Author: amanuel

ኤርትራ ምድላዋት ክትገብረሉ ዝጸንሐት ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ተሰጋጊሩ
Radio Erena: 17 March 2020
መበል 16 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ብሰሪ ስግኣት ሕማም ኮሮና ቫይረስ፡ ናብ ካልእ እዋን ተሰጋጊሩ።
እዚ ካብ 23 ክሳብ 29 መጋቢት ኣብ ሞውሪሽየስ ክካየድ ተሓ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 300 ወትሃደራውያን መኮንናትን ሰበ ስልጣን ተኣሲሮም
Radio Erena: 17 March 2020
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ወትሃደራውያን መኮንናት፣ ሓለፍቲ ጸጥታን ሰበ ስልጣንን ዝርከብዎም ኣስታት 300 ሰባት ኣሲራ።
እታ ሃገር ብ15 መጋቢት ኣብ ዝዘርግሓቶ መግለጺ፣ ምእሳር እ [...]

ኤርትራ፣ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 120 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: 16 March 2020
ኣብ ኤርትራ፣ በብእዋኑ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዓሳ እናገፈፉ ዝተታሕዙ ኣስታት 120 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም።
እቶም ኣብ ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ማያት ዝተታሕዙ የመናውያ [...]

ኮሮናቫይረስ ዛጊት ኣብ 26 ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ተገሊጹ
Radio Erena: 16 March 2020
ምስፍሕፋሕ ሕማም ኮረና ቫይረስ ብደረጃ ዓለም ኣሻቃሊ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ካብ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብተን 26 ምልክታት እቲ ሕማም ከምዝተራእየ ተረጋጊጹ።
እቲ ሕማም ጎረባብ [...]

ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ተጎሃሃሪ ኣብ ዘሎ ግጭት ንቀጠርን ቱርኪን ወቒሱ
Radio Erena: 16 March 2020
ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ ተጓሃሂሩ ዘሎ ግጭት፣ ብሰንኪ'ቲ ቀጠርን ቱርኪን ንፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ዝህብኦ ዘለዋ ሓገዝ'ዩ ክብል ፕረዚደንት ናይታ ርእ [...]

”ሕማም ኮሮና ንምምካት፣ ሆስፒታላት ሱዳን ሸለልትነት የርእያ ኣለዋ”፤ ሚኒስተር ጥዕና ሱዳን
Radio Erena: 15 March 2020
ኣብ መላእ ዓለም እንዳስፋሕፈሐ ዝኸይድ ዘሎ ተላባዒ ሕማም ኮሮና ንምምካት፣ ሆስፒታላት ሱዳን ሸለልትነት የርእያ ከምዘለዋ ተገሊጹ።
ሚኒስተር ጥዕና ሱዳን ኣክራም ዓሊ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ተቐዪዶም ዝነበሩ ካናዳውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
Radio Erena: 15 March 2020
ኣብ ኢትዮጵያ ተቐዪዶም ዝነበሩ ካናዳውያን ኣባላት ማሕበር ግብረ ሰናይ ናብ ሃገሮም ከምዝተመልሱ ካብ ካናዳ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
እቶም 13 ካናዳውያንን ኢትዮጵያውያንን ወለንተኛታት፣ [...]

ኣብ ጁባላንድ መንግስቲ ንምዕላው ዝተኻየደ ፈተነ ኢድ ፕረዚደንት ሶማል ኣለዎ ክብል ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ’ታ ርእሰ ምምሕዳር ገሊጹ
Radio Erena: 15 March 2020
ኣብ ጁባላንድ መንግስቲ ንምዕላው ዝተኻየደ ፈተነ ኢድ ፕረዚደንት ሶማል ኣለዎ ክብል ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ’ታ ርእሰ ምምሕዳር ገሊጹ።
መጀር ማሓድ መሓመድ እስላም፣ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ [...]

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሓድሽ ማዕበል ወራር ዕስለ ኣንበጣ ክጥቃዕ ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ቀሪቡ
Radio Erena: 13 March 2020
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ሓድሽ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ክኽሰት ከምዝኽእል ውድብ መግብን ሕርሻን (FAO) ኣጠንቂቑ።
ኤርትራ እትርከበን ሓሙሽተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ነዚ ዝሓለፈ ሰለስተ [...]

ስዑዲ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኮረና ቫይረስ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት መገሻታት ደው ኣቢላ
Radio Erena: 12 March 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኮረና ቫይረስ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣስታት 50 ሃገራት፣ መገሻታት ደው ክብል ኣዊጃ።
እታ ሃገር፣ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ ናብ ዝርከብአን ሓያሎ [...]