Author: amanuel

1 555 556 557 558 559 578 5570 / 5776
ህግደፍ፣ ንኦርቶዶስክ ንምግምማዕ ዝተጠቕመሉ ናይ ኣውራጃን መናፈቕነትን ሜላ ኣብ ካቶሊክ ክዕወት ስለዘይክኣለ’ዩ፣ ትካላት ብጎነጽ ዝዓጹ ዘሎ ተባሂሉ

ህግደፍ፣ ንኦርቶዶስክ ንምግምማዕ ዝተጠቕመሉ ናይ ኣውራጃን መናፈቕነትን ሜላ ኣብ ካቶሊክ ክዕወት ስለዘይክኣለ’ዩ፣ ትካላት ብጎነጽ ዝዓጹ ዘሎ ተባሂሉ

Radio Erena: 04 July 2019 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ትካላት ጥዕና ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ዝወስዶ ዘሎ ጎነጽ ዝተሓወሶ ናይ ምዕጻው ስጉምቲ፣ ሓያል ቁጠዐ ፈጢሩ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ መንግስቲ፣ ብፍላይ [...]
ሊብያ፣ ልዕሊ 40 ስደተኛታት ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቱሎም

ሊብያ፣ ልዕሊ 40 ስደተኛታት ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቱሎም

Radio Erena: 03 July 2019 ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ጣራብሎስ፣ ነፈርቲ ውግእ ብዘካየድኦ ደብዳብ፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብኦም ብውሕዱ 40 ስደተኛታት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። በቲ ስደተኛታት ኣብ ዝተዓቝብሉ ቦታ፣ ታጁ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣዕቁብዎም ዝጸንሐ ሶማላውያን ስደተኛታት ክወጹ ኣዚዙ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣዕቁብዎም ዝጸንሐ ሶማላውያን ስደተኛታት ክወጹ ኣዚዙ

Radio Erena: 03 July 2019 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣምኢት ሶማላውያን ተዓቝቦምሉ ዝጸንሑ መዓስከር ስደተኛታት ኡምኩሉ ከይዓጽዎ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ተማሕጺኑ። UNHCR ነዚ ምሕጽንታ ዘቕረበ [...]
‘’ኣብ ባሕሪ ሓደጋ ንዘጋጠሞ ምርዳእ፣ ኣህጉራዊ ሕጊ’ዩ’’ ውድብ ሕቡራት ሃገራት

‘’ኣብ ባሕሪ ሓደጋ ንዘጋጠሞ ምርዳእ፣ ኣህጉራዊ ሕጊ’ዩ’’ ውድብ ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: 03 July 2019 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ባሕሪ ሓደጋ ዘጋጠሞም ንዘድሕኑ ብገበን ምሕታት ደው ክብል ጸዊዑ። እቲ ውድብ ነዚ ጻውዒት’ዚ ዘቕረበ፣ መንግስቲ ኢጣልያ ንጀርመናዊት ካፕቴን ብገበን ሓቲቱ [...]
‘’ኢትዮጵያ ልዕሊ 52 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ኣለዋ’’ ሚኒስተር ፋይናንስ

‘’ኢትዮጵያ ልዕሊ 52 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ኣለዋ’’ ሚኒስተር ፋይናንስ

Radio Erena: 03 July 2019 ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 52 ቢልዮን ዶላር ውሽጣዊን ናይ ወጻኢን ዕዳ ከምዘለዋ ሚኒስትሪ ፋይናንስ እታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ሚኒስትሪ ዓመታዊ ጸብጻቡ ኣብ ዘቕረበሉ፣ ኢትዮጵያ 27 ቢልዮን ዶ [...]
ኣብ መንጎ ልፍንቲ መስሪቱ ዘሎ ተቓውሞ ሱዳን፣ ምፍንጫል ከይመጽእ ተሰጊኡ

ኣብ መንጎ ልፍንቲ መስሪቱ ዘሎ ተቓውሞ ሱዳን፣ ምፍንጫል ከይመጽእ ተሰጊኡ

Radio Erena: 03 July 2019 ሰውራዊ ግንባር ሱዳን፣ ካብ ልፍንቲ ተቓወምቲ ውድባት ወጺኡ፣ ምስ ወተሃደራዊ ቆንስል ቀጥታዊ ዘተ ክጅምር ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። መራሒ ናይቲ ዕጥቃዊ ቃልሲ ከካዪድ ዝጸንሐ ግንባር ምኒ [...]
‘’ኣብ ልዕሊ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት ዝወርድ ስቓይ ይቕጽል ኣሎ’’ ተጣበቕቲ መሰላት

‘’ኣብ ልዕሊ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት ዝወርድ ስቓይ ይቕጽል ኣሎ’’ ተጣበቕቲ መሰላት

Radio Erena: 02 July 2019 መንግስቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዘጽነዖ ሕጊ፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝኾኑ ሓተትቲ ዑቕባ፣ ገና የሳቕዮም ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ተጣበቕቲ መሰላት ብ [...]
‘’ንጸላእትና ብርዒ ሒዝና ዘይኮነ፣ ብካላሽንኮቭ ክንምክቶም ድሉዋት ኣለና’’ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ

‘’ንጸላእትና ብርዒ ሒዝና ዘይኮነ፣ ብካላሽንኮቭ ክንምክቶም ድሉዋት ኣለና’’ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ

Radio Erena: 02 July 2019 ሓድነትን ልኡላውነትን ኢትዮጵያ ክዘርጉ ንዝፍትኑ ወገናት፣ ብርዒ ሒዝና ዘይኮነ፣ ብካላሽንኮቭ ክንምክቶም ድሉዋት ኣለና ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተ [...]
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካይድ ዘሎ ህዝቢ ሱዳን ጎነጻዊ መጥቃዕቲ ይቕጽል

ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካይድ ዘሎ ህዝቢ ሱዳን ጎነጻዊ መጥቃዕቲ ይቕጽል

Radio Erena: 02 July 2019 ኣብ ሱዳን ግዚያዊ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ፣ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካዪድ ዘሎ ህዝቢ ሱዳን ጎነጻዊ ስጉምቲ ምውሳድ ይቕጽሎ ከም ዘሎ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ካብታ ሃገር ይገልጹ። ህዝ [...]
ኣብ ከተማ ኣስመራ ሕጽረት ማይን ኤለክትሪክን ዳግማይ ኣጋጢሙ

ኣብ ከተማ ኣስመራ ሕጽረት ማይን ኤለክትሪክን ዳግማይ ኣጋጢሙ

Radio Erena: 01 July 2019 ኣብ ከተማ ኣስመራ ሕጽረት ማይን ኤለክትሪክን ኣጋጢሙ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። መንግስቲ ኤርትራ ኣገልግሎት ማይን ኤለክትሪክን ናብ ርሑቕ ገጠራት ከስፍሕ ጻዕሪ ከምዝገ [...]
1 555 556 557 558 559 578 5570 / 5776