Author: amanuel
![የመን፣ ኣል-ሑቲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ኣካዪዱ የመን፣ ኣል-ሑቲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ኣካዪዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/houthi.jpg)
የመን፣ ኣል-ሑቲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ኣካዪዱ
Radio Erena: 15 July 2020
ኣል-ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ስዑዲ ዓረብ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ከምዘካየደ ኣፍሊጡ።
እቲ ብሰኑይ 13 ሓምለ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ኣብ ከተማ ጂዛን ኣብ ዝርከብ ሓደ ናይ [...]
![ደቡብ ሱዳን፣ ባይቶ ጸጥታ ሰበስልጣን’ታ ሃገር ጸጥታዊ ውሕስነት ህዝቦም ከኽብሩ ጸዊዑ ደቡብ ሱዳን፣ ባይቶ ጸጥታ ሰበስልጣን’ታ ሃገር ጸጥታዊ ውሕስነት ህዝቦም ከኽብሩ ጸዊዑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/south-sudan.jpg)
ደቡብ ሱዳን፣ ባይቶ ጸጥታ ሰበስልጣን’ታ ሃገር ጸጥታዊ ውሕስነት ህዝቦም ከኽብሩ ጸዊዑ
Radio Erena: 15 July 2020
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን፣ ነቲ ዝተሰማምዑሉ ናይ ጸጥታ ውዕል ከተግብሩ ጸዊዑ።
ባይቶ ጸጥታ ብሰኑይ 13 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣመሓደርቲ ዞባ [...]
![ማሊ፣ ፕረዚደንት ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ህዝባዊ ናዕቢ ተጎሃሂሩ ማሊ፣ ፕረዚደንት ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ህዝባዊ ናዕቢ ተጎሃሂሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/mali.jpg)
ማሊ፣ ፕረዚደንት ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ህዝባዊ ናዕቢ ተጎሃሂሩ
Radio Erena: 15 July 2020
ኣብ ማሊ፣ ፕረዚደንት እታ ሃገር ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ህይወት ዓሰርተታት ዜጋታት’ታ ሃገር ምውሳዱ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
እቲ በብቁሩብ ፈኸም ክብ [...]
![ኤርትራ፣ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከም ሰለይቲ ወተሃደራት ከምዝረኣዩ፣ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ገሊጾም ኤርትራ፣ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከም ሰለይቲ ወተሃደራት ከምዝረኣዩ፣ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ገሊጾም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/yemenifishermen.jpg)
ኤርትራ፣ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከም ሰለይቲ ወተሃደራት ከምዝረኣዩ፣ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ገሊጾም
Radio Erena: 14 July 2020
የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ኣብ ኤርትራ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ዝጸንሑሉ እዋን፣ ከም ሰለይቲ ወተሃደራት ከምዝረኣዩ፣ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ገሊጾም።
እቶም ኣብዚ ቀረባ እዋን ናብ ዓዶም ዝተፋነ [...]
![ንዓሰርተ መዓልታት ዝቐጸለ ዘተ ኣብ መንጎ ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ገና ፍረ ኣይተረኽቦን ንዓሰርተ መዓልታት ዝቐጸለ ዘተ ኣብ መንጎ ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ገና ፍረ ኣይተረኽቦን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Ethio-Dam.png)
ንዓሰርተ መዓልታት ዝቐጸለ ዘተ ኣብ መንጎ ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ገና ፍረ ኣይተረኽቦን
Radio Erena: 14 July 2020
ንኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ንዓሰርተ መዓልታት ዝቐጸለ ዘተ ኣብ መንጎ ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ገና ፍረ ከምዘይተረኽቦ ተገሊጹ።
እቲ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተማእከለ ዘተ ኣብ መንጎ ናይ [...]
![ዩጋንዳ፤ ሙሰቨኒ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታትን ጸሓፍትን መጥቃዕቲ ይፍኑ ዩጋንዳ፤ ሙሰቨኒ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታትን ጸሓፍትን መጥቃዕቲ ይፍኑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/museveni3.jpg)
ዩጋንዳ፤ ሙሰቨኒ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታትን ጸሓፍትን መጥቃዕቲ ይፍኑ
Radio Erena: 14 July 2020
ዩጋንዳ፣ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ንምክያድ ኣብ እትዳለወሉ ዘላ እዋን፣ ኣብ ልዕሊ ናይ ውልቂ ሜድያ መጥቃዕቲ ክካየድ ምጅማሩ፣ ኣሻቓሊ ከምዝኾነ ኮሚቴ ንምጥባቕ ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ።
እቲ ኣህጉራ [...]
![ኢትዮጵያ፣ ሰበስልጣን-ነበር ተዋሂቡዎም ዝነበረ ኣባይቲ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ኮይኑ ኢትዮጵያ፣ ሰበስልጣን-ነበር ተዋሂቡዎም ዝነበረ ኣባይቲ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ኮይኑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/ethiopia-1.jpg)
ኢትዮጵያ፣ ሰበስልጣን-ነበር ተዋሂቡዎም ዝነበረ ኣባይቲ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ኮይኑ
Radio Erena: 13 July 2020
ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ሰበስልጣን ነበር፣ ብመንግስቲ ዝተዋህቦም መንበሪ ኣባይቲ ከምዝተሓደጉ፣ ዘ ሪፖርተር ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣመልኪቱ።
ብመሰረት’ቲ ዝቐረበ [...]
![ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብ24% ክብ ኢሉ ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብ24% ክብ ኢሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/africa.jpg)
ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብ24% ክብ ኢሉ
Radio Erena: 13 July 2020
ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፣ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ናብ ዝኸፈአ ደረጃ ይዓርግ ምህላዉ፣ ማእከል ምቁጽጻር ተላባዕቲ ሕማማት ኣፍሊጡ።
ብመሰረት ሓድሽ ጸብጻብ’ቲ ትካል፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ጥራይ [...]
![ሱዳን፣ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ዝኽልክል ኣዋጅ ወግዓዊ ኮይኑ ሱዳን፣ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ዝኽልክል ኣዋጅ ወግዓዊ ኮይኑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/sudan-1.jpg)
ሱዳን፣ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ዝኽልክል ኣዋጅ ወግዓዊ ኮይኑ
Radio Erena: 13 July 2020
ኣብ ሱዳን ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ዝኽልክል ኣዋጅ ወግዓዊ ኮይኑ።
እቲ ቅድሚ ሓያሎ ኣዋርሕ ናብ ባይቶ ዝቐረበ እማመ፣ ነቶም ኣብቲ ፍጻሜ ዝሳተፉ ሰባት ዝወሃብ መቕጻዕቲ ክትዕ ድሕሪ ም [...]
![ሸውዓተ ሚኒስተራት መንግስቲ ሱዳን፣ ናይ ስንብታ ወረቐት ኣቕሪቦም ሸውዓተ ሚኒስተራት መንግስቲ ሱዳን፣ ናይ ስንብታ ወረቐት ኣቕሪቦም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Abdella-Hamdok.jpg)
ሸውዓተ ሚኒስተራት መንግስቲ ሱዳን፣ ናይ ስንብታ ወረቐት ኣቕሪቦም
Radio Erena: 12 July 2020
ሸውዓተ ሚኒስተራት መንግስቲ ሱዳን፣ ብገዛእ ፍቓዶም ስልጣኖም ገዲፎም።
ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር፣ ‘ጠለብ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካየደ ህዝቢ ንምምላእ’ ብዝብል ምኽንያት፣ ምቅይያር ካቢኔ ሚኒስ [...]