Author: amanuel

1 430 431 432 433 434 563 4320 / 5624
ቱርኪ ኣስታት 16 ሽሕ ወትሃደራት መንግስቲ ሶማል ከተሰልጥን’ያ

ቱርኪ ኣስታት 16 ሽሕ ወትሃደራት መንግስቲ ሶማል ከተሰልጥን’ያ

Radio Erena: 06 August 2020 ቱርኪ፣ ኣስታት 16 ሽሕ ወትሃደራዊ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ንምስልጣን ትሰርሕ ከምዘላ፣ ኣብ ሞቛድሾ ዝርከብ ኣምባሳደር እታ ሃገር መህመት ይልማዝ ንኣገልግሎት ዜና ኣናዱሉ ሓቢሩ። [...]
ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምድጋፍ ክዋፈር ካብ ዝተመደበ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ካርቱም ኣትዩ

ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምድጋፍ ክዋፈር ካብ ዝተመደበ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ካርቱም ኣትዩ

Radio Erena: 06 August 2020 ኣብ ሱዳን፣ ናብ ዴሞክራስያዊ መስርሕ ንምስግጋር፣ ንግዝያዊ መንግስቲ ንምሕጋዝ ክዋፈር ካብ ዝተመደበ ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት ናብ ካርቱም ከምዝኣተወ እቲ ኣህጉራዊ ውድብ ኣፍሊጡ። እቲ ብ [...]
ኣመሪካ፣ ንኢትዮጵያ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ዝሕግዛ ናይ ልዕሊ 70 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ

ኣመሪካ፣ ንኢትዮጵያ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ዝሕግዛ ናይ ልዕሊ 70 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ

Radio Erena: 06 August 2020 ኣመሪካ፣ ኢትዮጵያ ንእትገብሮ ዘላ መኸተ ኮረና ቫይረስ ንምሕጋዝ ልዕሊ 70 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ኣበርኪታ። እቲ ኣብዚ ሳልስቲ ዝተለገሰ ሓገዝ፣ ኣብ ጽዑቕ ክንክን ንዝኣትዉ ሰባ [...]
ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 20 ሽሕ በጺሑ

ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 20 ሽሕ በጺሑ

Radio Erena: 05 August 2020 ኣብ 55 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 960 ሽሕ ከምዝበጽሐ ማእከል ምቁጽጻርን ምክልኻልን ሕማማት ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ። እቲ ንሕብረት ኣፍሪቃ ዝ [...]
ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝወርድ ዘሎ ሓያል ዝናብ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣውሪዱ

ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝወርድ ዘሎ ሓያል ዝናብ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣውሪዱ

Radio Erena: 05 August 2020 ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን የመንን ኣብ ዘጠቓለለ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝወርድ ዘሎ ሓያሎ ዝናብ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት የውርድ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣቐዲሙ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ኣብ ሱዳን [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ን40 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ኣብ ዘኽእሎ ምርጫ ክወዳደር’ዩ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ን40 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ኣብ ዘኽእሎ ምርጫ ክወዳደር’ዩ

Radio Erena: 05 August 2020 ካብ 1986 ኣትሒዙ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ዝካየድ ምርጫ፣ ንሰልፉ ወኪሉ ዝወዳደር እንኮ ሕጹይ ኮይኑ ከምዝቐርብ ኣፍሊጡ። እቲ [...]
Dr. Yahia Jabir: An Eritrean saga

Dr. Yahia Jabir: An Eritrean saga

Radio Erena 04 August 2020 Friday 31 of July was Eid Al-Adha which also corresponded with the 50th anniversary of the fall of the first Eritrea [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሓደ ወርሒ፣ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት ተኣሲሮም

ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሓደ ወርሒ፣ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erene: 04 August 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ብሰንኪ ቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ኣስታት 9 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ከምዝተፈናቐሉ፣ ንቤት ጽሕፈት ምትሕብባር ሰብ [...]
ሱዳን፣ ናብ ወጻኢ ሃገራት ዝገሹ ዜጋታት፣ መውጽኢ ቪዛ ከምዘየድልዮም ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ናብ ወጻኢ ሃገራት ዝገሹ ዜጋታት፣ መውጽኢ ቪዛ ከምዘየድልዮም ኣፍሊጣ

Radio Erene: 04 August 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ናብ ወጻኢ ሃገራት ዝገሹ ዜጋታት፣ መውጽኢ ቪዛ ከምዘየድልዮም ሚኒስተሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተሪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ 1 ነሓሰ ጀሚሩ፣ ዜጋታ [...]
1 430 431 432 433 434 563 4320 / 5624