Author: amanuel
![Graduation into a vicious circle Graduation into a vicious circle](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Sawa-grad-Issias.png)
Graduation into a vicious circle
Radio Erena: 19 August 2020
Mr. Yemane G. Meskel, the Eritrean Minister of Information and the official spokesperson of the Eritrean government [...]
![ንኣስታት 5 ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምምላስ ልዕሊ 6 ሽሕ ብር ክኸፍሉ ይግደዱ ንኣስታት 5 ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምምላስ ልዕሊ 6 ሽሕ ብር ክኸፍሉ ይግደዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Adigrat.png)
ንኣስታት 5 ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምምላስ ልዕሊ 6 ሽሕ ብር ክኸፍሉ ይግደዱ
Radio Erena: 19 August 2020
ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 5 ኣዋርሕ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤርትራ ንምምላስ ልዕሊ 6 ሽሕ ብር ይኸፍሉ ምህላዎም ተሓቢሩ።
ካብን ናብ ኤርትራን ኢት [...]
![ኣመሪካን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን ኣመሪካን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/UAE-US-navy.png)
ኣመሪካን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን
Radio Erena: 19 August 2020
ኣመሪካን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ክሊ ማያት ዓረብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየዳ ማእከላይ እዚ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ኣፍሊጡ።
እቲ ክሳብ 17 ነሓሰ፣ ንኣርባዕተ መዓ [...]
![ፕረዚደንት ማሊ፣ ብሰራዊት እታ ሃገር ድሕሪ ምእሳሩ ካብ ስልጣኑ ከምዝወረደ ኣፍሊጡ ፕረዚደንት ማሊ፣ ብሰራዊት እታ ሃገር ድሕሪ ምእሳሩ ካብ ስልጣኑ ከምዝወረደ ኣፍሊጡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Mali-president.png)
ፕረዚደንት ማሊ፣ ብሰራዊት እታ ሃገር ድሕሪ ምእሳሩ ካብ ስልጣኑ ከምዝወረደ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 19 August 2020
ፕረዚደንት ማሊ ኢብራሂም ቡባከር ከይታ፣ ብሰሉስ 18 ነሓሰ ብሰራዊት እታ ሃገር ድሕሪ ምእሳሩ፣ ካብ ስልጣኑ ከምዝወረደ ኣፍሊጡ።
እቲ ፕረዚደንት ብቴሌቪዥን እታ ሃገር ኣብ ዘመሓ [...]
![ርጉእ መንግስቲ ክትምስርት ኣብ ዘይክኣለት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልተ ዓመታት ሓሙሽተ ሚኒስተራት ምክልኻል ተቐይሮም ርጉእ መንግስቲ ክትምስርት ኣብ ዘይክኣለት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልተ ዓመታት ሓሙሽተ ሚኒስተራት ምክልኻል ተቐይሮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Lemma-Megerssa.png)
ርጉእ መንግስቲ ክትምስርት ኣብ ዘይክኣለት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልተ ዓመታት ሓሙሽተ ሚኒስተራት ምክልኻል ተቐይሮም
Radio Erena: 18 August 2020
ርጉእ መንግስቲ ክትምስርት ኣብ ዘይክኣለት ኢትዮጵያ፣ ዝሓለፈ ዓመት ሚኒስተር ምክልኻል ዝተሸመ ኣቶ ለማ መገርሳ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ።
ፕረዚደንት ክልል ኦሮሞ ነበር፣ ኣቶ ለማ መ [...]
![ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንዓመታት ዘዋህለልኦ ልዕሊ 580 ቢልዮን ዶላር ዕዳ ክኸፍላ ከምዘይክእላ ተገሊጹ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንዓመታት ዘዋህለልኦ ልዕሊ 580 ቢልዮን ዶላር ዕዳ ክኸፍላ ከምዘይክእላ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/africa_china.png)
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንዓመታት ዘዋህለልኦ ልዕሊ 580 ቢልዮን ዶላር ዕዳ ክኸፍላ ከምዘይክእላ ተገሊጹ
Radio Erena: 18 August 2020
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከጋጥመን ካብ ዝኽእል ቁጠባዊ ቅልውላው ንምድሓን ባንክ ዓለምን ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብን፣ ዘለወን ውህሉል ዕዳ ክድስክል ዝብል እማመ ኣብ ዘተ [...]
