Author: amanuel

ሱዳን፣ እማመ ሰላም ኢትዮጵያ ብክልቲኦም ወገናት ተቐባልነት ረኺቡ
Radio Erena: 23 June 2019
መራሕቲ ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን፣ ነቲ ብኢትዮጵያ ዝቐረበ እማመ ሰላም ምሉእ ብምሉእ ከምዝተቐበሉዎ ኣፍሊጦም።
መራሕቲ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ለውጥን ብ22 ሰነ ኣብ ዝሃቡዎ ቃል፣ ኢትዮጵያ ዘቕረበ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ተኻዩዱ
Radio Erena: 23 June 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ከምዝተኻየደ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
መንግስታውያን ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣብ ዘቃለሖኦ ሓበሬታ፣ ኣብ ባህርዳር ዝመደበሩ እ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ትካላት ጥዕና ብምህጋሩ፣ ናይ ሞት ሳዕቤን ኣኸቲሉ
Radio Erena: 22 June 2019
መንግስቲ ኤርትራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ክመሓደራ ዝጸንሓ ማእከላት ጥዕና ክህግረን ምውሳኑ፣ ኣብ ተገልገልቲ ከቢድ ሳዕቤን የምጽእ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ዛጊት ተረኺቡ [...]

ጉዳይ ስደት ኤርትራውያን መሰረቱ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓተ ምሕደራ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 21 June 2019
ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ብ20 ሰነ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ።
ዘይመንግስታውያን ማሕበራትን ጋዜጠኛታትን ኣብ ከተማ ፓሪስ ኣብ ዝተኣከቡሉ፣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከብ [...]

ኣብ ሊብያ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 131 ስደተኛታት ናብ ኒጀር ግዒዞም
Radio Erena: 21 June 2019
ኣብ ሊብያ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 131 ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብሓገዝ ተጸዋዒ ስደተኛታት ናብ ኒጀር ግዒዞም።
እዞም ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ ዝዝከረሉ ዕለት 2 [...]

ጉዳይ ሱዳን ንምፍታሕ ዝቐረበ እማመ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ክዝትየሉ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 21 June 2019
ንጉዳይ ሱዳን ፍታሕ ከምጽእ ትጽቢት ዝግበረሉ እማመ ሰላም ብዝምልከት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ክዝትየሉ ምዃኑ ካብ ከተማ ካርቱም ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተ [...]


ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: 20 June 2019
ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ ንምክያድ ብዕለት 19 ሰነ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ።
ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ኣ [...]

ኢትዮጵያውያን ጠበቓታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮ-ቴሌኮም ክሲ ከቕርቡ’ዮም
Radio Erena: 19 June 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ጉጅለ ጠበቓታት፣ ኣገልግሎት ቴሌኮሙኒኬሽን’ታ ሃገር ኢንተርነት ብምዕጻዉ፣ ክሲ ከቕርቡሉ ተዳልዮም ከምዘለዉ ተገሊጹ።
እቶም ጠበቓታት ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቡዎ ቃል፣ [...]

ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ብሓድሽ ውዳበ ክቕጽል ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 19 June 2019
ህዝቢ ሱዳን ኣልበሽር ካብ ስልጣን ድሕሪ ምእላዩ ወንበር ሒዙ ዝርከብ ወተሃደራዊ ጉጅለ ስልጣኑ ናብ ሲቪላዊ ምምሕዳር ከሰጋግር ብምጥላብ ከካዪዶ ዝጸንሐ ኣድማ፣ ዳግመ ውደባ ብምክያድ ተቓ [...]