Author: amanuel

2ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ 5 ኤርትራውያን ምስ ቀዳሞት 10 ተቐዳደምቲ ብምእታው ዳግማይ ደሚቖም
Radio Erena: 24 February 2020
ዙር ርዋንዳ ሎሚ ሰኑይ 24 ለካቲት ካብ ኪጋሊ ተበጊሱ ናብ ሁየ ኣብ ዘቕንዐ ናይ 120.5 ኪሎ ሜትር ንኻልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝቐጸለሉ፡ 5 ኤርትራውያን ምስ ቀዳሞት 10 ተቐዳደምቲ [...]

“ኤርትራ፣ ካብ ኢማራት ናብ ጀነራል ሓፍታር ንዝልኣኽ ኣጽዋር መሰጋገሪት ትኸውን ኣላ።” መንግስቲ ሊብያ
Radio Erena: 24 February 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሒዛ ልዕሊ 100 ዝኸውን ጽዕነት ኣጽዋር ናብቲ ብጀነራል ሓፍታር ዝምራሕ ዕጡቕ ሓይሊ ከምዝልኣኸት ብሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጦ ዘለዎ መን [...]

መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ተቓወምቲ ምብራቕ ሱዳን ስምምዕ ከቲሙ
Radio Erena: 24 February 2020
መሰጋግሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ጽላል ሰውራዊ ግንባር ዝተጠርነፉ ዝተፈላለዩ ውድባት ምብራቕ ሱዳን ስምምዕ ከቲሙ።
እቲ ብ21 ለካቲት ከምዝተኸተመ ዝተገልጸ ስምምዕ፣ እቲ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣምቦ ንቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንምድጋፍ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ሰልፊ ብዝተወርወረ ቦምባ 10ታት ሰባት ቆሲሎም
Radio Erena: 24 February 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ከተማ ኣምቦ፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምድጋፍ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ሰልፊ ብዝተወርወረ ናይ ኢድ ቦምባ 10ታት ሰባት ከምዝቖሰሉ ማዕከናት ዜ [...]

ዙር ርዋንዳ 2020 ሎሚ ሰንበት መጋረጅኡ ኣብ ዝቐንጠጠሉ፣ ኤርትራውያን ድሙቕ ዓወታት ኣመዝጊቦም
Radio Erena: 23 February 2020
ኣብ’ዚ ካብ ከተማ ኪጋሊ ተበጊሱ፡ ኣብ ርዋማንጋና ብምብጻሕ ናብ ኪጋሊ ዝተመልሰ፡ ናይ 114.4 ኪሎ ሜትር ውድድር፡ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ድሙቕ ዓወታት ኣመዝጊቦም።
ነዚ ና [...]

ስዑዲ ዓረብ እተበግሶ ዘላ ንምምስራት ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃገራት ዝሓቁፍ ቆንስል፣ ሕብረት ኤውሮጳ ብሓጎስ ተቐቢሉዎ
Radio Erena: 23 February 2020
ስዑዲ ዓረብ እተበግሶ ዘላ ንምምስራት ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃገራት ዝሓቁፍ ቆንስል፣ ሕብረት ኤውሮጳ ብሓጎስ ከምዝቕበሎ ኣፍሊጡ።
ፍሉይ ልኡኽ እቲ ሕብረት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣለክሳንደ [...]

ማሕበር ስነጥበባውያን ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ቆይሙ
Radio Erena: 23 February 2020
ካብ መላእ ዓለም ዝተኣከቡ ኤርትራውያን ስነጥበባውያን ማሕበር ንምቛም ኣብ ስዊዘርላንድ ዋዕላ ኣካዪዶም።
ኣብዚ ብዓይነቱ ንመጀመሪያ ዝኾነ መስራቲ ኣኼባ ስነጥበባውያን፣ ካብ ዝተፈላለ [...]

ደቡብ ሱዳን፣ መራሒ ተቓዋሚ ሪክ ማቻር ምኽትል ፕረዚደንት ኮይኑ
Radio Erena: 23 February 2020
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ንመራሒ ተቓዋሚ ሓይሊ ሪክ ማቻር ናይ ምኽትል ፕረዚደንት መዓርግ ከምዝሃቦ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ሳልቫ ኪር ብዓርቢ 2 [...]

ሊብያ፣ ኣስታት 90 ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና ቅድሚ ክልተ ቅነ ዝተበገሰት ጃልባ ደሃያ ጠፊኡ
Radio Erena: 21 February 2020
ኣስታት 90 ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና ቅድሚ ክልተ ሰሙን ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ናይ ጎማ ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ደሃያ ከምዝጠፍአ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
እታ ዝተ [...]

መራሕቲ ጂቡቲን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ተመያይጦም
Radio Erena: 21 February 2020
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለን ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ስዒድ ዓብዱላሂ ዳኒን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዘተኮረ ምይይጥ ኣካይዶም።
ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑን [...]