Author: amanuel

“ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበለ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ካብ ስልጣኑ ተሰጕጉ
Radio Erena: 19 August 2020
"ሱዳን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት'ያ" ዝበለ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እ ሃገር፣ ኣምባሳደር ሓይደር ባዳዊ ሳድቅ ካብ መዝነቱ ከምዝተሰጎገ ተሓቢሩ።
[...]

Graduation into a vicious circle
Radio Erena: 19 August 2020
Mr. Yemane G. Meskel, the Eritrean Minister of Information and the official spokesperson of the Eritrean government [...]

ንኣስታት 5 ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምምላስ ልዕሊ 6 ሽሕ ብር ክኸፍሉ ይግደዱ
Radio Erena: 19 August 2020
ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 5 ኣዋርሕ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤርትራ ንምምላስ ልዕሊ 6 ሽሕ ብር ይኸፍሉ ምህላዎም ተሓቢሩ።
ካብን ናብ ኤርትራን ኢት [...]

ኣመሪካን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን
Radio Erena: 19 August 2020
ኣመሪካን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ክሊ ማያት ዓረብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየዳ ማእከላይ እዚ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ኣፍሊጡ።
እቲ ክሳብ 17 ነሓሰ፣ ንኣርባዕተ መዓ [...]

ፕረዚደንት ማሊ፣ ብሰራዊት እታ ሃገር ድሕሪ ምእሳሩ ካብ ስልጣኑ ከምዝወረደ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 19 August 2020
ፕረዚደንት ማሊ ኢብራሂም ቡባከር ከይታ፣ ብሰሉስ 18 ነሓሰ ብሰራዊት እታ ሃገር ድሕሪ ምእሳሩ፣ ካብ ስልጣኑ ከምዝወረደ ኣፍሊጡ።
እቲ ፕረዚደንት ብቴሌቪዥን እታ ሃገር ኣብ ዘመሓ [...]

ርጉእ መንግስቲ ክትምስርት ኣብ ዘይክኣለት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልተ ዓመታት ሓሙሽተ ሚኒስተራት ምክልኻል ተቐይሮም
Radio Erena: 18 August 2020
ርጉእ መንግስቲ ክትምስርት ኣብ ዘይክኣለት ኢትዮጵያ፣ ዝሓለፈ ዓመት ሚኒስተር ምክልኻል ዝተሸመ ኣቶ ለማ መገርሳ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ።
ፕረዚደንት ክልል ኦሮሞ ነበር፣ ኣቶ ለማ መ [...]

ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንዓመታት ዘዋህለልኦ ልዕሊ 580 ቢልዮን ዶላር ዕዳ ክኸፍላ ከምዘይክእላ ተገሊጹ
Radio Erena: 18 August 2020
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከጋጥመን ካብ ዝኽእል ቁጠባዊ ቅልውላው ንምድሓን ባንክ ዓለምን ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብን፣ ዘለወን ውህሉል ዕዳ ክድስክል ዝብል እማመ ኣብ ዘተ [...]

ሶማል፣ ሚኒስተር ትምህርቲ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ድሒኑ፣ 16 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 18 August 2020
ሚኒስተር ትምህርቲ ሶማል፣ ዓብዱላሂ ጎዳሕ ባረ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ከምዝደሓነ መግለጺ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ኣፍሊጡ።
ኣቲ ሚኒስተር፣ ብሰንበት 16 ነሓሰ፣ ብቓ [...]

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ንመላእ ኣፍሪቃ ዝሓቖፈ ሽልማት ስፖርት – ኣኖካ ተዋሂቡ
Radio Erena: 18 August 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ብማሕበር ሃገራውያን ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኣፍሪቃ፡ ማለት ኣኖካ፡ ዝለዓለ ናይ ክብሪ ሽልማት ተዋሂቡ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነዚ ሽ [...]

ኤርትራ፣ ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ዋሕዲ ሞያውያን መማህራን ንምትካእ፣ ኣብ ሳዋ ዝሰልጠኑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ክዋፈሩ’ዮም
Radio Erena: 17 August 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ቀጻሊ ዋሕዚ ናብ ስደት ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ዋሕዲ ሞያውያን መማህራን ንምትካእ፣ ኣብ ሳዋ ክስልጥኑ ዝጸንሑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ ምምህ [...]