Author: amanuel

ኢትዮጵያ፣ ‘ኲናት ኣብ ሓጺር እዋን ክንውድኦ ኢና’ ፈደራላዊ መንግስቲ
Radio Erena: 15 November 2020
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ህወሓት ጀሚሩዎ ዘሎ ኲናት፣ ኣብ ሒደት መዓልታት ክውድኦ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ሓድሽ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ደመቀ መኮነን ንዲፕሎማሰኛታት ኣብ [...]

ኣስመራ፣ ደብዳብ ሚሳይላት ተኻይዱ
Radio Erena: 14 November 2020
ከም መቐጸልታ ናይቲ ትማሊ፣ ዓርቢ 13 ሕዳር፣ ኣብ ዶባት ናብ ዝርከባ ቁሸታት ዝጀመረ ደብዳብ፣ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ'ውን ኣብ ኣስመራ ሚሳይላት ዓሊቡ።
ዛጊት ክልተ ሚሳይላት ኣብ [...]

ሎሚ ካብ ሰዓታት ወጋሕታ ዝጀመረ፣ ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ፣ ጽዑቕ ደብዳብ ተኻይዱ
Radio Erena: 13 November 2020
ሎሚ ካብ ሰዓታት ወጋሕታ ዝጀመረ፣ ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ፣ ጽዑቕ ደብዳብ ከቢድ ብረት ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ።
እቲ ናይ መዳፍዓት ምዃኑ ዝተገልጸ ደብዳብ፣ ካብ ሎሚ ንግሆ ጀሚሩ ክሳ [...]

Zintan Detention Center Closure Sends Eritrean Refugees Out of the Pan and Into the Fire
Radio Erena: 13 November 2020
According to sources on the ground in Libya, the Dhar el-Jebel detention center in Zintan is getting ready to clo [...]

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ናብ ሱዳን ናይ ዝስደዱ ዘለው ብዝሒ ኢትዮጵያዉያን ልዕሊ 11 ሽሕ በጺሑ
Radio Erena: 13 November 2020
ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ዘካየዶ ዘሎ ኵናት ናይ ዝሃደሙ ብዝሒ ኢትዮጵያውያን ልዕሊ 11 ሽሕ ከምዝበጽሐ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ካ [...]

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ ዝመጽእ ወርሒ ኣትሒዙ ካልኣይ ማዕበል ወራር ኣንበጣ ክኽሰት ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ቀሪቡ
Radio Erena: 12 November 2020
ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ምምካት'የን ዝርከባ።
ብናይ በረኻ ዝፍለጥ ዕስለ ኣንበጣ፣ ካብ መጀምርያ ወርሒ ናይዚ ዓመት ኣትሒዙ፣ ኣብ ልሙዕ [...]

ኣብ ዶባት ትግራይን ኣምሓራን ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ኣሽሓት ሰባት ናብ ሱዳን ተሰዲዶም
Radio Erena: 12 November 2020
ኣብ ዶባት ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ልዕሊ 6 ሽሕ ሰባት ናብ ሱዳን ከምዝተሰዱ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ኣፍሊጡ።
እቶም ካብ ቤት ንብረቶም ዝተመዛበሉ፣ ቆልዑን ደቂን [...]

ሊብያ፣ ተሓላቒት መሰል ደቂንስትዮ ዝኾነት ጓለነስተይቲ ኣብ ከተማ ቤንቓዚ ተቐቲላ
Radio Erena: 12 November 2020
ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ቤንቓዚ፣ ብጀነራል ሓፍታር ብዝምራሕ ሓይሊ ይፍጸም ኣሎ ንእትብሎ ግፍዕታት ክትቃወም ዝጸንሐት፣ ሓናን ኣል ባራሲ ዝተባህለት፣ ተሓላቒት መሰል ደቂንስትዮ፣ ብ10 ሕዳር [...]

ሩስያ፣ ኑክሌር ዝዓጠቓ መራኽብ ዝዓርፋሉ፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ሱዳን ክትሃንጽ መደብ ከምዘለዋ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 12 November 2020
ሩስያ፣ ኑክሌር ዝዓጠቓ መራኽብ ዝዓርፋሉ፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ፣ ኣብ ገማግም ሱዳን ክትሃንጽ መደብ ከምዘለዋ ንወግዓዊ ሓበሬታ መንግስቲ እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ካብ ሞስ [...]

ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ኣብታ ሃገር ተታሒዞም ብዘለው 52 ግብጻውያን ይሰሓሓባ
Radio Erena: 12 November 2020
ኢትዮጵያ፣ ካብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ ኣትሒዛ፣ 52 ግብጻውያን ሒዛቶም ምህላዋ ተሓቢሩ።
እቶም በጻሕቲ ሃገር ምዃኖም ዝተገልጹ ግብጻውያን፣ ናብ ኩዌት ኣብ ዝተበገስሉ እዋን፣ [...]