Author: amanuel

1 491 492 493 494 495 567 4930 / 5666
ካብ ኢራን ናብ ዩክሬይን ትበርር ዝነበረ ነፋሪት ወዲቓ ብምሕምሻሻ 176 ሰባት ሞይቶም

ካብ ኢራን ናብ ዩክሬይን ትበርር ዝነበረ ነፋሪት ወዲቓ ብምሕምሻሻ 176 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 08 January 2020 ካብ ኢራን፣ ከተማ ቴህራን ተበጊሳ ናብ ዩኬረን ከተም ኪየቭ ትበርር ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ ነፋርት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ 176 ሰባት ሞይቶም። እታ ዋንነት መንገዲ ኣየር ዩክሬን ዝ [...]
The Brink of The Abyss

The Brink of The Abyss

Radio Erena: 08 January 2020 Whenever the oval office decides to eliminate a terrorist threat, look for the internal crises in Washington, or b [...]
የመን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ኣብ ቤት ማሰርቲ ጣይዝ ይሳቐዩ

የመን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ኣብ ቤት ማሰርቲ ጣይዝ ይሳቐዩ

Radio Erena: 08 January 2020 ኣብ ደቡባዊ የመን፣ ጣይዝ ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 10ታት ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሕማቕ ኵነታት ይርከቡ። ማዕከናት ዜና [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኤርትራ እትርከቦ ኪዳን ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃገራት ኣፍሪቃን ዓረብን መስሪታ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኤርትራ እትርከቦ ኪዳን ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃገራት ኣፍሪቃን ዓረብን መስሪታ

Radio Erena: 07 January 2020 ስዑዲ ዓረብ፣ ኤርትራ እትርከቦ ኪዳን ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃገራት ኣፍሪቃን ዓረብን ከምዝመስረተት ብወግዒ ኣፍሊጣ። እቲ ሸሞንተ ሃገራት ዝሓቖፈ ኪዳን፣ ብሰኑይ 6 ጥሪ ኣብ ሪ [...]
ኤርትራ፣ “ጉዳይ ጤሳን ምህናጽ ኣባይቲን ፖለቲካዊ መጣልዒ ይኸውን ኣሎ”

ኤርትራ፣ “ጉዳይ ጤሳን ምህናጽ ኣባይቲን ፖለቲካዊ መጣልዒ ይኸውን ኣሎ”

Radio Erena: 07 January 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፣ ንኣስታት 15 ዓመታት ደው ኢሉ ዝጸንሐ ምህናጽ ኣባይቲ ብጤሳ ኣብ ዝተዓደለ መሬት ክጅምር ምዃኑ መንግስቲ ጎስጓስ የካይድ ኣሎ። እቲ መንግስቲ [...]
ህወሓት፣ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ህወሓት፣ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 06 January 2020 ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)፣ ብ4ን 5 ጥሪ፣ ኣብ ዘካየዶ፣ "ጉባኤ ጽንዓትን መኸተን" ዝሰመዮ ህጹጽ ኣኼባ፣ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡ። ህወሓት ድሕሪ'ቲ [...]
ኬንያ፣ ኣብ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኣመሪካውያን ተቐቲሎም

ኬንያ፣ ኣብ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኣመሪካውያን ተቐቲሎም

Radio Erena: 06 January 2020 ኣብ ኬንያ፣ ማዳባ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከር፣ ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኣመሪካውያን ወትሃደራት ከምዝተቐትሉ ክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ብ5 ጥሪ ዝተኻ [...]
ቱርኪ፣ ናብ ሊብያ ሰራዊት ክትልእኽ’ያ

ቱርኪ፣ ናብ ሊብያ ሰራዊት ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: 06 January 2020 ቱርኪ፣ ናብ ሊብያ ሰራዊት ክትልእኽ ምዃና ኣፍሊጣ። መንግስቲ እታ ሃገር፣ ብሕቡራት ሃገራት ኣፍልጦ ንዝረኸበ መንግስቲ ሊብያ ንምድጋፍ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ክዋፍር ንዘቕረቦ እማ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል፣ ምሉእ ብምሉእ ንመርገጺ ግብጺ ከምእትድግፍ ኣነጺራ

ሱዳን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል፣ ምሉእ ብምሉእ ንመርገጺ ግብጺ ከምእትድግፍ ኣነጺራ

Radio Erena: 06 January 2020 ሱዳን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል ንመርገጺ ግብጺ ከምእትግፍ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ኣፍሊጡ። ንሱ ምስ ጋዜጣ ኣል ኣሕራም ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቅ፣ ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ናይ [...]
ሱዳን ሓንቲ ወተሃደራዊት ነፋሪት ብምውዳቓ 16 ሰባት ሞይቶም

ሱዳን ሓንቲ ወተሃደራዊት ነፋሪት ብምውዳቓ 16 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 06 January 2020 ኣብ ሱዳን፣ ሓንቲ ወተሃደራዊት ነፋሪት ብምውዳቓ ኣብኣ ዝነበሩ 16 ሰባት ከምዝሞቱ ሰራዊት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። በቲ ብ2 ጥሪ ዘጋጠመ ሓደ ወትሃሃደራዊት ነፋሪት ካብ ዝሞቱ፣ 2 [...]
1 491 492 493 494 495 567 4930 / 5666