Author: amanuel

1 97 98 99 100 101 578 990 / 5772
ሱዳን ብኢጋድ ዝተወደበ ኣኼባ ነጺጋ

ሱዳን ብኢጋድ ዝተወደበ ኣኼባ ነጺጋ

Radio Erena: Wednesday 17, January 2024 ሱዳን ብኢጋድ ዝቐረበ ንክልቲኦም ወገናት ናብ ዝርርብ ዝዕድም እማመ ነጺጋ። ኣልቡርሃን ኣብዚ ቀረባ እዋን ነቲ ውድብ ብወገናውነትን ኣብ "ውሽጣዊ ጉዳይ ሱዳን" [...]
ኣባል ባይቶ ኒውዚላንድ ካብ ድኳናት ክዳውንቲ፡ ሰሪቓ ተባሂላ

ኣባል ባይቶ ኒውዚላንድ ካብ ድኳናት ክዳውንቲ፡ ሰሪቓ ተባሂላ

Radio Erena: Wednesday 17, January 2024 ሓንቲ ኣባል ባይቶ ኒውዚላንድ፡ ብተደጋጋሚ ክስታት ስርቂ ስልጣና ከምዝለቐቐት ሲሲቲቪ ሓቢሩ። እታ ጎልሪዝ ጋህራማን ዝተባህለት ካብ ሓምላይ ሰልፊ ዝኾነት በዓል [...]
ኢጋድን ማሕበራት ሃገራት ዓረብን፣ ንኢትዬጵያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ህጺጽ ኣኼባታት ክካየድ ጸዊዖም

ኢጋድን ማሕበራት ሃገራት ዓረብን፣ ንኢትዬጵያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ህጺጽ ኣኼባታት ክካየድ ጸዊዖም

Radio Erena: Tuesday 16, Juanury 2024 ኢጋድን ማሕበር ሃገራት ዓረብን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ንኢትዬጵያን ሶማልን ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ስምምዕ ኣፍደገ ባሕሪ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ብዝምልከት ህጹጽ ኣኼባታት [...]
ከባቢ ክሊ ማይ ዓሰብ፣  ክልተ ጀላቡ ናብ ናይ ንግዲ መርከብ ተጸጊዐን መጠንቀቕታ ከምዝሃባ ተሓቢሩ

ከባቢ ክሊ ማይ ዓሰብ፣ ክልተ ጀላቡ ናብ ናይ ንግዲ መርከብ ተጸጊዐን መጠንቀቕታ ከምዝሃባ ተሓቢሩ

Radio Erena: Tuesday 16, January 2024 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ መጥቃዕታት ኣብ ልዕሊ መራኽብ ገኒንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ከባቢ ዓሰብ ክልተ ጀላቡ ናብ ሓንቲ ዓባይ ናይ ንግዲ መርከብ ተጸጊዐን መጠንቀቕታ ከምዝሃብ [...]
‘ኤርትራ፣ ልዕሊ 1500 ገበናት፣ ፈጸምቶም ኣይተለለዪን’ ፖሊስ

‘ኤርትራ፣ ልዕሊ 1500 ገበናት፣ ፈጸምቶም ኣይተለለዪን’ ፖሊስ

Radio Erena: Tuesday 16 , January 2024 ኣብ ኤርትራ፣ 1559 ገበናትን 12 በደላትን ፈጸምቶም ዘይተለለዪ ተባሂሎም ተመዝጊቦም ምህላዎም፣ ንኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ፣ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና [...]
ኢጋድን ዲፕሎማሰኛታት ኢትዮጵያን ነገራት ከተሃዳድኡ ይፍትኑ

ኢጋድን ዲፕሎማሰኛታት ኢትዮጵያን ነገራት ከተሃዳድኡ ይፍትኑ

Radio Erena: Monday, 15 January 2024 ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድን ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ሙሳ ቢሂ ዓብዲ ድሕሪ ዝተበጽሓ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ናይ ምጥቃም ውዕል ኣብ ሶማልያ ሓያል ስምዒ [...]
ኣውስትራልያ: ኤርትራውያን ኣብ ግጭት

ኣውስትራልያ: ኤርትራውያን ኣብ ግጭት

Radio Erena: Monday, 15 January 2024 ኣብ ኣውስትራልያ ከተማ ሜልቦርን ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ደገፍቲ ህግደፍን ተቓወምትን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት 14ሰባት ክቆስሉ እንከለዉ 10ተ ካብኦም ኣብ ሆስፒታል ሕክምናዊ ክን [...]
ከረን: ኣብ 1978 ብህዝባዊ ግንባር ናይ ዝተጨውዩ ዜጋታት መበል 45 ዓመት ዝኽሪ ይግበር

ከረን: ኣብ 1978 ብህዝባዊ ግንባር ናይ ዝተጨውዩ ዜጋታት መበል 45 ዓመት ዝኽሪ ይግበር

Radio Erena: Monday, 15 January 2024 ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ንከተማ ከረን ተቖጻጺርሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ኣብ ክረምቲ 1978 16 ዜጋታት ተቐማጦ እታ ከተማ ጨውዩ ወሲዱ: 45 ዓመት ሓሊፉ ክሳብ ሎሚ ድሃ [...]
ሰንበት ምስ ሽኾርተት

ሰንበት ምስ ሽኾርተት

Radio Erena: Sunday, 14 January 2024 Radio Erena · ሰንበት 14 ጥሪ 2024   [...]
الرئيس الصومالي  يقول:  إرتريا تدعم الحفاظ على سيادة الصومال ووحدة أراضيه

الرئيس الصومالي يقول: إرتريا تدعم الحفاظ على سيادة الصومال ووحدة أراضيه

إذاعة إرينا الدولية :12.01.2024  في ختام زيارته لإرتريا التي استغرقت يومين قال الرئيس الصومالي حسن شيخ محمود إن إريتريا تدعم الحفاظ على سيادة الصوم [...]
1 97 98 99 100 101 578 990 / 5772