Author: amanuel

ሱዳን፣ ሲቪላዊ ስርዓት ንምምስራት፣ ኣብ መንጎ መሰጋገሪ ወትሃደራዊ ባይቶን ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባትን ናይ ዘተ መድረኻት ይካየድ
Radio Erena: 30 April 2019
ሱዳን፣ ሲቪላዊ ስርዓት ንምምስራት፣ ኣብ መንጎ መሰጋገሪ ወትሃደራዊ ባይቶን ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባትን ናይ ዘተ መድረኻት ይካየድ ኣሎ።
ትማሊ ሰኑይ 29 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ [...]

ቻይና ኣብ ጅቡቲ ዘለዋ መደባት ከተዕቢ ምዃና ትገልጽ
Radio Erena: 30 April 2019
ጅቡቲን ቻይናን ኣብ መንጎአን ዘሎ ኩሉ ዓይነት ርክባት ብዝያዳ ንምዕባዩ ዘኽእለን ስምምዓት ከምዝኸተማ ተገሊጹ።
ቻይና ኣብ ጅቡቲ ዘለዋ መደባት ከተዕቢ ከምእትደሊ ኣፍሊጣ።
እ [...]

ቱርኪን ቀጠርን ሓባራዊ ልምምድ ነፈርቲ ኵናት ኣካይደን
Radio Erena: 30 April 2019
ቱርኪን ቀጠርን ሓባራዊ ልምምድ ነፈርቲ ኵናት ከምዘካየዳ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ ሓቢሩ።
ኣብቲ ሓይልታት ኣየር ቀጠርን ቱርኪን ዘካየድዎ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ሓይሊ ኣየር ኣመ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢ ባድመ ዝነበረ ሰራዊት ተሳሒቡ ብሓደስቲ ተተኪኡ
Radio Erena: 29 April 2019
ንሓያሎ ዓመታት ኣብ ከባቢ ባድመ ዓስኪረን ዝነበራ ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ ተሳሒበን።
እተን ኣሃዱታት ድሕሪ ምስሓበን፣ ኣብዘን ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት፣ ካብ ታዕሊም ብዝወጹ ሓደስቲ [...]

ቱርኪ፣ ኣብ ሱዳን፣ ወደብ ስዋኪን ዝጀመረቶ መፕሮጀክታት ከምዘይተቋረጸ ገሊጻ
Radio Erena: 29 April 2019
ቱርኪ፣ ኣብ እዋን ስርዓት ኣል በሽር፣ ኣብ ሱዳን፣ ወደብ ስዋኪን ዝጀመረቶ ፕሮጀክታት ከምዘይተቋረጸ ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር ነዚ ተፍልጥ ዘላ፣ ንበሺር ብዕልዋ ዝኣለየ መሰጋገሪ ወትሃ [...]

ምንቅስቓስ ‘ይኣክል’ ብሰሚናራትን ኣስተምህሮታትን ይቕጽል
Radio Erena: 28 April 2019
ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ‘ይኣክል’ ብምባል ዝጀመሩዎ ምንቅስቓስ ብሰፊሑ ይቕጽሉዎ ከምዘለዉ፣ ከካብ ቦትኡ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።
እዚ ካብ ዝተፈላለያ ሃ [...]

ምዕጻው ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ኢትዮጵያውያን ፖለቲከኛታት ሕቶ የለዓዕል
Radio Erena: 28 April 2019
ዳግማይ ዝተዓጽወ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ፖለቲከኛታት ኢትዮጵያ ሕቶታት የለዓዕል ምህላዉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
እዚ ካብ ዝተፈላለዩ ፖለቲከኛታት ዝቐርብ ዘሎ ሕቶ፣ [...]

ምልዕዓል ህዝቢ ሱዳን ዝመርሑ ማሕበራት ወከልቶም መሪጾም
Radio Erena: 28 April 2019
ኣብ ምልዕዓል ህዝቢ ሱዳን ብመሪሕነት ዝዋሳእ ዘሎ ሓይሊ ናጽነትን ለውጥን፣ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ዝሳተፉ ወከልቱ መሪጹ።
እቶም ዝተመርጹ ወከልቲ፣ ምስቲ ግዚያዊ ስልጣን [...]

ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ንዕርቀ-ሰላም ዝጽውዕ ሃዋርያዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ
Radio Erena: 26 April 2019
ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ንዕርቀ-ሰላም ዝጽውዕ ሃዋርያዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ንኹለን ጨናፍር ናይ ኤርትራ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ዝወሉ ጳጳሳት፣ ብ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ጾምን ስግደትን ዓርቢ ስቕለት ተቓውሞ ከይለዓዓል ብምስጋእ፣ ኣብ ኣብያተ ክርስትያን ሓይልታት ጸጥታ ይዋፈሩ
Radio Erena: 25 April 2019
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ጾምን ስግደትን ዓርቢ ስቕለት፣፣ ተቓውሞ ህዝቢ ከይለዓዓል ዝሰግአ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ኩለን ኣብያተ ክርስትያናት ዓበይቲ ከተማታት ኤርትራ፣ ሓይልታት ጸጥታ [...]