Author: amanuel

1 415 416 417 418 419 538 4170 / 5373
ኣየርላንድ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣስታት 150 ኤርትራውያን ከተጣይስ’ያ

ኣየርላንድ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣስታት 150 ኤርትራውያን ከተጣይስ’ያ

Radio Erena: 30 June 2020 ኣየርላንድ፣ ኣብዚ ዝቕጽል ክልተ ዓመታት፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ልዕሊ 3 ሽሕ ስደተኛታት ናይ ምጥያስ መስርሕ ክትጅምር ምዃና ኣይርሽ ታይምስ ገሊጹ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ንሰበ [...]
ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ዝተበገሱ “ዑሱባት’ዮም” ዝበለቶም 122 ዜጋታታ ኣሲራ

ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ዝተበገሱ “ዑሱባት’ዮም” ዝበለቶም 122 ዜጋታታ ኣሲራ

Radio Erena: 30 June 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ንምስታፍ ዝተበገሱ'ዮም ዝበሎም 122 ዜጋታቱ ከምዝኣሰረ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ካብ ዝተታሕዙ ሰባ [...]
ማላዊ፣ ኮረና ቫይረስ ከይዓገታ ኣብ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ናብ ስልጣን ደይቡ

ማላዊ፣ ኮረና ቫይረስ ከይዓገታ ኣብ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ናብ ስልጣን ደይቡ

Radio Erena: 30 June 2020 ኢትዮጵያ እትርከበን ሃገራት፣ ብጉልባብ ኮረና ቫይረስ ምርጫ ናይ ምስራዝ ስጉምታት ክወስዳ እንከለዋ፣ ከም ማሊን ብሩንዲን ዝኣመሰላ ግና ብኣንጻሩ ስሩዕ ምርጫታታት ከተኣናግዳ ክኢለን። [...]
ኣመሪካ፣ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ከምዝተዋፈራ ወቒሳ

ኣመሪካ፣ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ከምዝተዋፈራ ወቒሳ

Radio Erena: 29 June 2020 ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ድቂሰብ ከምዝተዋፈራ ምምሕዳር ትራም ወቒሱ። ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ብ25 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋ [...]
ሶማል፣ ምርጫ ክካየድ ከምዘይክእል ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊጹ

ሶማል፣ ምርጫ ክካየድ ከምዘይክእል ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: 29 June 2020 ሶማል፣ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት እዚ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ምርጫ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ክካየድ ከምዘይክእል ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊጹ። ኣደ መንበር ኮሚሽን ምርጫ፣ [...]
ሱዳን፣ ካብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን 1.8 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ ተኣትዩላ

ሱዳን፣ ካብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን 1.8 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ ተኣትዩላ

Radio Erena: 29 June 2020 ሱዳን፣ ናብ ደሞክራስያዊ መስርሕ ንምስግጋር ኣብ እትሓልፎ ዘላ መንገዲ ንምሕጋዝ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ናይ ኣስታት 1.8 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ ከምዝኣተዋላ ተገሊጹ። እቲ መብጽ [...]
ኤርትራውያን ካብ መዳጎኒ መዓስከራት ሊብያ የምልጡ

ኤርትራውያን ካብ መዳጎኒ መዓስከራት ሊብያ የምልጡ

Radio Erena: 28 June 2020 ኣብ ሊብያ፣ ካብ መዳጎኒ መዓስከራት ናይ ዘምልጡ ዘለዉ ስደተኛታት ቁጽሪ እናወሰኸ ይመጽእ ከምዘሎ ኣካል ውድብ ሕቡራት ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ገሊጹ። ብመሰረት ጸብጻብ’ቲ ውድብ፣ ኣብዚ ዝሓለ [...]
ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ በይናዊ ምርጫ ንኸካይድ ዘቕረቦ ጠለብ ተነጺጉ

ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ በይናዊ ምርጫ ንኸካይድ ዘቕረቦ ጠለብ ተነጺጉ

Radio Erena: 28 June 2020 ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ካብ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ በይናዊ ምርጫ ንኸካይድ ዝቐረበ ጠለብ ከምዝነጸጎ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት እቲ ናይ ምርጫ ቦርድ፣ ሓፈሻዊ ምርጫ ኢ [...]
ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣብ መንጎ ሱዳን፣ ግብጽን ኢትዮጵያን፣ ክቕጽል’ዩ

ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣብ መንጎ ሱዳን፣ ግብጽን ኢትዮጵያን፣ ክቕጽል’ዩ

Radio Erena: 28 June 2020 ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣብ መንጎ ሱዳን፣ ግብጽን ኢትዮጵያን፣ ክቕጽል ምዃኑ፣ ካብ ከተማ ካርቱም ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። መራሕቲ ሰለስቲኤን ሃገራት፣ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ከምኡ’ውን ፕረዚደ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ንኣስታት 30 ዓመታት ለውጢ ዘይርኣየት እንኮ ሃገር

ኤርትራ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ንኣስታት 30 ዓመታት ለውጢ ዘይርኣየት እንኮ ሃገር

Radio Erena: 26 June 2020 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ናጽነተን ካብ ዝተጎናጸፋሉ ዕለት ኣትሒዘን፣ እግሪ እግርን ስዒቡ ዝመጽእ ምልኪ'ዩ። ምልኪ ዘይደሃኻ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኣላ ክትብሃል ኣይትኽእልን። ናጽነት ተኸቲ [...]
1 415 416 417 418 419 538 4170 / 5373