Author: amanuel

30 ትካላት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብዛዕባ ኤርትራ ናብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ደብዳቤ ጽሒፈን
Radio Erena: 12 June 2019
30 ትካላት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብዛዕባ'ቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት ናብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ደብዳቤ ጽሒፈን።
እተን ኣህጉራውያንን ሃገራውያንን [...]

ኬንያ ምስ ሶማልያ ዘዋስና ዶባት ዓጽያ
Radio Erena: 12 June 2019
ኬንያ ምስ ሶማልያ ዘዋስና ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ።
እቲ ተዓጽዩ ዘሎ ዶባት፣ ናብቲ ንክልቲኤን ሃገራት ዘዋስን ክሊ ማይ ዝቐረበ ዞባ ላሙ'ዩ።
ኬንያ፣ ምስ ሶማልያ ዘዋስና ዶ [...]

ኣመሪካ፣ ፍሉይ ኣማኻሪ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ክትምዝዝ’ያ
Radio Erena: 12 June 2019
ኣመሪካ፣ ንኣምባሳደር ዶናልድ ቡስ፣ ከም ፍሉይ ኣማኻሪ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ኮይኑ ከገልግል ክትምዝዞ ምዃና ተገሊጹ።
እቲ ኣቐዲሙ፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን [...]

ስልማት ኖቤል ዝተዓወት ናይጀርያዊ፣ ዎለ ሾይንካ ዝርከቦም 102 ደረስቲን ጋዜጠኛታትን ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናይ ጥርዓን ደብዳቤ ልኢኾም
Radio Erena: 11 June 2019
ኣብ 1986፣ ብስነ ጽሑፍ ስልማት ኖቤል ዝተዓወተ ናይጀርያዊ ደራሲ፣ ዎለ ሾይንካ ዝርከቦም 102 ደረስቲ፣ ጋዜጠኛታትን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናይ [...]

ባዕሉ ብዝሰንዓ ጃልባ ካብ ሆላንድ ናብ ብሪጣንያ ክሰግር ዝፈተነ ኤርትራዊ ናብ ኢጣልያ ክስጎግ’ዩ
Radio Erena: 11 June 2019
ባዕሉ ብዝሰንዓ ጃልባ፣ ካብ ሆላንድ ተበጊሱ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝሓለነ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ናብ ኢጣልያ ክስጎግ ምዃኑ ምዕከን ዜና ቴሌግራፍ ሓቢሩ።
እቲ ስሙ ዘይተጠቕሰ፣ ወ [...]

ጅቡቲ፣ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ገማግም ባሕራ ከምዘይተጸግዓ ገሊጻ
Radio Erena: 11 June 2019
ጅቡቲ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ገማግም ባሕራ ከምዘይተጸግዓ ገሊጻ።
እታ ሃገር ነዚ ትገልጽ ዘላ፣ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝተጸግዓ መርበባት ሓበሬታ ሃገራት ዓረብ [...]

ሱዳን፣ ምዕጻው ትካላትን ስራሕ ደው ናይ ምባልን ኣድማ ይቅጽል
Radio Erena: 10 June 2019
ካርቱም፣ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ስልጣኑ ናብ ሲቪላዊ መንግስቲ ከሰጋገር ዝጽውዕ፣ ምዕጻው ትካላትን ስራሕ ደው ናይ ምባልን ኣድማ ይካየድ ኣሎ።
እዚ ካብ ሰንበት 9 ሰነ ኣትሒዙ ዝ [...]

ኤርትራን ግብጽን፣ ንወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ንምሕጋዝ ዘትየን
Radio Erena: 10 June 2019
መራሕቲ ኤርትራን ግብጽን፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ተገሊሉ ንዝርከብ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ንምሕጋዝ ከምዝዘተዩ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
እቶም መራሕቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ [...]

ኢትዮጵያ፣ ሕማም ሸሮኽ የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 10 June 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰስፋሕፍሕ ዘሎ ሕማም ሸሮኽ ብውሕዱ 15 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ።
ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ውጽኣት ብምስዓብ ዝቐትል [...]

ስዑዲ ዓረብ ዋንነት ሕ.መ.ኣመሪካ ዝኾነ ኣጽዋር ከተፍሪ’ያ
Radio Erena: 09 June 2019
ፍርያት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝኾነ ተተኮስቲ ቦምባታት ኣብ ስዑዲ ዓረብ ክፈሪ ዘፍቅድ ስምምዕ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ተኻዪዱ።
ኒውዮርክ ታይምስ ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ [...]