Author: amanuel

1 432 433 434 435 436 563 4340 / 5624
ቻይና፣ ካብ ኤርትራ እትሽምቶ ዚንጎን ነሓስን ብዕጽፊ ከተዕብዮ’ያ

ቻይና፣ ካብ ኤርትራ እትሽምቶ ዚንጎን ነሓስን ብዕጽፊ ከተዕብዮ’ያ

Radio Erena: 30 July 2020 ኩባንያ ቻይና፣ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ኣርባዕተ ፕሮጀክታት ካብ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና ዚንጎን ነሓስን፣ እቲ ዝበዝሐ ናብ ቻይና ክልእኮ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቲ 'ሲሹዋን' ዝተባህለ ኩባንያ፣ ካብ ዝሓ [...]
ግብጺ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ናይል ብወተሃደራዊ ሓይሊ ክትፈትሖ መደብ ከምዘይብላ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ገሊጹ

ግብጺ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ናይል ብወተሃደራዊ ሓይሊ ክትፈትሖ መደብ ከምዘይብላ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ገሊጹ

Radio Erena: 30 July 2020 ግብጺ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ኣጠቃቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን፣ ብወትሃደራዊ ሓይሊ ናይ ምፍታሕ መደብ ከምዘይብላ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ገሊጹ። [...]
ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ቱሪዝም ዓለም 320 ቢልዮን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ

ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ቱሪዝም ዓለም 320 ቢልዮን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ

Radio Erena: 30 July 2020 ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ቱሪዝም ዓለም 320 ቢልዮን ዶላር ክሳራ ከምዘስዓበ ተገሊጹ። ውድብ ቱሪዚም ዓለም ብ28 ሓምለ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እዚ ክሳራ ስዒቡ ዘሎ ካብ ጥሪ ክሳብ [...]
ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ኣብ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ጉዳይ ሶማል ምእታወን ግዝያዊ ቀ/ሚ ሶማል ነቒፉ

ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ኣብ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ጉዳይ ሶማል ምእታወን ግዝያዊ ቀ/ሚ ሶማል ነቒፉ

Radio Erena: 29 July 2020 ግዝያዊ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ማህዲ መሓመድ ጉለድ፣ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ፓርላማ እታ ሃገር ንዝወሰዶ ስጉምቲ ምስጓግ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ሓሰን ዓሊ ኻይረ ኣመልኪተን ዘቕረ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ሓድሽ ፓርላማ ዝቖመሉ ናይ ግዜ ገደብ ሓሊፉ

ደቡብ ሱዳን፣ ሓድሽ ፓርላማ ዝቖመሉ ናይ ግዜ ገደብ ሓሊፉ

Radio Erena: 29 July 2020 ብልፍንቲ ዝቖመ ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ ካብ እትምስረት ሓሙሽተ ኣዋርሕ ኣቑጺራ ዘላ ደቡብ ሱዳን፣ ዝጸንሐ ፓርላማ ፈሪሱ ብሓድሽ ዝትክኣሉ ግዜ ሓሊፉ። ኢጋድ፣ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣ [...]
“መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ሰላም ሓይሊ’ዩ። ” ቀ/ሚ ኢትዮጵያ

“መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ሰላም ሓይሊ’ዩ። ” ቀ/ሚ ኢትዮጵያ

Radio Erena: 28 July 2020 ኣብዚ እዋን'ዚ መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ሰላም ሓይሊ'ዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነ፣ ኣብ ዝኾነ ዓለም፣ መንግስቲ ኤርትራ ንሰላምን ልምዓትን ከምዝሰርሕ ዝተፈልጠ'ዩ ክብል ቀዳማይ ሚኒስ [...]
ብሰንኪ ኮቪድ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ቅድድማት ብሽክለታ ዳግም ኣብ ዝጀምረሉ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ዓወት ተጎናጺፉ

ብሰንኪ ኮቪድ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ቅድድማት ብሽክለታ ዳግም ኣብ ዝጀምረሉ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ዓወት ተጎናጺፉ

Radio Erena: 28 July 2020 ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፣ ንኣዋርሕ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ኣህጉራዊ ቅድድማት ብሽክለታ ዳግም ኣብ ዝጀምረሉ ዘሎ እዋን፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ዓወት ተጎናጺፉ። ተቐዳዳማይ ብሽክ [...]
ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝተጎሃሃረ ሓድሽ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝተጎሃሃረ ሓድሽ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 28 July 2020 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ብዝተጎሃሃሀር ሓድሽ ግጭት 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት፣ ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ናይ ዓረብ መበቆል [...]
ናይ ብሪጣንያ ታርጋ ኣብ ዘለዋ መኪና ተሓቢኡ፣ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ክሰግር ዝፈተነ ኤርትራዊ ተታሒዙ

ናይ ብሪጣንያ ታርጋ ኣብ ዘለዋ መኪና ተሓቢኡ፣ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ክሰግር ዝፈተነ ኤርትራዊ ተታሒዙ

Radio Erena: 28 July 2020 ሓደ ኤርትራዊ ምስ ተወላዲ ጊኒ ብምዃን፣ ናይ ብሪጣንያ ታርጋ ናብ ዘለዋ መኪና፣ ኣብ መጽናዒ ኣቑሑ ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ንምእታው ድሕሪ ዘካየድዎ ፈተነ ብፖሊስ ተታሒዞም። እቶም [...]
مشروع كولولي لانتاج البوتاس يصل مراحله النهائية

مشروع كولولي لانتاج البوتاس يصل مراحله النهائية

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الاثنين 27 يوليو 2020 أفادت شركة دنكلي الاسترالية للتعدين بأن مشروع كولولي لانتاج البوتاس في ارتريا وصل إلى مراحله الأخي [...]
1 432 433 434 435 436 563 4340 / 5624