Author: amanuel
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፈር፣ ናጻ ናይ ንግዲን ሰብን ምንቅስቓስ ገና ምሉእ ብምሉእ ብዘይምትግባሩ፣ ኣብ ተመለስቲ ከቢድ ጸቕጢ ፈጢሩ ከምዘሎ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣፍሊጡ
Radio Erena: 28 February 2023
እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣብ ትግራይ ዝጀመረ ውግእ፣ ናብ ዞባታት ኣምሓራን ዓፈርን ድሕሪ ምስፍሑ ዝተመዛበሉ ነበርቲ ክልል ዓፈር፣ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም [...]
ኤርትራ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝካየድ ክሊማዊ ዋዕላ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ
Radio Erena: 28 February 2023
ኤርትራ ኣብ ወርሒ መስከረም ናይዚ ዘለናዮ ዓመት ኣብ ዝካየድ ኬንያ እተአንግዶ ክሊማዊ ዋዕላ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ ምዃና ተፈሊጡ።
እዚ ካብ ኣርባዕተ ክሳብ ሽዱሽተ መስከረም ክካየ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፤ ፕረዚደንት ቱኒዝያ ንዝሃቦ ‘ዓሌታዊ ጽልኢ ዘለዓዕል’ መደረ ኮኒኑ
Radio Erena: 27 February 2023
እቲ ሕብረት ብ25 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ ፕረዚደንት ቱኒዝያ ቐይስ ሰይድ፤ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን 'ዓሌትና ክብርዙ ዝመጹ' ብምባል ብዝሃቦ መደረ፤ ቁጠዐ [...]
ሰበስልጣን ክልል ትግራይ፤ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ንምቛም፤ ምድላዋት ወዲኦም
Radio Erena: 27 February 2023
ሰበስልጣን ክልል ትግራይ፤ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ንምቛም፤ ምድላዋት ወዲኦም ከምዘለዉ ማዕከን ዜና ዘ ሪፖርተር ካብታ ሃገር ሓቢሩ።
እቲ ዝቐውም ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ፤ኣባላ [...]
ቀታሊ ኒፕሲ ሃስል ን 60 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 24 February 2023
ኒፕሲ ሃስል ብዝብል ስም ዝፍለጥ ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ኤርምያስ ኣስገዶም ዝቐተለ ሰብ ን60 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ።
ኣብ 2019፡ ኣብ ኣፍደገ ድኳኑ ዝተቐትለ ነፕሲ ሁሴል፡ ቀ [...]
ብርጣንያ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሕቶ ዑቕባ ከቕርቡ ፈቒዳ
Radio Erena: 24 February 2023
ብርጣንያ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ዜጋታት ሓሙሽተ ሃገራት ናይ ዑቕባ ሕቶኦም፣ ብመሰረት ዝተዳለወ መሕተቲ ቅጥዒ ከቕርቡ ፈቒዳ።
እታ ሃገር ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ስደተኛታት ናብ ሩ [...]
ኤርትራዊ ስነ ጥበባዊ ናሆም ኣብርሃም ሽልማት በርሊናለ ነፍቲ (Berlinale NEFTI) ዓቲሩ
Radio Erena: 23 February 2023
ኤርትራዊ ስነ ጥበባዊ ናሆም ኣብርሃም Home ብዝተሰምየት ፊልሙ ተዓዋቲ ሽልማት በርሊናለ ናፍቲ 2023 ኮይኑ።
ስነ ጥበባዊ ናሆም ኣብታ ባዕሉ ከም ደራሲ፡ ኣላይን ኣፍራይን [...]
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ሙሉእብርሃን 5ይ ደረጃ ሒዙ
Radio Erena: 23 February 2023
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ብረቡዕ 22 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ 4ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ መበል 5ይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ።
ኣብ ሳልሳይ መድረኽ 1ይ ብምውጻእ [...]
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከቢድ ሓደጋ ድርቂ የንጸላሉ
Radio Erena: 23 February 2023
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ንመበል 6ይ ተኸታታሊ ወቕቲ ሕጽረት ዝናብ ክኽሰት ከም ዝኽእል ተኣሚቱ።
ክፍሊ ቁጠባዊ ትንበያን ትግባረን ኢጋድ ብረቡዕ 22 ለ [...]
ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንእስራኤል ሂብዋ ዝነበረ ፍቓድ ናይ ተዓዛብነት መንበር ኣደስኪሉ
Radio Erena: 22 February 2023
ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንእስራኤል ሂብዋ ዝነበረ ፍቓድ ናይ ተዓዛብነት መንበር ከም ዘደስከሎ ሓቢሩ።
ምክትል ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣብ ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እስራኤል ዝኾነት [...]