Author: amanuel
![ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ሓድሽ ኣዛዚ ተሸይምሉ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ሓድሽ ኣዛዚ ተሸይምሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/AMISOM-new-Commander.png)
ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ሓድሽ ኣዛዚ ተሸይምሉ
Radio Erene: 04 August 2020
ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ሓድሽ ኣዛዚ ተሸይምሉ።
ሊዩተናትን ጀነራል ድዮመደ ንደገያ፣ ንኢትዮጵያ ሊዩተናትን ጀነራል ጽጋቡ ይልማ ብምትካእ፣ [...]
![ግብጺ፣ ኣብ ሶማሊላንድ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምኽፋት ትዳሎ ምህላዋ ተገሊጹ ግብጺ፣ ኣብ ሶማሊላንድ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምኽፋት ትዳሎ ምህላዋ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/egypt.jpg)
ግብጺ፣ ኣብ ሶማሊላንድ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምኽፋት ትዳሎ ምህላዋ ተገሊጹ
Radio Erena: 03 August 2020
ግብጺ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምኽፋት ትዳሎ ከምዘላ ተሓቢሩ።
እታ ሃገር ካብ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዛ፣ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዲፕሎማስያዊ [...]
![ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ፈላሚ መደበር ኒኩሌር ከፊታ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ፈላሚ መደበር ኒኩሌር ከፊታ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/UAE.jpg)
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ፈላሚ መደበር ኒኩሌር ከፊታ
Radio Erena: 03 August 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሰለማዊ ናይ ጸዓት መዓላ ዘገልግል፣ መደበር ኒኩሌር ምኽፋታ ኣፍሊጣ።
ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር፣ መሓመድ ቢን ራሺድ ኣል መኽቱም ብ1 ነሓሰ ብትዊተ [...]
![ዚምባብዌ፣ ብልሽውና ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከይካየድ መንግስቲ ከልኪሉ ዚምባብዌ፣ ብልሽውና ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከይካየድ መንግስቲ ከልኪሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/zimbabwe.jpg)
ዚምባብዌ፣ ብልሽውና ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከይካየድ መንግስቲ ከልኪሉ
Radio Erena: 03 August 2020
ኣብ ዚምባብዌ፣ ብመንግስቲ ዝፍጸም ብልሽውና ከበቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከይካየድ ተኸልኪሉ።
እቲ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ን31 ሓምለ፣ ብደረጃ ሃገር ክካየድ ተመዲቡ እኳ እንተነበረ፣ [...]
![ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ኣበርክቶ ተገይሩሎም ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ኣበርክቶ ተገይሩሎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/IMG-20200726-WA0011.jpg)
ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ኣበርክቶ ተገይሩሎም
Radio Erena: 02 August 2020
ከም መቐጸልታ ናይቲ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ንዜጋታቶም ንምሕጋዝ ዝገብሩዎ ዘለዉ ቀጻሊ ወፈያ፣ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ መሰረታዊ [...]
![‘ጀዋር መሓመድ ኣብ ስለያ ተዋፊሩ ኔሩ’ ፈደራላዊ መርማሪ ‘ጀዋር መሓመድ ኣብ ስለያ ተዋፊሩ ኔሩ’ ፈደራላዊ መርማሪ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/johar.jpg)
‘ጀዋር መሓመድ ኣብ ስለያ ተዋፊሩ ኔሩ’ ፈደራላዊ መርማሪ
Radio Erena: 02 August 2020
ምስ ቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ብዝተኣሳሰር ጉዳይ ተኸሲሱ ኣብ ቤት ማእሰርት ዝርከብ ጀዋር መሓመድ ንሳልሳይ እዋኑ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ።
እቲ ክሱስ፣ ናይ ፍሉጣት ሰባት ኣድራሻ ተለል [...]
![ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ‘ኣፍሪቃ ሃገራት ኣፍሪቃ ንኮቪድ 19 ብዝምልከት ዝህቦኦ ጸብጻብ ሓቅነት የብሉን’ ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ‘ኣፍሪቃ ሃገራት ኣፍሪቃ ንኮቪድ 19 ብዝምልከት ዝህቦኦ ጸብጻብ ሓቅነት የብሉን’](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/africacovid.jpg)
ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ‘ኣፍሪቃ ሃገራት ኣፍሪቃ ንኮቪድ 19 ብዝምልከት ዝህቦኦ ጸብጻብ ሓቅነት የብሉን’
Radio Erena: 02 August 2020
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንለበዳ ኮሮኖ ቫይረስ ብዝምልከት ብወግዒ ዝህቦኦ ዘለዋ ቁጽሪ ሕሙማትን ህይወቶም ዝሰኣኑን፣ ካብቲ ሓቀኛ ቁጽሪ ኣዝዩ ዝፈላለይ ምዃኑ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ።
እቲ ውድብ [...]
![ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ንልዕሊ ክልተ መዓልታት ኣብ ሰንፈላል ዝነበሩ 95 ኤርትራውያን፣ ማልታ ተቐቢላቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ንልዕሊ ክልተ መዓልታት ኣብ ሰንፈላል ዝነበሩ 95 ኤርትራውያን፣ ማልታ ተቐቢላቶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/Eritreans-in-Malta.png)
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ንልዕሊ ክልተ መዓልታት ኣብ ሰንፈላል ዝነበሩ 95 ኤርትራውያን፣ ማልታ ተቐቢላቶም
Radio Erena: 31 July 2020
95 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ንልዕሊ ክልተ መዓልታት ኣብ ሰንፈላል ድሕሪ ምጽንሓ፣ መንግስቲ ማልታ ና [...]
![መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ስርዓት ሙጋበ ናይ ሕርሻ መሬቶም ንዝመንጠሎም ጸዓዱ ሓረስቶት 3.5 ቢልዮን ዶላር ክክሕስ ተሰማሚዑ መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ስርዓት ሙጋበ ናይ ሕርሻ መሬቶም ንዝመንጠሎም ጸዓዱ ሓረስቶት 3.5 ቢልዮን ዶላር ክክሕስ ተሰማሚዑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/Zimbabwe-land.png)
መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ስርዓት ሙጋበ ናይ ሕርሻ መሬቶም ንዝመንጠሎም ጸዓዱ ሓረስቶት 3.5 ቢልዮን ዶላር ክክሕስ ተሰማሚዑ
Radio Erena: 31 July 2020
መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ስርዓት ሙጋበ፣ ናይ ሕርሻ መሬቶም ንዝመንጠሎም ጸዓዱ ሓረስቶት፣ 3.5 ቢልዮን ዶላር ክኽሕስ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐ ተሓቢሩ።
እቲ ካሕሳ፣ ነቲ ኣብ ልዕሊ ሕርሻ [...]
![ኢራን ንልምምድ ዝተኮሰቶ ሚሳይላት፣ ኣብ ከባቢ ወትሃደራዊ መዓስከር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝዓለበ ተሓቢሩ ኢራን ንልምምድ ዝተኮሰቶ ሚሳይላት፣ ኣብ ከባቢ ወትሃደራዊ መዓስከር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝዓለበ ተሓቢሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/Iran-Missile.png)
ኢራን ንልምምድ ዝተኮሰቶ ሚሳይላት፣ ኣብ ከባቢ ወትሃደራዊ መዓስከር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝዓለበ ተሓቢሩ
Radio Erena: 31 July 2020
ኢራን ዝተኮሰቶ ሚሳይላት፣ ኣብ ከባቢ'ቲ ኣመሪካን ፈረንሳን ዓስኪረናሉ ዝርከባ ወትሃደራዊ መዓስከር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝዓለበ ተሓቢሩ።
እቲ ናብ ሮቡዕ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ካ [...]