Author: Admin

1 159 160 161 162 163 265 1610 / 2647

محكمة بريطانية تحكم على شابين ارتريين بالسجن 14 عاما بتهم تمويل تنظيم داعش

ذكر موقع صحيفة الانديبندنت البريطانية بأن محكمة بريطانية حكمت على شابين ارتريين بالسجن لمدة 14 عاما بتهمة تمويل تنظيم داعش الارهابي. وجاء في تفاصيل ال [...]
ንዳዒሽ ገንዘብ  ከዋጽኡ ዝጸንሑ ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ብሪጣንያ 14 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

ንዳዒሽ ገንዘብ ከዋጽኡ ዝጸንሑ ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ብሪጣንያ 14 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

Radio Erena: 28 April 2020 ኣብ ብሪጣንያ ሓተትቲ ዑቕባ ምዃኖም ዝተገልጹ ክልተ ኤርትራውያን፣ ንዳዒሽ ብገንዘብን ሞራልድ ብምድጋፎም 14 ዓመታት ክእሰሩ ከምዝተፈርዶም ማዕከናት ዜና ብሪጣንያን ሓቢረን። እቶም [...]
ደሃይ ኣጥፊኡ ዝወርሐ ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ኣኼባ ከካይድ’ዩ ይብሃል ኣሎ

ደሃይ ኣጥፊኡ ዝወርሐ ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ኣኼባ ከካይድ’ዩ ይብሃል ኣሎ

Radio Erena: 28 April 2020 ህዝብታት ዓለምና ብለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ሻቕሎት ተሸሚምሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ መንግስታት ዜጋታቶም ንምርግጋእን፣ ኣብ እዋን ለበዳን ድሕሪ ለበዳን ዝህሉ ማሕበረ ቁጠባዊ ፖሊሲታትን ኣብ [...]
ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝድገፉ ሚሊሻ፣ ኣብ ደቡብ የመን ርእሰ ምምሕዳር ኣዊጆም

ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝድገፉ ሚሊሻ፣ ኣብ ደቡብ የመን ርእሰ ምምሕዳር ኣዊጆም

Radio Erena: 28 April 2020 ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝድገፉ ሚሊሻ፣ ካብ የመን ዝተነጸለት ርእሰ ምምሕዳር ደቡብ የመን ኣዊጆም። እቶም፣ ብ'መሰጋግሪ ባይቶ የመን' ዝፍለጡ ሚሊሻ፣ ብ25 ሚያዝያ ነቲ ኣዋጅ ድሕ [...]
ሞቛድሾ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ንዝተኣወጀ ሰዓታት እቶ እቶ ዝጠሓሱ ክልተ ሰባት ብፖሊስ ተቐቲሎም

ሞቛድሾ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ንዝተኣወጀ ሰዓታት እቶ እቶ ዝጠሓሱ ክልተ ሰባት ብፖሊስ ተቐቲሎም

Radio Erena: 28 April 2020 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ንዝተኣወጀ ሰዓታት እቶ እቶ ዝጠሓሱ ክልተ ሰባት፣ ካብ ፖሊስ ብዝተተኮሰሎም ጥይት ተቐቲሎም። እቲ ነቲ ቅትለት፣ ብ25 ሚ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝወሓደ ብዝሒ ብኮረና ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት መዝጊባ

ኤርትራ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝወሓደ ብዝሒ ብኮረና ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት መዝጊባ

Radio Erena: 27 April 2020 ኤርትራ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እታ ዝወሓደ ብዝሒ ብኮረና ቫይረስ ዝተለኽፊ ሰባት ዝመዝገበት ሃገር'ያ። እታ ሃገር ዕለታዊ ብእትህቦ ዘላ ጸብጻብ መሰረት፣ በቲ ቫይረስ ዝተለኽፉ 39 [...]
ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ኣመሪካዊ ዲፕሎማሰኛ ፈተነ ቅትለት ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ

ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ኣመሪካዊ ዲፕሎማሰኛ ፈተነ ቅትለት ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ

Radio Erena: 27 April 2020 ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ኣብ ልዕሊ ሓደ ኣመሪካዊ ዲፕሎማሰኛ ፈተነ ቅትለት ከምዝተኻየደ ወግዓዊ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ፣ ኣናዱሉ ሓቢሩ። እቲ ፈነተ ቅትለት ብ23 ሚያዝያ ከምዝተ [...]
ኣብ ጀርመን ዝርከብ ስደተኛታት ዝነብሩሉ መዓስከር፣ ልዕሊ 270 ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም

ኣብ ጀርመን ዝርከብ ስደተኛታት ዝነብሩሉ መዓስከር፣ ልዕሊ 270 ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም

Radio Erena: 26 April 2020 ኣብ ጀርመን ባደን ቭርተምበርግ ዝርከብ ስደተኛታት ዝነብሩሉ መዓስከር፣ ልዕሊ ፍርቆም ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም ከምዘለዉ፣ ካብቲ መዓስከር ልሒኹ ዝወጸ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ስሞም ክገልጹ ዘ [...]
ኣመሪካ፣ ንምስትንፋስ ዝሕግዝ መሳርሒታት ሕክምና (ቨንቲለተርስ) ናብ ኢትዮጵያ ክትልእኽ’ያ

ኣመሪካ፣ ንምስትንፋስ ዝሕግዝ መሳርሒታት ሕክምና (ቨንቲለተርስ) ናብ ኢትዮጵያ ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: 26 April 2020 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ንምስትንፋስ ዝሕግዝ መሳርሒታት ሕክምና (ቨንቲለተርስ) ናብ ኢትዮጵያ ክትልእኽ ምዃና ተገሊጹ። ፕረዚደንት ትራምፕ ብመንገዲ ትዊተር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ [...]
ብሪጣንያ፣ “ኣብ ኤርትራ ብቕልጡፍ ብዝቕየር ዘሎ ኩነታት፣” ብምሉኦም ሰራሕተኛታት ኤምባሲኣ ስሒባ

ብሪጣንያ፣ “ኣብ ኤርትራ ብቕልጡፍ ብዝቕየር ዘሎ ኩነታት፣” ብምሉኦም ሰራሕተኛታት ኤምባሲኣ ስሒባ

Radio Erena: 25 April 2020 መንግስቲ ብሪጣንያ፣ "ኣብ ኤርትራ ብቕልጡፍ ብዝቕየር ዘሎ ኩነታት"፣ ካብ 18 ሚያዝያ ኣትሒዙ ንብምሉኦም ሰራሕተኛታት ኤምባሲኡ ከምዝሓበ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ፣ ኣብ ወግዓዊ መር [...]
1 159 160 161 162 163 265 1610 / 2647