቲ እስራኤል፣ ካብ ኤርትራውያን ብግዴታ ክቖርጾ ዝጸንሐ 20% ካብ ኣታዊታቶም፣ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልታት ክመልሰሎም ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ምውሳኑ መርበባት ዜና እታ ሃ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ናብ ኤርትራን ካልኦት ሃገራት እቲ ዞባን እትልእከን ዘላ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ፣ ካብ ዩክሬን ብክራይ ዝመጻ ምዃነን ተገሊጹ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ናብ ኤርትራን ካልኦት ሃገራት እቲ ዞባን እትልእከን ዘላ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ፣ ካብ ዩክሬን ብክራይ ዝመጻ ምዃነን ተገሊጹ

Radio Erena: 23 April 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ናብ ኤርትራን ካልኦት ሃገራትን እትልእከን ዘላ ዓበይቲ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ፣ ካብ መንገዲ ኣየር ዩክሬን ብክራይ ዝመጻ ምዃነን ኣፍሪካን ኢንተሊጀንስ ንወትሃደራዊ ምንጭ [...]
ኬንያ፣ ኣብ ሕክምና ተወሺቦም ዝነበሩ 10ታት ሰባት ሃዲሞም

ኬንያ፣ ኣብ ሕክምና ተወሺቦም ዝነበሩ 10ታት ሰባት ሃዲሞም

Radio Erena: 23 April 2020 ኣብ ኬንያ፣ ብኮረና ቫይረስ ተጠርጢሮም፣ ኣብ ሕክምና ተወሺቦም ዝነበሩ 10ታት ሰባት ሃዲሞም። እቶም ብሰሉስ 21 ሚያዝያ ዝሃደሙ ውሹባት፣ ካብቲ ማእከል ዝጾለቝሉ ኣገባብ ብቪድዮ ስኢሎም [...]
ኡጋንዳ፣ ኣባላት ባይቶ ነፍሲ ወከፎም 5 ሽሕ ዶላር ሞቕሽሽ ክወሃቡ ዝሓለፈ ውሳኔ፣ ንህዝቢ ኣቖጢዑ

ኡጋንዳ፣ ኣባላት ባይቶ ነፍሲ ወከፎም 5 ሽሕ ዶላር ሞቕሽሽ ክወሃቡ ዝሓለፈ ውሳኔ፣ ንህዝቢ ኣቖጢዑ

Radio Erena: 23 April 2020 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ን21 መዓልታት ዝጸንሐ ናይ ውሸባ እዋን ኣዊጅሉ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ ነነፍሲ ወከፍ ኣባል ባይቶ 20 ሚልዮን ሺሊንግ (ኣስታት 5 ሽሕ ዶላር) ሞቕ [...]

ارتريا تمتلك أحد عشرة جهاز مساعدة على التنفس فنتيلتيور

اذاعة إرينا الدولية: الأخبار الثلاثاء 21 أبريل 2020 في الوقت الذي تنتشر فيه مخاوف حقيقية من انتشار وباء كوفيد- 19 في ارجاء البلاد ذكر مصدر موثوق لإذا [...]
ኢትዮጵያ፣ ብዘይኣላዩ ንዝመጹ ኤርትራውያን ቆልዑ ንሓደጋ ተቃልዕ ከምዘላ ተወቒሳ

ኢትዮጵያ፣ ብዘይኣላዩ ንዝመጹ ኤርትራውያን ቆልዑ ንሓደጋ ተቃልዕ ከምዘላ ተወቒሳ

Radio Erena: 21 April 2020 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ እትኽተሎ ዘላ ሓድሽ ፖሊሲ፣ ብዘይኣላትዩ ንዝመጹ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ንሓደጋ የቃልዕ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት፣ ሁማን ራይ [...]
መራሒ ናይታ “ዕጽውቲ”  እትብሃል ሰሜን ኮርያ ብጽኑዕ ምሕማሙ ተሰሚዑ

መራሒ ናይታ “ዕጽውቲ” እትብሃል ሰሜን ኮርያ ብጽኑዕ ምሕማሙ ተሰሚዑ

Radio Erena: 21 April 2020 መራሒ ሰሜን ኮርያ፣ ኪም ጆን ኡን፣ ብሕማም ልቢ፣ ኣብ ሆስፒታል ተዓቝቡ ከምዘሎ፣ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ደቡብ ኮርያ ኣቃሎዐን። እተን ማዕከናት ዜና ነዚ ሓበሬታ ዘጋውሓ፣ እቲ [...]
ኣመሪካ፣ ጠለብ ነዳዲ ብምንካዩ፣ ንሓደ በርሚል ነዳዲ ትሕቲ ዜሮ ወሪዱ

ኣመሪካ፣ ጠለብ ነዳዲ ብምንካዩ፣ ንሓደ በርሚል ነዳዲ ትሕቲ ዜሮ ወሪዱ

Radio Erena: 21 April 2020 ኣብ ኣመሪካ፣ ጠለብ ነዳዲ ስለዝነከየ፣ ንሓደ ዋጋ በርሚል ነዳዲ ትሕቲ ሓደ ዶላር ወሪዱ። እዚ ግና፣ ተጠቐምቲ ነዳዲ ብናጻ ክወስዱ ይኽእሉ'ዮም ማለት ከምዘይኮነ ተንተንቲ ቁጠባ የ [...]
“ሓፈሻዊ ዘቤታዊ እቶት ሃገራት ኣፍሪቃ ብ1.6% ከንቆልቁል’ዩ”

“ሓፈሻዊ ዘቤታዊ እቶት ሃገራት ኣፍሪቃ ብ1.6% ከንቆልቁል’ዩ”

Radio Erena: 21 April 2020 ሃገራት ኣፍሪቃ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ኣብ ዘካይድኦ ዘለዋ መኸተ፣ ዝጸንሐን ውህሉል ዕዳ፣ ክድስክል ባንክ ዓለምን ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብን ቃል ኣትዮ'ዮም። እንተኾነ እዛ [...]
1 160 161 162 163 164 265 1620 / 2647