Author: amanuel

1 417 418 419 420 421 538 4190 / 5373
ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ባሕረኛታት፣ ብሓገዝ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ከምዝተፈትሑ ዲፕሎማሰኛታት ኣሚቶም

ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ባሕረኛታት፣ ብሓገዝ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ከምዝተፈትሑ ዲፕሎማሰኛታት ኣሚቶም

Radio Erena: 23 June 2020 ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ብምስጢር ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ባሕረኛታት፣ ብሓገዝ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ክፍትሑ ከምዝኽኣሉ ዲፕሎማሰኛታት ኣሚቶ [...]
“ካብ ማእሰርቲ ሊብያ ናብ ኣስመራ ክምለሱ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ዝተረኽቡ ኤርትራውያን ሃዲሞም”

“ካብ ማእሰርቲ ሊብያ ናብ ኣስመራ ክምለሱ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ዝተረኽቡ ኤርትራውያን ሃዲሞም”

Radio Erena: 22 June 2020 ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ዝርከብ ኣብያተ ማእሰርቲ ተዳጕኖም ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ገሊኦም ናብ ግዝያዊ መጽንሒ መዓስከራት ቻድን ርዋንዳን ክሰጋገሩ እንከለዉ፣ ናብ ኤርትራ ዝተመ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢጋድ 67 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ለጊሱ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢጋድ 67 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ለጊሱ

Radio Erena: 22 June 2020 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ሃገራት ኢጋድ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ዝገብርኦ ንዘለዋ ጻዕሪ ንምድጋፍ 67.4 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ፣ ንለበዳ እቲ ሕማም ብዝያዳ ዝተቓል [...]
ዝሓለፈት ዓመት፣ ኣስታት 80 ሚልዮን ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎም

ዝሓለፈት ዓመት፣ ኣስታት 80 ሚልዮን ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎም

Radio Erena: 22 June 2020 ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት፣ ብቀዳም 20 ሰነ፣ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ። እዛ ዕለት፣ ዓለምና ንለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ምምካት ተጸሚዳትሉ ኣብ ዘላ እዋን ትዝከር ምህላዋ፣ [...]
ሶማል፣ ኣብ ክልተ ከተማታት መጥቃዕቲ ተኻይዱ

ሶማል፣ ኣብ ክልተ ከተማታት መጥቃዕቲ ተኻይዱ

Radio Erena: 22 June 2020 ኣብ ደቡብን ማእከልን ሶማል ኣብ ዝርከባ ክልተ ከተማታት ብዝተኻየደ መጥቃዕታት፣ ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ብቀዳምን ሰንበትን፣ ኣብ ከተማታት ዋንላዋይንን ባሓዳዋይንን፣ [...]
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ተዘኪራ

20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ተዘኪራ

Radio Erena: 21 June 2020 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ተዘኪራ። ኤርትራውያን ውድባት፣ ምንቅስቓሳትን ተጣበቕቲ መሰላትን ናብ ራድዮ ኤረና ኣብ ዝሰደድዎ መልእኽቲ፣ ሰማእ [...]
መንግስቲ ኤርትራ መህነጺ ጽርጊያ ዝዓለመ ካብ ሕ.ኤ. ዝሓተቶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ተነጺጉ

መንግስቲ ኤርትራ መህነጺ ጽርጊያ ዝዓለመ ካብ ሕ.ኤ. ዝሓተቶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ተነጺጉ

Radio Erena: 21 June 2020 መንግስቲ ኤርትራ መህነጺን መጸገኒን ጽርጊያ ዝዓለመ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝሓተቶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ፣ እቲ ሕብረት ነጺጉዎ። ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ጉዳያት ወጻኢ ፖሊሲ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ [...]
ኣብ ኤርትራ ተቐዪዶም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ሃንደስቲ ባሕሪ፣ ናጻ ወጺኦም

ኣብ ኤርትራ ተቐዪዶም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ሃንደስቲ ባሕሪ፣ ናጻ ወጺኦም

Radio Erena: 21 June 2020 ኣብ ኤርትራ ተቐዪዶም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ሃንደስቲ ባሕሪ፣ ናጻ ወጺኦም ክብል ማዕከን ሓበሬታ ኣናዶሉ ገሊጹ። እቲ ኣገልግሎት ዜና ኣብ ናይ 20 ሰነ ሕታሙ ኣብ ዘስፈሮ ሓበሬታ፣ ሚኒስ [...]
ኤርትራ፣ ንሓደ ኪሎ ስርናይ 4 ዶላር፣ ንሓንቲ ሊትሮ ዘይቲ ኣስታት 8 ዶላር ይሽየጥ ኣሎ

ኤርትራ፣ ንሓደ ኪሎ ስርናይ 4 ዶላር፣ ንሓንቲ ሊትሮ ዘይቲ ኣስታት 8 ዶላር ይሽየጥ ኣሎ

Radio Erena: 19 June 2020 ኤርትራ፣ ኣብ ርእሲ'ቲ ዝጸንሐ ከቢድ ናይ መነባብሮ ጸገማት፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ከም ዘይትን ሽኮርን ዝኣመሰለ መሰረታዊ መግብታት ንምርካብ ተጸጊሙ ከምዘሎ ነበርቲ ከተማ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራ ናብ ዘተ ክሳተፉ ዓዲሙ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራ ናብ ዘተ ክሳተፉ ዓዲሙ

Radio Erena: 19 June 2020 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራት፣ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ክሳተፉ ወግዓዊ ዕድመ ኣቕሪቡሎም። እቲ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ጸጥታ ዘተኮረ ዋዕላ፣ ኣብ [...]
1 417 418 419 420 421 538 4190 / 5373