![ሶማል፣ ሚኒስተር ትምህርቲ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ድሒኑ፣ 16 ሰባት ተቐቲሎም ሶማል፣ ሚኒስተር ትምህርቲ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ድሒኑ፣ 16 ሰባት ተቐቲሎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/somalatack.jpg)
ሶማል፣ ሚኒስተር ትምህርቲ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ድሒኑ፣ 16 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 18 August 2020
ሚኒስተር ትምህርቲ ሶማል፣ ዓብዱላሂ ጎዳሕ ባረ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ከምዝደሓነ መግለጺ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ኣፍሊጡ።
ኣቲ ሚኒስተር፣ ብሰንበት 16 ነሓሰ፣ ብቓ [...]
![ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ንመላእ ኣፍሪቃ ዝሓቖፈ ሽልማት ስፖርት – ኣኖካ ተዋሂቡ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ንመላእ ኣፍሪቃ ዝሓቖፈ ሽልማት ስፖርት – ኣኖካ ተዋሂቡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Abiy-Ahmed-ANOCA.png)
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ንመላእ ኣፍሪቃ ዝሓቖፈ ሽልማት ስፖርት – ኣኖካ ተዋሂቡ
Radio Erena: 18 August 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ብማሕበር ሃገራውያን ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኣፍሪቃ፡ ማለት ኣኖካ፡ ዝለዓለ ናይ ክብሪ ሽልማት ተዋሂቡ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነዚ ሽ [...]
![ኤርትራ፣ ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ዋሕዲ ሞያውያን መማህራን ንምትካእ፣ ኣብ ሳዋ ዝሰልጠኑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ክዋፈሩ’ዮም ኤርትራ፣ ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ዋሕዲ ሞያውያን መማህራን ንምትካእ፣ ኣብ ሳዋ ዝሰልጠኑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ክዋፈሩ’ዮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Sawa-students.png)
ኤርትራ፣ ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ዋሕዲ ሞያውያን መማህራን ንምትካእ፣ ኣብ ሳዋ ዝሰልጠኑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ክዋፈሩ’ዮም
Radio Erena: 17 August 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ቀጻሊ ዋሕዚ ናብ ስደት ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ዋሕዲ ሞያውያን መማህራን ንምትካእ፣ ኣብ ሳዋ ክስልጥኑ ዝጸንሑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ ምምህ [...]
![ኣንጎላ፣ ደቁ ናይቲ ን38 ዓመታት ዝመርሐ ዶ ሳንቶስ፣ ተወሳኺ ክስታት ብልሽውናን ይምስረተሎም ኣንጎላ፣ ደቁ ናይቲ ን38 ዓመታት ዝመርሐ ዶ ሳንቶስ፣ ተወሳኺ ክስታት ብልሽውናን ይምስረተሎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Dos-Santos.png)
ኣንጎላ፣ ደቁ ናይቲ ን38 ዓመታት ዝመርሐ ዶ ሳንቶስ፣ ተወሳኺ ክስታት ብልሽውናን ይምስረተሎም
Radio Erena: 17 August 2020
ደቁ ናይቲ ንኣንጎላ ን38 ዓመታት ዝመርሐ ሆሴ ኢድዋርዶ ዶ ሳንቶስ፣ ተወሳኺ ክስታት ዝርገት ሃብቲ ሃገርን ብልሽውናን ከምዝተመስረተሎም ዝተፈላለዩ ምንጭታት ካብታ ሃገር ሓቢሮም።
[...]